Author: Admin

1 98 99 100 101 102 265 1000 / 2647
ኤርትራ፣ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ ዶባት ትግራይ ተዋፍር ኣላ

ኤርትራ፣ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ ዶባት ትግራይ ተዋፍር ኣላ

Radio Erena: 27 November 2020 ብዓበይቲ መካይን ዝተጻዕነ ሰራዊት፣ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ዘዳውብ ከባቢታት ብብዝሒ ይወፍር ምህላዉ ናይ ዓይኒ መሰካኽር ሓቢሮም። ኣቐዲሙ፣ ናብ ደቡብ፣ ከባቢታት ባድመ፣ ጸሮናን [...]
ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ዘለዋ ሃገር፣ ስድራቤታት ንደቆም ጥዑይ ኣመጋግባ ከዘውትሩ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትመክር

ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ዘለዋ ሃገር፣ ስድራቤታት ንደቆም ጥዑይ ኣመጋግባ ከዘውትሩ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትመክር

Radio Erena: 26 November 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ርኡይ ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት፣ ንሓያሎ ስድራቤታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ሸሚምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ እታ እንኮ ብመንግስቲ እትዝርጋሕ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ድማ፣ ስድራቤታ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ

Radio Erena: 26 November 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ውድባትን ንዝቐረብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ። ዛጊት፣ ብደቡብ ኣፍሪቃ፣ ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብ [...]
ጂቡቲ፣ ምስ እስራኤል ዝምድና ከምዘይትምስርት ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ

ጂቡቲ፣ ምስ እስራኤል ዝምድና ከምዘይትምስርት ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 26 November 2020 መስርሕ ሰላም እስራኤልን ፍልስጤምን ጽቡቕ ክቕጽል እንተዘይክኢሉ፣ ጂቡቲ ምስ እስራኤል ዝኾነ ዓይነት ዝምድና ከምዘይትምስርት፣ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ። ንሱ ምስ 'ዘ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም

Radio Erena: 25 November 2020 ኣብ ገማግም ባሕሪ፣ ብውሕዱ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ሓያሎ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብ23 ሕዳር፣ ብሓያል ህቦብላን ማዕበልን እናተደፍኡ ናብ [...]
ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ

ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 25 November 2020 ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሮም፣ ብ'ህወሓት' ይምወሉ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም [...]
ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም

ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም

Radio Erena: 24 November 2020 ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም። ነዚ ብወደብቲ ዙር ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን፡ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ንኽወስዱ [...]
Eritrean Ministry of Information Bans news on the Situation in Ethiopia

Eritrean Ministry of Information Bans news on the Situation in Ethiopia

  Radio Erena News, 24 November 2020 Ministry of Information (MOI) top officials issued a ban on news features and programs on the situ [...]
وزارة الاعلام الارترية تمنع موظفيها من تناول الأوضاع في اثيوبيا

وزارة الاعلام الارترية تمنع موظفيها من تناول الأوضاع في اثيوبيا

اذاعة إرينا الدولية الأخبار الثلاثاء 24 نوفمبر 2020 اصدرت وزارة الاعلام في اسمرا تعليمات صارمة لموظفي وزارة الاعلام خاصة موظفي وكالة الأنباء الار [...]
1 98 99 100 101 102 265 1000 / 2647