Author: Admin

1 163 164 165 166 167 265 1650 / 2647
ሚኒስተር ፍትሒ ሶማል፣ ብሕማም ኮረና ቫይረስ ሞይቱ

ሚኒስተር ፍትሒ ሶማል፣ ብሕማም ኮረና ቫይረስ ሞይቱ

Radio Erena: 14 April 2020 ሚኒስተር ዴ'ታ፣ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሶማል ከሊፍ ሙእሚን፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ሞይቱ። እቲ ሚኒስተር ፍትሒ ናይ ዞባ ሆርሼቤል ዝኾነ በዓል ስልጣን፣ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኽፈ ድሕሪ [...]
ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ

ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 April 2020 ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ኣብ ኤርትራ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝእወጅ፣ ካብ 30 መጋቢት ክሳብ እዛ ስቱድዮ ዝኣተናላ ሰዓት፣ ኣገልግሎት ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ኣስመራ ከ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕሽሽ ብምባል ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ትሰጉግ ኣላ

ስዑዲ ዓረብ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕሽሽ ብምባል ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ትሰጉግ ኣላ

Radio Erena: 13 April 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 10 መዓልታት ኣስታት 3 ሽሕ ኢትይጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰት ፋይናንሻል ታይምስ ኣቃሊሑ። እታ ሃገር፣ ነዚ ብደረጃ ዓለም ኣስግኡ ዘሎ ለበዳ ኮ [...]
ኢትዮጵያ፣  ሒዛቶ ካብ ዘላ ልኡላዊ ክፋል መሬታ ሱዳን ክትስሕብ’ያ ተባሂሉ

ኢትዮጵያ፣ ሒዛቶ ካብ ዘላ ልኡላዊ ክፋል መሬታ ሱዳን ክትስሕብ’ያ ተባሂሉ

Radio Erena: 12 April 2020 ኢትዮጵያ፣ ካብቲ ንነዊሕ ዓመታት ሒዛቶ ዝጸንሐት፣ ሰፊሕ ክፋል ልኡላዊ መሬት ሱዳን ክትስሕብ ምዃና ኣል ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ስሞም ንዘይጠቐሶም ምንጭታቱ ብምውካስ ኣቃሊሑ። እቲ ማዕ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ገንዘብ ከዋጽኡ ይሕተቱ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ገንዘብ ከዋጽኡ ይሕተቱ

Radio Erena: 12 April 2020 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ናይ ገንዘብ ሓገዝ ክገብሩ ምሕታቱ፣ ኣብ ሓያሎ ዜጋታት ቁጠዐ ከምዝፈጠረ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም [...]
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

Radio Erena: 12 April 2020 ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። እቲ ብሓሙስ 9 ሚያዝያ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣንጻር መሰጋገሪ መንግስቲ’ታ ሃገር ኮይኑ፣ ሓይሊ ንናጽነትን [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ

ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ

Radio Erena: 12 April 2020 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ ጸላኢ ተሓባቢርኩም ብዝብል ክሲ፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ። ምስ ስዑዲ ዓረብ ተሓባቢርኩም፣ ከምኡ’ውን ሓቅነት ዘይብሉ ዜና ዘርጊሕኩም ብዝብል [...]
ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ውሸባ፣ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ

ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ውሸባ፣ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ

Radio Erena: 10 April 2020 ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምቁጽጻር ኣብ ዝተኣወጀ ናይ ውሸባ እዋን፣ ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ ምህላወን ምንጭታት [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን እተካይዶ ዘላ ኵናት ንክልተ ሰሙን በይናዊ ምቁራጽ ተዅሲ ኣዊጃ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን እተካይዶ ዘላ ኵናት ንክልተ ሰሙን በይናዊ ምቁራጽ ተዅሲ ኣዊጃ

Radio Erena: 10 April 2020 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ኪዳን፣ ኣብ የመን ከካይዶ ዝጸንሐ ኵናት፣ ንክልተ ሰሙን በይናዊ ምቁጻር ተዅሲ ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ። እቲ ወትሃደራዊ ኪዳን፣ ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ኣብ ኣባይቲ ተዓጺኻ ስፖርት ክግበር ከምዝከኣል ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሑ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ኣብ ኣባይቲ ተዓጺኻ ስፖርት ክግበር ከምዝከኣል ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሑ

Radio Erena: 10 April 2020 ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ተወሺቦም ኣብ ኣባይቶም ዝርከቡ፣ ከዘውትሮዎ ዘለዎም ዓይነት ስፖርት ብቪድዮ ዘርጊሑ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ቤት [...]
1 163 164 165 166 167 265 1650 / 2647