Author: admin
ኣብ መንጎ ሓይልታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ከባቢ ጸሮና ዝተኻየደ ኵናት ደው ከምዝበለ ሚኒስተር ዜና ኢትዮጵያ ሓቢሩ
Radio Erena: 13 June 2016 ኣብ መንጎ ሓይልታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ከባቢ ጸሮና ወጋሕታ ሰንበት 12 ሰነ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ከቢድ ዕንወት ወሪዱ ምህላዉ ሚኒስተር ዜና ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ሓቢሩ። እቲ ሚኒስተ [...]
መናድቕ ኣስመራ ብመርድእ ግዳያት ባሕሪ ሊብያ ኣዕለቕሊቑ
Radio Erena: 13 June 2016 ስድራቤታት ናይቶም ኣብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ ኣማኢት ኤርትራውያን ይርድኡ ኣለዉ። እዚ ኣብ ኣስመራን ካልእ ከተማታትን ኣብ ፈቐዶ መናድቕ ተጠቒቑ ዘሎ ናይ መልቀስን መርድ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ናብ ፕረዚደንት ኣልጀርያ ዓብደልዓዚዝ ቡተፍሊቓ ደብዳቤ ልኢኹ
Radio Erena: 12 June 2016 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣቶ መሓመድ ዑመር ማሕመድ፣ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተላእከ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ኣልጀርያ ዓብደልዓዚ ቡተፍሊቓ ኣብጺሑ። እቲ ኣምባሳደ [...]
ኣብ መንጎ ሓይልታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ውግእ ተኻይዱ
Radio Erena: 12 June 2016 ሓይልታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡባዊ ጸሮና ውግእ ኣካይዶም። እቲ ናብ ሎሚ ሰንበት 12 ሰነ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ዝተኻየደ ግጭት፣ ካብ ከባቢታት ኣኽራን ጀሚሩ ናብ ሓያሎ ካልእ ከባቢታት ልሒሙ [...]
ሃለዋት ኤርትራውያን ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን ኣብ ዝጠፍኣላ ኤርትራ፣ ዕለተ ልደት ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ተጸንቢሉ
Radio Erena: 10 June 2016 ሃለዋት ሓያሎ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት፣ ደረስትን ጸሓፍትን ጠፊኡላ ኣብ ዘሎ ኤርትራ፣ ዕለተ ልደት ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ብድምቀት ተጸንቢሉ። ኣብቲ ኣብ ኣስመራ ብ6 ሰነ ዝተኻየደ ጽም [...]
ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ወትሃደራዊ መዓስከትር ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 10 June 2016 ኣልሸባብ ኣብ ሶማልያ ሃልጋን ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ መዓስከር ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። እቲ ብ9 ሰነ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣካል ዓቃብ ሰላም ሕብረት [...]
ፖሊስ ኢጣልያ፣ “ብምስግጋር ስደተኛታት ብዝልዓለ ዝህደን መድሃኔ’ዩ” ብምባል ብጌጋ ተራ ኤርትራዊ ስደተኛ ቀይዱ
Radio Erena: 08 June 2016 ፖሊስ ኢጣልያ፣ ብምስግጋር ስደተኛታት ተጠርጢሩ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ካብ ሱዳን ኣምጽኤዮ ኢሉ ስእሉ ዝዘርግሖ መድሃኔ ይሕደጎ መርእድ ንሱ ከምዘይኮነ ናይ ቀረባ ፈለጥቱ ንሬድዮ ኤረና [...]
ሕ/ ኤ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ናይ 62 ቢልዮን ኤውሮ ሓድሽ ውጥን ከምዘዳለወ ተሓቢሩ
Radio Erena: 08 June 2016 ሕብረት ኤውሮጳ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ውጥን ከምዘዳለወ ተሓቢሩ። እቲ ሕብረት፣ ነተን ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ዜጋታተን ብብዝሒ ናብ ስደት ዝውሕዙ ዘለዉን፣ ስደተኛታት ከኣ ከም መሰጋገሪ [...]
ግብጺ ሓዳስ መናሃርያ ስደተኛታት ኤርትራ ትኸውን ምህላዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 08 June 2016 ግብጺ ሓዳስ መናሃርያ ስደተኛታት ኤርትራ ናብ ኤውሮጳ ትኸውን ምህላዋ መርበብ ሓበሬታ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ካብዚ ሓጺር እዋን ኣትሒዙ ጥራይ ኣብ ከተማ ካይሮ፣ ዓርደለዋ ዝተባህለ ከባቢ፣ ደቆን [...]
ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ህግደፍን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽሙ ምህላዎም መርማሪት ኮሚሽን ኣረጋጊጻ
Radio Erena: 08 June 2016 መርማሪት ኮሚሽን ሎሚ 8 ሰነ ኣብ ዝዘርግሓቶ ጸብጻብ፣ ኣብ ኤርትራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጸም ምህላው ኣረጋጊጻ። እታ ኮሚሽን ኣብ ዘቕረበቶ 26 ገጻት ዝሓዘ ጸብጻብ፣ ኣብ ኤርትራ ፍርሒ [...]