Author: Admin

1 161 162 163 164 165 265 1630 / 2647
ቱርኪን ስዑዲ ዓረብን፣ ማዕከናት ዜና ሓድሕደን ይዕፍና

ቱርኪን ስዑዲ ዓረብን፣ ማዕከናት ዜና ሓድሕደን ይዕፍና

Radio Erena: 21 April 2020 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ማዕከናት ዜና ቱርኪ ኣብ ውሽጢ ግዝኣተን ከይመሓላለፍ ድሕሪ ምዕፋነን፣ ቱርኪ'ውን ተመሳሳሊ ግብረ መልሲ ከምዝሃበት ይግልጸ ኣሎ። ስዑዲ ዓረብን ሕ [...]
ቻድ፣ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም

ቻድ፣ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: 21 April 2020 ኣብ ቻድ፣ ምስ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ምዃኖም ዝተገልጹ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም። እቶም ኣብ ከተም ጄሜና ኣብ ዝርከብ ቤት ማሰርቲ፣ ኣብ ሓደ ክፍሊ ተታሒዞም ዝነበ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባት ዘገልግላ 11 መተንፈሲ ማሺናት (Ventilators) ኣለዋ

ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባት ዘገልግላ 11 መተንፈሲ ማሺናት (Ventilators) ኣለዋ

Radio Erena: 20 April 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባት ዘገልግላ 11 መተንፈሲ ማሺናት (Ventilators) ከምዘለዋ፣ ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ፣ ክፍሊ መጥባሕቲ ነርስ ዝነበረ መንእሰይ [...]
ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሰ ወትሃደራዊ ኣማሓዳሪ ካርቱም ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሰ ወትሃደራዊ ኣማሓዳሪ ካርቱም ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

Radio Erena: 20 April 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ንዝጠሓሰ ኣማሓዳሪ ካርቱም፣ ሌተናንት ጀነራል ኣሕመድ ዓብዱን ካብ መዝነቱ ሰጕግዎ። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን፣ ንኣዋጅ ውሸባ ብምጥሓስ፣ [...]
ዚምባብዌ፣ ጽምብል 40 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተሰሪዙ

ዚምባብዌ፣ ጽምብል 40 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተሰሪዙ

Radio Erena: 20 April 2020 ዚምባብዌ፣ ኣብ 18 ሚያዝያ ዝካየድ ዓመታዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት፣ ሎሚ ዓመት ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከተእንግዶ ኣይከእለትን። ህዝቢ ዚምባብዌ፣ እንጻር ብሪጣንያን ድሕሪ ዘ [...]
ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ተጌሩሎም

ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ተጌሩሎም

Radio Erena: 20 April 2020 ሚኒስትሪ ፋይናንስ ሱዳን፣ ብሮቡዕ 15 ሚያዝያ ኣብ ዘውጽኦ ኣዋጅ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ከምዝተገብረሎም ኣፍሊጡ። እዚ ማለት ኣስታት 400 ፓው [...]
ኣብ ግሪኽ ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 47 ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናብ ጀርመን ግዒዞም

ኣብ ግሪኽ ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 47 ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናብ ጀርመን ግዒዞም

Radio Erena: 19 April 2020 ኣብ ግሪኽ ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 47 ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናብ ጀርመን ግዒዞም። እቶም ዜጋታት ኤርትራ፣ ኣፍጋኒስታን፣ ሶርያን ዒራቕን ዝኾኑ ስደተኛታት፣ ብዘይኣለይቲ ኣብ [...]
ማስተር ካርድ ፋውንደሽን፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ናይ 10 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ

ማስተር ካርድ ፋውንደሽን፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ናይ 10 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 19 April 2020 ማስተር ካርድ ፋውንደሽን ዝተባህለ ትካል፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘጥቅዕ ዘሎ ወራር ኣምበጣ ንምምካት ዝውዕል፣ ናይ 10 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዘበርከተ ተገሊጹ። ውድብ መግብን ሕርሻን ሕ [...]
ፕ. ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ

ፕ. ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ

Radio Erena: 19 April 2020 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ ኣሎ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክሪ ብኣካል እንዳዞረ [...]

رغم الحظر على الطيران مطار اسمرا يستقبل طائرات شحن إماراتية

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 16 ابريل 2020 تفيد مصادر موثوقة لإذاعة إرينا من اسمرا بأنه ورغم حظر الطيران الذي تفرضه ارتريا على الطيران في إجرا [...]
1 161 162 163 164 165 265 1630 / 2647