Author: Admin

1 139 140 141 142 143 265 1410 / 2647
ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን-ነበር ተዋሂቡዎም ዝነበረ ኣባይቲ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ኮይኑ

ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን-ነበር ተዋሂቡዎም ዝነበረ ኣባይቲ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ኮይኑ

Radio Erena: 13 July 2020 ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ሰበስልጣን ነበር፣ ብመንግስቲ ዝተዋህቦም መንበሪ ኣባይቲ ከምዝተሓደጉ፣ ዘ ሪፖርተር ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። ብመሰረት’ቲ ዝቐረበ [...]
ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብ24% ክብ ኢሉ

ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብ24% ክብ ኢሉ

Radio Erena: 13 July 2020 ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፣ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ናብ ዝኸፈአ ደረጃ ይዓርግ ምህላዉ፣ ማእከል ምቁጽጻር ተላባዕቲ ሕማማት ኣፍሊጡ። ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ’ቲ ትካል፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ጥራይ [...]
ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ

ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ

Radio Erena: 13 July 2020 ኣብ ሱዳን ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ። እቲ ቅድሚ ሓያሎ ኣዋርሕ ናብ ባይቶ ዝቐረበ እማመ፣ ነቶም ኣብቲ ፍጻሜ ዝሳተፉ ሰባት ዝወሃብ መቕጻዕቲ ክትዕ ድሕሪ ም [...]
ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቦም

ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ናይ ስንብታ ወረቐት ኣቕሪቦም

Radio Erena: 12 July 2020 ሸውዓተ ሚኒስተራት መንግስቲ ሱዳን፣ ብገዛእ ፍቓዶም ስልጣኖም ገዲፎም። ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር፣ ‘ጠለብ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካየደ ህዝቢ ንምምላእ’ ብዝብል ምኽንያት፣ ምቅይያር ካቢኔ ሚኒስ [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: 12 July 2020 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ። ኣመሪካዊ ወተሃደራዊ እዚ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብሓሙስ 9 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብቲ ብሰብ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ-ሸኔ፣ ብቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁዴሳ ተሓታቲ’ዩ ኢሉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ-ሸኔ፣ ብቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁዴሳ ተሓታቲ’ዩ ኢሉ

Radio Erena: 12 July 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ-ሸኔ፣ ብቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁዴሳ ተሓታቲ ምዃኑ ገሊጹ። ኣኽባር ሕጊ’ታ ሃገር ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ክልተ ካብቶም ቀተልቲ ኣብ [...]
ኣብ ኣመሪካ ክልተ ደቀንስትዮ ብመኪና ብምግጫው ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

ኣብ ኣመሪካ ክልተ ደቀንስትዮ ብመኪና ብምግጫው ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 10 July 2020 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ክልተ ደቀንስትዮ ብመኪና ብምግጫው ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ዳዊት ቀለተ ዝተባህለ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ኣብ ዋሺንግተን ስተይት ሰላማዊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዓሌታዊ ግጭት ናይ ዝሞቱን ዝቖሰሉን ሰባት ቁጽሪ፣ ብዝለዓለ ናህሪ ይውስኽ

ኢትዮጵያ፣ ብዓሌታዊ ግጭት ናይ ዝሞቱን ዝቖሰሉን ሰባት ቁጽሪ፣ ብዝለዓለ ናህሪ ይውስኽ

Radio Erena: 10 July 2020 ኣብ ኢትዮጵያ ተጎሃሂሩ ብዘሎ ዓሌታዊ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ፣ ናብ 239 ክብ ኢሉ። ኣህጉራውያን ትካላት ሜድያ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝመሓላልፎኦ ዘለዋ ሓበሬታ ከምዘመ [...]
ሱዳን፣ ቀዳማይ ሚኒሰተር ዓብደላ ሓምዶክ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ሰበስልጣን ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ

ሱዳን፣ ቀዳማይ ሚኒሰተር ዓብደላ ሓምዶክ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ሰበስልጣን ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 10 July 2020 ቀዳማይ ሚኒሰተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ሰበስልጣን ክገብር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ዓብደላ ሓምዶክ ብሓሙስ 9 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ 18 ኣባላት ዘለዉዎ ካቢ [...]

تحرير ضحايا من يد عصابة اتجار بالبشر في الخرطوم

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الخميس 9 يوليو 2020 قالت وكالة السودان للأنباء بأن المباحث الجنائية في ولاية الخرطوم القت القبض على مجموعة من تجار البشر [...]
1 139 140 141 142 143 265 1410 / 2647