Author: amanuel
ፈረንሳ፣ ልዕሊ 2 ሽሕ ወትሃደራዊት ዝተሳተፈዎ ጽዑቕ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ
Radio Erena: 22 April 2022
ፈረንሳ፣ 2100 ወትሃደራዊት ዝተሳተፍዎ ጽዑቕ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ።
እቲ ካብ መፋቕር ወርሒ መጋቢት ኣትሒዙ ዝተኻየደ፣ 'ዋክሪ' ዝተሰምየ ልምምድ፣ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስትን ኦነግን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 22 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ተገሊጹ።
ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ሰሜን [...]
ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ
Radio Erena: 20 April 2022
መንግስቲ ዴንማርክ፣ ኣሰር እስራኤልን ብሪጣንያን ስዒቡ፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ይዝቲ ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ።
'ምስ ርዋንዳ ነካይዶ ዘሎ ዘተ፣ ኣተገባብ [...]
ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ
Radio Erena: 20 April 2022
ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ምድላዋት ትገብር ከምዘላ ተሓቢሩ።
መርበብ ሓበሬታ ሞኒተር ካብ ካምፓላ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩዋንዳ፣ ቪንሰንት ቢሩታ፣ ብምጥቃ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ህዝባዊ ተቓውሞ ዝተሳተፋ 16 ደቂንስትዮ ከምዝዓመጹ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 April 2022
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ካብ ዝተሳተፋ ብውሕዱ 16 ደቂንስትዮ ከምዝዓመጹ፣ ፍሉይ ሉእኽ ሕቡራት ሃገራት፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ሰለስተ ርብዒ (¾) ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዑ
Radio Erena: 20 April 2022
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ልዕሊ 7.8 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ኮይኑ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ።
ኣብዚ ወርሓት ግንቦት ክሳብ ሓምለ ዘሎ ወቕቲ፣ ንህዝቢ ደቡብ ሱ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ መሬታ ምዃኑ ገሊጻ
Radio Erena: 19 April 2022
ንሱዳንን ኢትዮጵያን ዘዋስን ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ ኣካል ሱዳን ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ዓሊ ኣል ሳድቕ ገሊጹ።
ሚኒስተር ኣል ሳድቅ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ምምዳቡ፣ ግዜኡ ኣይኮነን ክብል ኮሚሽን ኤውሮጳ ተቓውምኡ ኣስሚዑ
Radio Erena: 19 April 2022
ብሰንኪ ኵናት፣ ዜጋታታ ንከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላውን ሕሰምን መነባብሮን ተቓሊዖም ዘለው ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ ሓገዝ ዝኸወን ረድኤት ካብ ዝተፈላለዩ ለገስቲ ኣካላት ይውሕዘላ ኣላ።
ባንክ [...]
ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን፣ ኣብ ካይሮ ንእትርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ንስደተኛታት ኤርትራ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ዶላር ሓጊዞም
Radio Erena: 18 April 2022
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዋሺንግተን ዲሲ ዝቖመት፣ ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን(EESA)፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ንእትርከብ፣ ስ [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ፣ ብሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዝምራሕ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ክቐውም’ዩ’
Radio Erena: 18 April 2022
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ ዝዓለመ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ።
ኣሶሸትድ ፕረስ፣ ንምክትል ዋና ኣዛዚ ናይቲ ኣብ [...]