Author: amanuel

1 311 312 313 314 315 536 3130 / 5355
ፈረንሳ፣ ንሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክልተ ፈጠናት ጀላቡ ብሓገዝ ሂባ

ፈረንሳ፣ ንሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክልተ ፈጠናት ጀላቡ ብሓገዝ ሂባ

Radio Erena: 13 June 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ክልተ ፈጣናት ጀላቡ ብሓገዝ ከምዝሃበ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን ኣብ ስልጠና፣ ናይ ድሕነት ተልእኾታትን ካልእ ህጹጽ ወትሃደ [...]
ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፣ መ. ኤርትራ ንብረት ቤተክርስቲያን ምህጋሩ ዝቃወም ደብዳቤ ልኢኾም

ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፣ መ. ኤርትራ ንብረት ቤተክርስቲያን ምህጋሩ ዝቃወም ደብዳቤ ልኢኾም

Radio Erena: 13 June 2021 ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንብረት’ታ ቤተክርስቲያን ዝኾነ ቤት ትምህርታትን ኣብያተ ሕክምናን ንምህጋሩ ዝቃወም ደብዳቤ ልኢኾም። እቶም ጳጳሳት ናብ ሚኒስት [...]
ናብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ዝተወስዱ ሓሙሽተ ሶማላውያን፣ ኣብ ፑንትላንድ ተቐዪዶም ድሕሪ ምጽናሕ ናጻ ወጺኦም

ናብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ዝተወስዱ ሓሙሽተ ሶማላውያን፣ ኣብ ፑንትላንድ ተቐዪዶም ድሕሪ ምጽናሕ ናጻ ወጺኦም

Radio Erena: 13 June 2021 ናብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ከምዝተወስዱ ዝገለጹ ሓሙሽተ ሶማላውያን መንእሰያት፣ ኣብ ፑንትላንድ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ናጻ ወጺኦም። እቶም ሓሙሽተ ሶማ [...]
ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ብጉዳይ ናይል፡ ኣብ ቀጠር ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ

ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ብጉዳይ ናይል፡ ኣብ ቀጠር ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ

Radio Erena: 13 June 2021 ማሕበር ሃገራት ዓረብ ብጉዳይ ናይል ብዝምልከት ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ። እቲ ብግብጺን ሱዳንን ከምዝተጸወዐ ዝተገልጸ ፍሉይ ኣኼባ፣ ንሰሉስ 15 ሰነ፡ ኣብ ቀጠር፡ ከተማ ዶሓ ክካየድ ምዃ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ወትሃደራት ናብ ኤርትራን ትግራይን ከምዝልኣኸ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ ይሕተት ኣሎ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ወትሃደራት ናብ ኤርትራን ትግራይን ከምዝልኣኸ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ ይሕተት ኣሎ

Radio Erena: 11 June 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ፣ ወትሃደራር ሶማል፣ ናብ ኤርትራን ኵናት ትግራይን ከምዝልኣኽ ንህዝቢ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ይሓቱ ኣለዉ። [...]
ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ UNHCR ኮኒኑ

ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ UNHCR ኮኒኑ

Radio Erena: 11 June 2021 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሰለስተ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሱ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኮኒኑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ዝኾ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ

ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena:10 June 2021 ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ክዕወት ከምዘይክእል ኣብ መደምደምታ ዝበጽሐት ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ከተሰጋግሮ ከምእትኽእል ወትሃደራውያን ተንተንቲ ኣንፊቶም። መንግስታዊ ኣ [...]
ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር፣ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን

ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር፣ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን

Radio Erena:10 June 2021 ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር ዝዓለመ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን። እቲ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን፣ ሃብቲ ማይን ሕርሻን ተመሪሑ፣ ብረቡዕ 9 ሰነ ኣ [...]
ቀጠርን ጂቡቲን፣ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ክተሓጋገዛ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ቀጠርን ጂቡቲን፣ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ክተሓጋገዛ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena:10 June 2021 ቀጠር፣ ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ ምስፋሕ ትምህርቲ ዝዓለመ ዝተፈላለየ ፕሮጀክታት ንምምዋል ምስ መንግስቲ ጁቡቲ መዘክር ምኽታማ ተሓቢሩ። እቲ 'ትምህርቲ ንኹሉ' ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብባንክ [...]
ላዕለዎት ኣካላት ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ይዝትዩ

ላዕለዎት ኣካላት ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ይዝትዩ

Radio Erena:10 June 2021 ላዕለዋት ኣካላት ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብምትኳር፣ ሎሚ ሓሙስ 10 ሰነ ዘትዮም። እቲ ብናይ ቪድዮ ኮንፈረንስ ዝተኻየደ ዘተ፣ 7 ወርሑ ኣቑጽሩ ዘሎ ኵናት ትግ [...]
1 311 312 313 314 315 536 3130 / 5355