Author: amanuel

1 40 41 42 43 44 243 420 / 2422
ብሪጣንያ፣ ንሳይንቲስት ቅልውላው ክሊማን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንምክትታል ዝሕግዝ ሓዳስ መርከብ ጠፈር ንምምዋል ክትሕግዝ እያ

ብሪጣንያ፣ ንሳይንቲስት ቅልውላው ክሊማን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንምክትታል ዝሕግዝ ሓዳስ መርከብ ጠፈር ንምምዋል ክትሕግዝ እያ

Radio Erena: Wednesday, 22 November 2023 ብሪጣንያ፣ ንሳይንቲስት ቅልውላው ክሊማን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንምክትታል ዝሕግዝ ሓዳስ መርከብ ጠፈር ንምምዋልን ንምህናጽን ክትሕግዝ እያ። እዛ ሓዳስ ፓትፋ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓንቲ መርከብ ጨውዩ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓንቲ መርከብ ጨውዩ

Radio Erena: Wednesday, 22 November 2023 ብኢራን ዝድገፉ ሑቲ ናይ የመን፣ ካብ ሄሊኮፕተር ወሪዶም ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ንሓንቲ ናይ ጽዕነት መርከብ ክጨውዩ ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሖም። እቲ ተንቀሳቓሲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ናይ ምሁራን ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ናይ ምሁራን ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: Tuesday, 21 November 2023 ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ብሓያል ናህሪ ዝድፍኣሉ ዘሎ፣ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ዛዕባ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ። እቲ፣ [...]
ኣመሪካ፣ ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ናብ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትቅጽሎ ‘ያ

ኣመሪካ፣ ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ናብ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትቅጽሎ ‘ያ

Radio Erena: Tuesday, 21 November 2023 ኣመሪካ፣ ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ናብ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትቕጽሉ ምውሳና፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር [...]
ርዋንዳ፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ 169 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ተቐቢላ

ርዋንዳ፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ 169 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ተቐቢላ

Radio Erena: Tuesday, 21 November 2023 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ 169 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ከምዝገዓዙ ተሓቢሩ። እቶም ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም [...]
ኢትዮጵያዊት ቀባኢት ጁሊ ምሕረቱ: ክብረወሰን ኣፍሪቃ ትሰብር

ኢትዮጵያዊት ቀባኢት ጁሊ ምሕረቱ: ክብረወሰን ኣፍሪቃ ትሰብር

Radio Erena: Monday, 20 November 2023 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝመደበራ ኢትዮጵያዊት ቀባኢት ጁሊ ምሕረቱ ዝቐብኣታ ቅብኣ 10.7 ሚልዮን ዶላር ተሸይጣ:: ጁሊ ምሕረቱ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወልደት [...]
ጆርጅ ዊሃ ተሳዒሩ: ‘ካብ ውልቃዊ ድሌት ጥቕሚ ሃገር ይቕድም’ ኢሉ

ጆርጅ ዊሃ ተሳዒሩ: ‘ካብ ውልቃዊ ድሌት ጥቕሚ ሃገር ይቕድም’ ኢሉ

Radio Erena: Monday, 20 November 2023 ኣብ 1995 ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ተባሂሉ ወርቃዊት ኩዑሶ (Ballon d'Or) ዝተሸለመ ላይበርያዊ ጆርጅ ዊሃ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ተሳዒሩ:: [...]
ሱዳን:ተቓወምቲ ዳርፉር ምስ ሰራዊት ይጽንበሩ

ሱዳን:ተቓወምቲ ዳርፉር ምስ ሰራዊት ይጽንበሩ

Radio Erena: Monday, 20 November 2023 ኲናት ሓድሕድ ጀነራላት ሱዳን ልዕሊ ሸውዓተ ወርሒ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ከተማ ካርቱም ናብ ኣብ ዝኾነ እዋን ክትሞተላ እትኽእል ገሃነም ተቐይራ ትርከብ:: ሓያ [...]
‘ካቴድራል ኣስመራ’ መበል 100 ዓመት ትጽንብል

‘ካቴድራል ኣስመራ’ መበል 100 ዓመት ትጽንብል

Radio Erena: Monday, 20 November 2023   ካቴድራል ብዝብል ስም እትፍለጥ 'ቤተ-ክርስትያን እመቤት ሮዛሪ' ኣስመራ ተሰሪሓ ኣገልግሎት ክትህብ ናይ ዝጀመረትሉ መበል 100 ዓመት ዝኽሪ ኣብ ምጽን [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 19 November 2023 Radio Erena · ሰንበት 19 ሕዳር 2023   [...]
1 40 41 42 43 44 243 420 / 2422