Author: amanuel

1 313 314 315 316 317 536 3150 / 5355
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ምስ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ብዝተኣሳሰር ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊቱ ክሲ መስሪቱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ምስ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ብዝተኣሳሰር ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊቱ ክሲ መስሪቱ

Radio Erena: 06 June 2021  መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ቅትለትን ጾታዊ ዓመጽ ዝርከቦ ዝተፈላለየ ግፍዕታት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ፈጺሞም ዝበሎም 53 ኣዘዝትን ተራን ኣባላት ሰራዊት ክሲ መስሪቱሎም። [...]
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ነቶም ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ 2019 ዝተቐትሉ ፍትሒ ንምጽዋዕ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ነቶም ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ 2019 ዝተቐትሉ ፍትሒ ንምጽዋዕ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

Radio Erena: 06 June 2021 ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ነቶም ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ 2019 ዝተቐትሉ ፍትሒ ንምጽዋዕ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብ ወርሒ ሰነ ናይ 2019 ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ካብ ሰ [...]
ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 04 June 2021 ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 4 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም የመናውያን፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ካብ ከተማ ዓደን ዘምጻቶም ምንባሮም ዝሓበሩ [...]
ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ

ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ፣ ህጹጽ ሓገዝ ንምርካብ ከምዝተመዝገቡ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ። ኣብ ብዙ [...]
ሱዳን፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ንምቛም ምስ ሩስያ ዝኣተወቶ ውዕል ዳግመ ግምት ትገብረሉ ከምዘላ ገሊጻ

ሱዳን፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ንምቛም ምስ ሩስያ ዝኣተወቶ ውዕል ዳግመ ግምት ትገብረሉ ከምዘላ ገሊጻ

Radio Erena: 03 June 2021 መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ስርዓት በሺር ኣቐዲሙ ምስ ሩስያ ንዝኣተዎ ውዕል ምህናጽ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን፣ ዳግመ ግምት ይገብረሉ ከምዘሎ ኣረጋጊጹ። ጠቕላሊ [...]
“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር፣ ዓሪፉ ዘሎ ሬሳታት፣ ተፋሒሩ ክልዓል መንግስቲ ድሕሪ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ ኣብ ወሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኣመንቲ ሬሳታቶም ፍሒሮም ናብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል፣ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር ኣንቒዶም ኣለዉ። እቶም ሉና ሰለሙን፣ ሃብ [...]
سفارة الولايات المتحدة في اديس ابابا تبدأ في تطبيق قرار منع تأشيرات الدخول

سفارة الولايات المتحدة في اديس ابابا تبدأ في تطبيق قرار منع تأشيرات الدخول

اذاعة إرينا الدولية الأخبار: الاربعاء 2 يونيو 2021 ذكرت سفارة الولايات المتحدة الامريكية في أديس ابابا في صفحتها على الفيس بوك في الأول من الشهر [...]
ግብጽን ሱዳንን ካከይድኦ ዝቐነያ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ዛዚመን

ግብጽን ሱዳንን ካከይድኦ ዝቐነያ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ዛዚመን

Radio Erena: 01 June 2021 ግብጽን ሱዳንን ከካይድኦ ዝቐነያ ሓብራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብሰኑይ 31 ግንቦት ዛዚመን። እቲ 'ሓለውቲ ናይል' ተሰምዩ ንሽዱሽተ መዓልታት ዝተኻየደ ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት ኣየ [...]
ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ፣ ጓል ተቐቲላ

ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ፣ ጓል ተቐቲላ

Radio Erena: 02 June 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ካቱምባ ዋማላ፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ። ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታት ኡጋንዳ ዝኾነ ጀነራል ካቱምባ፣ ኪሳሲ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ከ [...]
1 313 314 315 316 317 536 3150 / 5355