Author: admin

1 238 239 240 241 242 485 2400 / 4847
ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ባይዶዋ ደብዳብ ሞርታር ኣካዪዱ

ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ባይዶዋ ደብዳብ ሞርታር ኣካዪዱ

ጉጅለ ኣልሸባብ ህዝቢ ብጻዕቂ ኣብ ዝነብረሉ ከባቢታት ከተማ ባይዶዋ ደብዳብ ከምዘካየደ ኣብታ ሃገር ተዋፊሩ ዘሎ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣፍሊጡ።እቲ ብናይ ሞርታር ደብዳብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ሆስፒታል ዝርከቦ ሓያሎ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህብ [...]

Fifteen Eritreans one women among them are participating in the Rio 2016 Olympics

Fifteen (15) Eritreans one women among them are participating in the Rio de Janeiro 2016 Olympics. The Rio Olympics is going to open on Friday 5 th of [...]
ኤርትራ ቀዪዳቶም ዝጸንሐት ኣርባዕተ ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ወጺኦም

ኤርትራ ቀዪዳቶም ዝጸንሐት ኣርባዕተ ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ወጺኦም

ኣብ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሑ ኣርባዕተ ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ወጺኦም።ካብ የመን ዝተፈነወ ዜና ከምዘረጋገጾ፣ እቶም ገፈፍቲ ዓሳ ኣብ ክሊ ማያት ኤርትራ ብምእታው ዓሳ ክገፉ ከምዝተታሓዙ እዩ ዘመልክት። ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋር [...]
ኣብ ጎንደር ተጎሃሂሩ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ፣ መንግስቲ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ዝወሰደ ምላሽ ይህበሉ’ሎ

ኣብ ጎንደር ተጎሃሂሩ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ፣ መንግስቲ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ዝወሰደ ምላሽ ይህበሉ’ሎ

ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎንደር ተጎሃሂሩ ዘሎ ሓያል ሰላማዊ ሰልፊ፣ ሰራዊት መንግስቲ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ዝወሰደ ጎነጽ ዝተሓወሶ ምላሽ ይህበሉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ብውሑዱ ሽዱሽ [...]
ኣኼባ ኢጋድ ኣብ ቅልውላው ደቡብ ሱዳን

ኣኼባ ኢጋድ ኣብ ቅልውላው ደቡብ ሱዳን

ንቅልውላው ደቡብ ሱዳን ክርኢ ዝተጸወዐ ህጹጽ ኣኼባ ኢጋድ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዓርቢ ተጋቢኡ።ኣብቲ ኣኼባ ንፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ወኪሉ ዝተሳተፈ ሓድሽ ምኽትሉ ደንግ ጋይ፣ ኢጋድ ናብ ከተማ ጁባ ዓቃብ ሰላም ክኣቱ ንዘውጸኦ ውሳኔ ከም [...]
ጽባሕ ዓርቢ 5 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ኦሎምፒክ ፣ሪዮ-ብራዚል 2016፣ ሓንቲ ጓለንስተይቲ እትርከቦም 15 ኤርትራውያን ክሳተፉ’ዮም

ጽባሕ ዓርቢ 5 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ኦሎምፒክ ፣ሪዮ-ብራዚል 2016፣ ሓንቲ ጓለንስተይቲ እትርከቦም 15 ኤርትራውያን ክሳተፉ’ዮም

Radio Erena: 04 August 2016 ጽባሕ ዓርቢ 5 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ውድድራት ኦሎምፒክ ፣ሪዮ-ብራዚል 2016፣ ሓንቲ ጓለንስተይቲ እትርከቦም15 ኤርትራውያን ክሳተፉ'ዮም። ኣብዚ ክሳብ 21 ነሓሰ ዝቕጽል ኦሎምፒክ ሪዮ 2016፣ [...]
ብዘይሕጋዊ ንግዲ ዝተጠርተሩ ክልተ ተወላዶ ራሻይዳ ኣብ ዶብ ከባቢ ተሰነይ ተቐቲሎም

ብዘይሕጋዊ ንግዲ ዝተጠርተሩ ክልተ ተወላዶ ራሻይዳ ኣብ ዶብ ከባቢ ተሰነይ ተቐቲሎም

Radio Erena: 04 August 2016 ሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ፣ ብዘይሕጋዊ ንግዲ ንዝተጠርተሩ ክልተ ተወላዶ ብሄረ ራሻይዳ ኣብ ከባቢ ተሰነይ ከምዝቐተሉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ብዘይሕጋዊ ንግዲ ዝተጠርጠሩ ክልተ ተወላ [...]
ብመሸጣ ወትሃደራዊ ንዋትን ነዳዲን ዝተኸሱ 18 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ ናብ ፍርዲ ቀሪቦም

ብመሸጣ ወትሃደራዊ ንዋትን ነዳዲን ዝተኸሱ 18 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ ናብ ፍርዲ ቀሪቦም

Radio Erena: 04 August 2016 ወትሃደራዊ ንዋትን ነዳዲን ብምሻጥ ዝተኸሰሱ 18 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ ናብ ፍርዲ ከምዝቐረቡ ማዕከን ዜና ሻበሌ ካብታ ኣሃገር ሓቢሩ። ካብቶም ብሰሉስ 2 [...]
ኣብ ኣስመራ ስርቂ ዓታሩ ናይ ጋዝ  ካብ ዝነበሮ ገኒኑ ምህላዉ ተሓቢሩ

ኣብ ኣስመራ ስርቂ ዓታሩ ናይ ጋዝ ካብ ዝነበሮ ገኒኑ ምህላዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 August 2016 ኣብ ኣስመራ፣ ስርቂ ዓታሩ ናይ ጋዝ ካብ ዝነበሩ ገኒኑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታት ኤርትራን ስርቂ መዓልታውን ብብዝሒን ዝርአ ዘሎ ክስተት እናኾነ ኣ [...]
ኢራን፣ ብሰንኪ ስዑዲ ዓረብ ዝኸሰረቶ ዝምድና ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ንምትክኡ ትጽዕር

ኢራን፣ ብሰንኪ ስዑዲ ዓረብ ዝኸሰረቶ ዝምድና ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ንምትክኡ ትጽዕር

Radio Erena: 04 August 2016 ድሕሪ ናይ የመን ኩነታት፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝምድናኣ ዛሕቲሉ ዝርከብ ኢራን፣ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ሓድሽ ናይ ዲፕሎማስን ቁጠባን ዝምድና ንምምስራት ተበግሶታት ትወስድ ምህላዋ ዝተፈላለ [...]
1 238 239 240 241 242 485 2400 / 4847