Author: admin
ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ጽኑዕ ሓለዋን ተፍትሽን ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 29 July 2016 ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ጽኑዕ ሓለዋን ተፍትሽን ይካየድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ተሰነይ ሓቢሮም። ሓያሎ ኣሃዱታት ሰራዊት ኣብቲ ከባቢ ተዋፊረን ከምዘለዋ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፣ ጠን [...]
ኣብ ኤርትራ ንሰለስተ ኣዋርሕ ተቐይዶም ዝጸንሑ ኣርባዕተ የመናውያን ተለቒቖም
Radio Erena: 29 July 2016 ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ ኣርባዕተ የመናውያን ብ26 ሓምለ ናጻ ተለቒቖም። እቶም፣ ገፈፍቲ ዓሳ ምዃኖም ዝተሓበሩ ኣርባዕተ የመናውያን፣ ቅድሚ ሰለስተ ወርሒ ኣብ ኣህጉራዊ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ቀንዲ ግዳያት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ ምዃና ተሓቢሩ
Radio Erena: 28 July 2016 ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብን ሽበራን ብዝምልከት ዞባዊ ዓውደ ዘተ ኣብ ኣስመራ ተኻይዱ። እቲ ብመንግስቲ ኤርትራን ሓባራዊ ዕዳጋ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ማለት ኮሜሳን ተወዲቡ ካብ 26 [...]
ኣብ ትግራይ፣ ከባቢ ግርሁ ስርናይ ዝተጻወደ ነታጕ ሓሙሽተ ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 28 July 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ከባቢ ግርሁ ስርናይ ብናይ ነታጕ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ዛጊት ነቲ ህይወት ሓሙሽተ ኢትዮጵያውን ዘጥፈአ ነታጕ ብምጽዋድ ሓላፍነት ዝወሰደ ኣካል [...]
ኣባል ባይቶ ሶማል ነበረ ብዝፈጸሞ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ 13 ሰባት ተቀቲሎም
Radio Erena: 28 July 2016 ኣባል ባይቶ ሶማል ነበረ ብዝፈጸሞ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ 13 ሰባት ተቀቲሎም። እቲ ብ"ባድባዶ" ዝፍለጥ ሳልሕ ኑሕ እስማዒል ዝተባህለ ወዲ 53 ዓመት ኣባል ባይቶ ሶማል ነበረ፣ ካብ ፓርላማ እ [...]
Libya is set to deport Eritrean Immigrants
The Libya government is reported to be in talks with Eritrean diplomats in the country in preparation for deporting Eritrean immigrants back to their [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣንን ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ዘትዮም
Radio Erena: 27 July 2016 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ህሉው ወትሃደራውያን ጸጥታውን ኩነታት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም። ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳን ሌተናት ጀነራል ዒማድ ኣል ዲን ሙ [...]
ኢትዮጵያ ካብ 11 ኩባንያታት ግብጺ እትሽምቶ ዝነበረት መድሃኒት ደው ኣቢላቶ
Radio Erena: 27 July 2016 ኢትዮጵያ ካብ ግብጺ እተምጽኦ ዝነበረት መድሃኒታት ደው ከምዘበለቶ ማዕከናት ዜና ግብጺ ሓቢረን። ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ካብ ዝርከባ 13 ኩባንያት መፍረ መድሃኔት ክትሽመት ከምዝጸንሐ ዝሓበረ ማዕከን [...]
ኣብ ካሌ፣ ኣብ ሞንጎ ስደተኛታት ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓደ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ፣ ሽዱሽተ ቆሲሎም
Radio Erena: 26 July 2016 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ፈረንሳ ወደብ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት ኣብ ሓድሕዶም ብዘካየድዎ ግጭት ሓደ ኢትዮጵያ ክቕተል እንከሎ ሽዱሽተ ካልኦት ከኣ ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሰ [...]
ፖሊስ ሱዳን ኣብ ስዋኪን ዝሓዞም 20 ኤርትራውያን ንምምላሶም ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ይዘራረብ
Radio Erena: 25 July 2016 መንግስቲ ሱዳን ብመንገዲ ስዋኪን፣ ብጃልባ ዝኣተዉ 20 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ንምምላሶም ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ካርቱም ይዘራረብ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ 16 ሓምለ [...]