Author: admin
ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ናይ ወደብ ምጭንናቕ ንምቅላል ካብ ሱዳን ሓገዝ ሓቲታ
Radio Erena: 30 March 2016 ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ናይ ወደብ ምጭንናቕ ንምቅላል ካብ ሱዳን ሓገዝ ከምዝሓተተ ተሓቢሩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ናብ ኢትዮጵያ ዝቀንዓ ልዕሊ 20 መራኽብ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ንምርጋፍ ሪጋ ሒ [...]
ፊንላንድ፣ ዓቕሚ መማህራን ኤርትራን ንምዕባይ ዝተፈላለየ ፕሮጀክታት ትሕንጽጽ
Radio Erena: 29 March 2016 መንግስቲ ፊላንድ ኣብ ምዕባይ ዓቕሚ መማህራ ኤርትራ ዘተኮረ ስልጠና ብዝሰፍሐ መልክዑ ክቕጽሎ ምዃና ገሊጻ። እዚ ዝተገልጸ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ምትሕግጋዝ ኤርትራን ፊ [...]
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረ ሽበራ ኣብ ሪያድ ተጋቢኦም
Radio Erena: 29 March 2016 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ናይተን ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረ ሽበራ ዝኾና ሃገራት ኣብ ሪያድ ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ፣ ብሓለቓ ስታፍ ሰራዊታታት ናይ 34 ኣባላት ሃገራት ተ [...]
ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 600 ስደተኛታት ቀይዱ
Radio Erena: 29 March 2016 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝወጠኑ ኣስታት 600 ስደተኛታት ከምዝቐየዱ ኣፍሊጡ። እቶም ዜግነቶም ዘይተነሓበረ ስደተኛታት፣ 70 ኪሎሜተር ንምዕራብ ካብ ከተማ ጥራብሎስ ርሒ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ሻምፕዮን ቅድድም ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ
Radio Erena: 28 March 2016 ኣብ ብሪጣንያ፣ ዌልስ ከተማ ካርዲፍ ኣብ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ሻምፕዮን ቅድምም ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን 2016፣ ኤርትራ ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ። ሃገራዊት ጋንታ፣ ኣብዚ ብቀዳም 26 መጋቢት 2016 [...]
ኣብ ግብጺ ዝተጋብኡ ሚኒስራት ምክልኻል ኣባላት ሃገራት ሳሕለ-ሰሃራ፣ ሓባራዊ ማእከል ጸረ ግብረ ሽበራ ንምቛም ተሰማሚዕም
Radio Erena: 28 March 2016 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሸርም ሼኽ ዝተጋብኡ ሚኒስራት ምክልኻል ኣባላት ሃገራት ሳሕለ-ሰሃራ፣ ሓባራዊ ማእከል ጸረ ግብረ ሽበራ ንምቛም ተሰማሚዕም። እቶም ወከልቲ ኤርትራ ናይ እትርከብን 28 ሃገራት [...]
ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣብ እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ከቢድ ጸገም ፈጢሩላ ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 25 March 2016 ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣብ እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ከቢድ ጸገም ፈጢሩላ ምህላዉ ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ሓበሬታ፣ 450 ሽሕ [...]
ኣባላት’ቲ ብመንጎኝነት ኤርትራ ምስ መንግስቲ ሱዳን ስምምዕ ዝገበሩ ምንቕስቓስ ቤጃ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 25 March 2016 ኣባላት'ቲ ብመንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ 2006 ምስ መንግስቲ ሱዳን ዝሓበረ ግንባር ምብራቕ ሱዳን ዝኾኑ ተወለድቲ ቤጃ ኣብ ፖርት ሱዳን ናይ ክልተ መዓልታት ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ሬድዮ [...]
ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ የመን ካብ 10 ሚያዝያ ክትግበር ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ
Radio Erena: 25 March 2016 ኣብ የመን፣ ካብ 10 ሚያዝያ ኣትሒዙ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ክትግበር ምዃኑ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብታ ሃገር እስማዒል ዎልድ ሸኽ ኣሕመድ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ኒውዮርክ [...]
ሚኒስተራት ምክልኻል ኣባላት ሳሕለ-ሰሃራ ኣብ ግብጺ ይጋብኡ
Radio Erena: 24 March 2016 ሚኒስተራት ምክልኻል ኣባላት ሃገራት ሳሕለ-ሰሃራ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዓለመ ዋዕላ፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሸርምሸኽ የካይዱ ኣለዉ። እቲ 22 ክሳብ 25 መጋቢት ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ፣ ብዘይካ [...]