Author: amanuel

1 389 390 391 392 393 537 3910 / 5365
ግብጺ፣ እሱራት ንምህዳም ኣብ ዝፈተንሉ፣ 7 ሰባት ተቀቲሎም

ግብጺ፣ እሱራት ንምህዳም ኣብ ዝፈተንሉ፣ 7 ሰባት ተቀቲሎም

Radio Erena: 25 September 2020 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ካብ ዝርከብ ድጓና፣ እሱራት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብ23 መስከረም [...]
ሶማል፣ ምሉእ ደገፍ ባይቶ ዝረኸበ ሓድሽ ቀ/ሚ ስልጣን ተረኪቡ

ሶማል፣ ምሉእ ደገፍ ባይቶ ዝረኸበ ሓድሽ ቀ/ሚ ስልጣን ተረኪቡ

Radio Erena: 25 September 2020 ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝተረቑሐ፣ መሓመድ ሑሰን ሮብለ፣ ካብ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ምሉእ ደገፍ ድሕሪ ምርካቡ ስልጣን ተረኪቡ። 215 ኣባላት ባይቶ ሶ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ’ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ’ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 24 September 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ክካየድ ዝተወሰነ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ'ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣቶ ታገሰ ጫፎ ኣፍሊጡ። እቲ ኣፈኛ፣ ኣብ ትግራይ ኣቐዲሙ ዝተ [...]
ካሜሩን፣ 45 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ካሜሩን፣ 45 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 24 September 2020 ንካሜሩን ን45 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ፖል ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ከተማ ያውንደ ዝተኻየደ፣ ናዕቢ ዝተሓወሶ ና [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ሓድሽ እማመ ክዝትየሉ’ዩ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ሓድሽ እማመ ክዝትየሉ’ዩ

Radio Erena: 24 September 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ንዝቐረበ ሓድሽ እማመ ክዝትየሉ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ቀሪቡ ዘሎ እማመ፣ ነቲ ኣብ 2015 ኣብ ግብሪ ዝወዓለ፣ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ [...]
“ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ብዓጸቦን ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ 27 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ተጌርሎም።” UNICEF

“ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ብዓጸቦን ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ 27 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ተጌርሎም።” UNICEF

Radio Erena: 25 September 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ሰነ 2020 ኣብ ዝነበረ  ግዜ፣ ብዓጸቦን ከቢድ ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ኣስታት 27,700 [...]
ፕረዚደንት ዛምብያ፣ “ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ምርጫ እንተተሳዒረ፣ ድሌት ህዝቢ ከኽብር’የ” ኢሉ

ፕረዚደንት ዛምብያ፣ “ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ምርጫ እንተተሳዒረ፣ ድሌት ህዝቢ ከኽብር’የ” ኢሉ

Radio Erena: 23 September 2020 ኣብ ዛምብያ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ እንተተሳዒሩ፣ ድሌት ህዝቢ ብምኽባር ስልጣኑ ከምዝሓድግ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኤድጋር ሉንጉ ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደ [...]
ግብጺ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝቐንዐ ተቓውሞ ምክያዱ ተገሊጹ

ግብጺ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝቐንዐ ተቓውሞ ምክያዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 September 2020 ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ግብጺ፣ ኣንጻር ፕረዚንደን ኣል ሲሲ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ኣቃሊሐን። ብመሰረት እተን መርበባት ዘቕር [...]
ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ስምምዕ ምስ እስራኤልን ምልዓል እገዳ ኣመሪካን ዘተኮረ ዘተ ምክያደን ተገሊጹ

ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ስምምዕ ምስ እስራኤልን ምልዓል እገዳ ኣመሪካን ዘተኮረ ዘተ ምክያደን ተገሊጹ

Radio Erena: 23 September 2020 ፕረዚደንት ሉኣላዊት ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል መሰጋገሪ መንግስቲ ፣ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ንምምኽኻርን ንምምይያጥን፣ ኣብ ሕቡራት ኢማራ [...]
“ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት’ዮም ዝነብሩ ዘለዉ።” ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ

“ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት’ዮም ዝነብሩ ዘለዉ።” ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ

Radio Erena: 22 September 2020 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት ይነብሩ ምህላዎም ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገ [...]
1 389 390 391 392 393 537 3910 / 5365