Author: admin

1 193 194 195 196 197 485 1950 / 4847
ፕርዚደንት ትራምፕን ወራሲ ዓራት ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማንን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

ፕርዚደንት ትራምፕን ወራሲ ዓራት ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማንን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

Radio Erena: 16 March 2017 ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ወራሲ ዓራትን ሚኒስተር ምክልኻልን ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን ብምርኻብ ኣብ ህሉው ዝምድና ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ከምኡ ድማ ኣብ ጉዳይ የመን የመን [...]
ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ሞሮኮ ይበጽሕ፣ ንጉስ ‘ታ ሃገር ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ

ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ሞሮኮ ይበጽሕ፣ ንጉስ ‘ታ ሃገር ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 15 March 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብን፣ ክልተ ሰባት ጥራይ ዝሓቖፈ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሰርብያ ድሕሪ ዘካየዶ ናይ ክ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብኩምራ ጎሓፍ ተደፊኖም ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 82 ዓሪጉ

ኢትዮጵያ፣ ብኩምራ ጎሓፍ ተደፊኖም ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 82 ዓሪጉ

Radio Erena: 15 March 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ብቀዳም 11 መጋቢት ኣብ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ኩምራ ጉሓፍ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 82 ከምዝዓረገ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ንሓያሎ ዓመታት ክኹመር ዝጸን [...]
ኬንያ፣ ን100 መዓልታት ዝቐጸለ ኣድማ ሓካይም መዕለቢ ረኺቡ

ኬንያ፣ ን100 መዓልታት ዝቐጸለ ኣድማ ሓካይም መዕለቢ ረኺቡ

Radio Erena: 15 March 2017 ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣድማ ካከይዱ ዝጸንሑ ሓካይም ኬንያ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ብዝኸተምዎ ስምምዕ ናብ ስርሖም ክምለሱ ከምዝወሰኑ መግለጺ መንግስቲ ካብ ናይሮቢ ኣፍሊጡ። ኣሽሓት ሰብ ሞያ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ደረጃታት ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ሒዛ

ኤርትራ፣ ኣብ ደረጃታት ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ሒዛ

Radio Erena: 14 March 2017 ኣብ ግብጽን ጋቦንን፣ ኣብ ዝተኻየደ ዓበይቲ ቅድድማት ኣህጉርና ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ዝወርሐት ኤርትራ፡ ብማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (UCI)፡ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓድሽ ደረጃታት ቅድድም ብሽክለታ [...]
ሱዳን፣ ብደርቂ ንዝተሃስየ ህዝቢ ደቡብ ሱዳን 10,000 ቶን ማሸላ ረዲኤት ሂባ

ሱዳን፣ ብደርቂ ንዝተሃስየ ህዝቢ ደቡብ ሱዳን 10,000 ቶን ማሸላ ረዲኤት ሂባ

Radio Erena: 14 March 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ብደርቂ ንዝተሃስየ ህዝቢ ደቡብ ሱዳን ዝውዕል ልዕሊ 90 ሽሕ ኩንታል ወይ ድማ 10 ሽሕ ቶን ማሸላ ረዲኤት ከምዝለገሰ መግለጺ እቲ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ብትእዛዝ ፕረዚደንት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኩምራ ጎሓፍ 46 ሰባት ቀቲሉ

ኢትዮጵያ፣ ኩምራ ጎሓፍ 46 ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 13 March 2017 ኣብ ኢትጵያ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ፣ ንሓያሎ ዓመታት ክኹመር ዝጸንሐ ጎሓፍ ብምፍራሱ ህይወት 46 ሰባት ከምዘጠፍአ ኣገግልግሎት ዜና ፈረንሳ ካብታ ከተማ ሓቢሩ። 37 ዝቆሰሉ'ውን ናብ ሆስፒታል ከምዝ [...]
ኤርትራ ንናጽነት ኮሶቮ ከምዘይትድግፍ ኣረጋጊጻ

ኤርትራ ንናጽነት ኮሶቮ ከምዘይትድግፍ ኣረጋጊጻ

Radio Erena: 13 March 2017 ኤርትራ፣ ንናጽነት ኮሶቮ ከምዘይትድግፍን ምርግጋጻ፣ ፕረዚደንት ሰርብያ ቶሚስላቭ ኒኮሊች ከምዝነኣደ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ቅርበት ዘለወን ማዕከናት ዜና ካብ ከተማ ቤልግረድ ገሊጸን። እቲ ፕረ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ ዝዛዘም ወትሃደራዊ መዓስከር ቻይና ኣብ ጅቡቲ፣ ስግኣት ከምዘፈጠረላ ሓቢራ

ኣመሪካ፣ ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ ዝዛዘም ወትሃደራዊ መዓስከር ቻይና ኣብ ጅቡቲ፣ ስግኣት ከምዘፈጠረላ ሓቢራ

Radio Erena: 13 March 2017 ቻይና ኣብ ጅቡቲ እተቑሞ ዘላ ወትሃደራዊ መዓስከር ንኣመሪካ ስግኣት ከምዝፈጠረላ ተሓቢሩ። ኣዛዚ እዚ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ (ኣፍሪኮም) ጀነራል ቶማስ ዋልደሁሰር ፣ ብ9 መጋቢት ንባይቶ ኣመሪካ፣ [...]
ምምሕዳር ትራምፕ ልዕሊ 65 ሶማላውያን ብግዴታ ናብ ዓዶም መሊሱ

ምምሕዳር ትራምፕ ልዕሊ 65 ሶማላውያን ብግዴታ ናብ ዓዶም መሊሱ

Radio Erena: 13 March 2017 ምምሕዳር ትራም፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ድማ ብፍላይ ዘሕለፎ ዝተኸለሰ ውሳኔ፣ ተግባራዊ ክኸውን ሒደት መዓልታት ተርፊዎ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ልዕሊ 65 ሶማላ [...]
1 193 194 195 196 197 485 1950 / 4847