Author: amanuel
ኤርትራ፣ ኣብ African All Games ብ15 ሜዳልያታት መበል 11 ደረጃ ተሰሪዓ
RADIO ERENA - Tuesday, 26 March 2024
ካብ 4 ክሳብ 23 መጋቢት፣ ኣብ ጋና ክካየድ ኣብ ዝቐነየ፡ መበል 13 ውድድራት ጸወታታት መላእ ኣፍሪቃ ወይ ድማ African All Games፡ ኤርትራ ብ15 ሜዳዳልያታት [...]
محكمة بريطانية تدين أربعة شبان إرتريين كانوا متهمين بقتل شاب إرتري
إذاعة إرينا الدولية: 25.03.2024
أدانت محكمة بريطانية الأسبوع الماضي أربعة إرتريين كانوا متهمين في حادثة مقتل طالب اللجوء الارتري برخت سلمون الذ [...]
ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም
RADIO ERENA – Monday, 25 March 2024
ብ7 ሓምለ 2022 በረኸት ሰለሙን ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ ኣብ ብሪጣንያ ስቴቫንንጅ ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ብበሊሕ ተወጋጊኡ ተቐቲሉ ተረኺቡ::
ምስ ቅትለት [...]
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም
RADIO ERENA – Monday, 25 March 2024
ኣብ 8 መጋቢት ዝኽበር ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ክልተ ሰሙን ድሕሪ ምሕላፉ ብሽም ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ከተማ ጀኔቫ - ስዊዘርላንድ ዝሓሉፈ ቀዳም 23 መጋቢት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 24 March 2024
]
Radio Erena · ሰንበት 24 መጋቢት 2024
[...]
ሓካይም ብዘይ ዶብ (MSF)፣ ሕብረት ኤውሮጳ ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ምሕጋዝ ደው ከብል ጸዊዑ
RADIO ERENA – Friday, 22 March 2024
ሓካይም ብዘይ ዶብ (MSF)፣ ሕብረት ኤውሮጳን ኣባላቱ ሃገራትን ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ዝህቦ ዝነበረ ገንዘባውን ንዋታውን ደገፍ ደው ከብሎ ጸዊዑ።
ኤምኤስኤፍ ትማሊ ረ [...]
ኣምባሳደራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ብድሆታትን ዕድላትን ጓሶት ዘተ ኣካይዶም
RADIO ERENA – Friday, 22 March 2024
ጉጅለ ኣምባሳደራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ብድሆታትን ዕድላትን ጓሶት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝምልከት ሓሳባት ኣብ ምልውዋጥ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዶም።
እቲ ዘተ ኣብ ብራስለስ ቤል [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ዕጡቓት ኮሚሽነር ኣውራጃ ዝርከቦም 15 ሰባት ቀቲሎም
RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ፒቦር፣ ዕጡቓት፣ ብ19 መጋቢት፣ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ ኮሚሽነር ኣውራጃ ቦማ ዝርከቦም 15 ሰባት ከምዝተቀትሉ ሮይተርስ ሓቢሩ።
እቲ ኮሚሽነር፣ [...]
ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ጌጋ፣ ልዕሊ 2 ቢልዮን ብር ተወሲዱን ተዘዋዊሩን
RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024
ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ብዘጋጠሞ ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ናይ መስርሕ ጌጋ፣ ዓማዊል እቲ ባንክ ዝኾኑ ኣስታት 10ሽሕ ተጠቐምቲ ልዕሊ 2.4 ቢል [...]
ኣየርላንድ፣ ኣብ መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ተታሒዞም
RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024
ፖሊስ ኣየርላንድ፣ ኣብ ወደብ ሮስላር፣ ተዓሺጋ ኣብ ዝነበረት፣ ተሳሓቢት ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ከምዝሓዘ፣ ጋዜጣን ኣይሪሽ ታይምስ ሓቢራ [...]