Author: Admin

1 112 113 114 115 116 265 1140 / 2647
ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

Radio Erena: 11 October 2020 ኣብ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክሳብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ዝነበረ ግዜ ልዕሊ 1.55 ሚልዮን ሰባት ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣመልኪቱ። እቶም 1.29 ሚል [...]
ኡጋንዳ፣ ናጽነታ ካብ ዝረኸበትሉ መበል 58 ዓመታ ጸንቢላ፣ እቲ 34 ዓመታት ብሓደ ፕረዚደንት’ያ ትምራሕ ዘላ

ኡጋንዳ፣ ናጽነታ ካብ ዝረኸበትሉ መበል 58 ዓመታ ጸንቢላ፣ እቲ 34 ዓመታት ብሓደ ፕረዚደንት’ያ ትምራሕ ዘላ

Radio Erena: 11 October 2020 ኡጋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ናጽነታ ዝረኸበትሉ መበል 58 ዓመት ጸንቢላ። እታ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር፣ ካብ 1894 ኣትሒዛ ን68 ዓመታት ኣብ መግዛእኦ ብሪጣንያ ድሕሪ [...]
ሶማል፣ ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ክልተ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ብኮቪድ 19 ሞይቶም

ሶማል፣ ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ክልተ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ብኮቪድ 19 ሞይቶም

Radio Erena: 11 October 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ነበር፣ ፕሮፌሰር ዓሊ ኻሊፍ ጋልድያ፣ ኣብ መበል 79 ዓመት ዕድሚኡ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ጅጅጋ ከምዝሞተ ተሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር፣ ብ8 ጥ [...]
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን  ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 October 2020 ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናይ ኤርትራን ሽወደንን ድርብ ዜግነት ዘለዎ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ዝርከቦም፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ደጊሙ ጸዊዑ። እቲ ን27 ሃ [...]
ትግርኛ ኣብ Google Translate

ትግርኛ ኣብ Google Translate

Radio Erena: 09 October 2020 ትግርኛ ኣብ Google Translate ብኸመይ? ምስ ኣቶ ቢንያም ገብረሚካኤል ዝተኻየደ ዕላል። https://www.youtube.com/watch?v=htSLewRYRL0&feature=em [...]
ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ቀ/ሚ ሶማል ነበር ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ ምዝታዩ፣ ኣብ መንግስቲ ሶማል ጥርጣረታት ፈጢሩ

ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ቀ/ሚ ሶማል ነበር ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ ምዝታዩ፣ ኣብ መንግስቲ ሶማል ጥርጣረታት ፈጢሩ

Radio Erena: 09 October 2020 ብባይቶን ፕረዚደንትን ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ብዛዕባ ኩነታት ሶማልን መጻኢ ምርጫ እታ ሃገር ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒ [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ማእሰርቲን ሕማቕ ኩነታትን ዝጸንሑ 297 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ማእሰርቲን ሕማቕ ኩነታትን ዝጸንሑ 297 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

Radio Erena: 09 October 2020 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ማእሰርትን ካልእ ሕማቕ ኩነታትን ካብ ዝጸንሑ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን፣ እቶም 297 ትማሊ 8 ጥቅምቲ ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ተሓቢሩ። ካብቶም ተመለስቲ እ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ንጥፈታቱ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወደብ ፖርት ሱዳን ስርሑ ጀሚሩ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ንጥፈታቱ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወደብ ፖርት ሱዳን ስርሑ ጀሚሩ

Radio Erena: 09 October 2020 ብሰንኪ ተቓውሞ ተወላዶ ብሄረ ቤጃ፣ ንጥፈታቱ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ስሩዕ ኣገልግሎታት ክህብ ከምዝጀመረ ንኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዓብዱላሂ ሻንጋራይ ብምጥቃስ ማዕ [...]
1 112 113 114 115 116 265 1140 / 2647