Author: Admin

1 164 165 166 167 168 265 1660 / 2647
ስዑዲ ዓረብ፣ ንናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተት ክፍሊት ንሰለስተ ኣዋርሕ ደው ኢሉ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተት ክፍሊት ንሰለስተ ኣዋርሕ ደው ኢሉ

Radio Erena: 09 April 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ከም ኣካል ናይቲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት፣ ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተትዎ ክፍሊት፣ ክሳብ መወዳእታ ሰነ 2020 ደው ክብል ከምዝወሰነት ሚኒስትሪ [...]
ኢጋድ፣ ኣባላት ሃገራት ኣንጻር ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝገብርኦ መኸተ ንምድጋፍ ንነፍሲ ወከፈን 100 ሽሕ ዶላር ኣወፍዩ

ኢጋድ፣ ኣባላት ሃገራት ኣንጻር ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝገብርኦ መኸተ ንምድጋፍ ንነፍሲ ወከፈን 100 ሽሕ ዶላር ኣወፍዩ

Radio Erena: 09 April 2020 ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ወይ በይነ መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ፣ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝገብርኦ ዘለዋ ቃልሲ ንምድጋፍ፣ ነንፍሲ ወከፍ ኣባል ሃገር 100 ሽሕ ዶላር ወፊዩ። እቲ ሸሞ [...]
A New Round of Forced Donations

A New Round of Forced Donations

Radio Erena: 08 April 2020 As usual, whenever the government of Eritrea is hit by a human-made or a natural calamity it takes refuge with its p [...]
ቻይና፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ጽዒናተን ዘላ ውህሉል ዕዳ ከተቃልል ጻውዒት ቀሪቡ

ቻይና፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ጽዒናተን ዘላ ውህሉል ዕዳ ከተቃልል ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 08 April 2020 ቻይና፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ጽዒናተን ዘላ ውህሉል ዕዳ ከተቃልል ሚኒስተር ፋይናንስ ጋና ኬን ኦፎሪ ኣታ ሓቲቱ። ንኮሚተ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝውከለት ጋና ነዚ ጻውዒት ተቕርብ ዘላ፣ ሃገራ [...]
ሱዳን፣ ንሰድድ እትልእኮ ማሸላ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ንሰድድ እትልእኮ ማሸላ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 08 April 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንመሸጣ ዝልኣኽ ዝነበረ ማሸላ ደው ክብል ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ ዝዘርግሖ ወግዓዊ መግለጺ፣ ሱዳን ካብ 15 [...]
81 ተጣበቕቲ መሰል ደቂሰብ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን

81 ተጣበቕቲ መሰል ደቂሰብ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን

Radio Erena: 07 April 2020 መሰል ደቂን ሰብ ዝጣበቓ 81 ትካላት፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን። እተን መሰል ጋዜጠኛታት፣ መሰል እምነታትን ካ [...]

95 ارتريا من حملة شهادات الدكتوراه يصدرون بيانا حول مكافحة الوباء في ارتريا

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 7 أبريل 2020 أصدر خمس وتسعون ارتريا وارترية من حملة شهادات الدكتوراه في مختلف التخصصات العلمية بيانا أسموه ( ما [...]
95 ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኣብ ጉዳይ ለበዳ ኮረና ቫይረስን ህሉው ኩነታት ኤርትራን ዝምልከት ማኒፌስቶ ዘርጊሖም

95 ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኣብ ጉዳይ ለበዳ ኮረና ቫይረስን ህሉው ኩነታት ኤርትራን ዝምልከት ማኒፌስቶ ዘርጊሖም

Radio Erena: 07 April 2020 ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኮረና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከቢድ ቅልውላቅ ከየኸተለ እንከሎ ንምውጋዱ ኣብ ዝግብር ርብርብ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት [...]
ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጁ፣ ጎነጽ ኣብ ሰብ ሓዳር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ

ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጁ፣ ጎነጽ ኣብ ሰብ ሓዳር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ

Radio Erena: 07 April 2020 ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሓያሎ ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጀን፣ ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር፣ ጎነጽ ግኑን ተርእዮ ይኸውን ከምዘሎ ተገሊጹ። ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተረኸብ ጸብጻብ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሱ መርዑትን ዕዱማትን ቃል ኪዳን ምስ ዘእሰሮም ፓስተርን ተኣሲሮም

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሱ መርዑትን ዕዱማትን ቃል ኪዳን ምስ ዘእሰሮም ፓስተርን ተኣሲሮም

Radio Erena: 07 April 2020 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ናታል፣ ክዋዙሉ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብሰንበት 5 ሚያዝያ ቃልሲኪዳን ዝኣስሩ ዝነበሩ መርዓውቲ፣ ንኣዋጅ ውሸባ ብምጥሓሶም ተኣሲሮም። ነቲ ቃልሲ ኪዳን ዘ [...]
1 164 165 166 167 168 265 1660 / 2647