Author: amanuel
ኣብ እስራኤል፣ ብተወንጫፊ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝነብርሉ መንበሪ ኣባይቲ ዓንዩ
Radio Erena: Thursday, 12 October 2023
ኣብ እስራኤል፣ ብዝተተኮሰ ተወንጫፊ ሮኬታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ንዝነብርዎ መንበሪ ኣባይቲ ከምዘዕነወ ተሓቢሩ።
ብዘይካ'ዚ 10ታት ኤርትራውያን ብሰን [...]
ኤርትራ: ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞ ሮበት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ
Wednesday, 11 October 2023
ኤርትራ: ካብ 7 ክሳብ 10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ኣብ ሮቦት ዘድሃበ ናይ ቴክኖሎጂ ውድድር (robetic competition) ቀዳመይቲ ብምውጻእ ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ። [...]
ባንክ ዓለም ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ክብል ጸዊዑ
Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023
ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ፣ ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ካብ ክልቲኡ ወገናት ግዳያት ሞት፣ [...]
النظام الارتري يطالب أصحاب الدراجات الهوائية اصدار لوحات ترخيص ودفع ضرائب سنوية لدراجاتهم
إذاعة إرينا 11.10.2023
طلب النظام الارتري من أصحاب الدرجات الهوائية في الإقليم الأوسط اصدار لوحات وتراخيص لدراجاتهم الهوائية ودفع ضرائب سنوية لهذ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭት ዝተመዛበሉ ንምሕጋዝ ናይ 358 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትሓትት
Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023
ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ኣብ ሞንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ሚልዮናት ድማ ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎምን [...]
ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ገሊጾም
Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023
ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ምስ ዕጡቓት ሓማስ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ኤርትራውያን ነበር [...]
ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ
Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ይሕተቱ ኣለዉ።
ወነንቲ ብሽክለታ፣ ዓመታዊ 20 ናቕፋ ግብርን ዘይከፈልዎ ውንዙፍ ዕዳ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት
Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023
ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝጀመሮ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ፣ ከቢድ ስዕረት ዝወረዶ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሰራዊቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ከዋ [...]
ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ
Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023
ብቻይናዊ ኩባንያ ክካየድ ኣብ መስርኽ ዘሎ ፕሮጀክት ዕደና ኣስመራ፣ ኣብ ነበርቲ ከባቢ'ቲ ዓድታት ሻቕሎት ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ።
ተወላዶ እቲ ከባቢ ዝኾኑ ግዱሳት ና [...]
إرتريا تشارك في مسابقة لتكنولوجيا الروبوت في سنغافورة
إذاعة إرينا 09.10.2023
يقوم خمسة إرتريين يحملون الجنسية الكندية بتمثيل إرتريا في مسابقة تكنلوجيا الروبوتات المقامة في سنغافورة وهم : هياب سا [...]