Author: amanuel
ሳልሳይ መዓልቱ ኣብ ዘቑጸረ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ብድምር 11 ማዳልያታት ኣኻዒቢታ
Radio Erena: 25 March 2022
ኣብ ከተማ ሻርም ኣልሼኽ ግብጺ ዝሰላሰል ዘሎ ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ፡ ሎሚ ዓርቢ 25 መጋቢት ንሳልሳይ መዓልቱ ብውድድር ክሮኖሜትር ምቕብባል ዝተሓናፈጸ ጾታታት (M [...]
ሱዳንን ግብጺን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዘን ንምዕባይ ዘኽእለን ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 24 March 2022
ሱዳንን ግብጺን፣ ዝጸንሐን ወትሃደራውያን ጸጥታውን ምትሕግጋዝ ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ላዕለወት ኣዘዝቲ ሰራዊት ተኻይዱ።
ኣል ሞኒተር ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ጠቕላሊ ሓቓል ስታፍ ሰራዊ [...]
ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ክዕቆቡ ምዃኖም ተገሊጹ
Radio Erena: 24 March 2022
ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ኣሽሓት ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ንምዕቛቦም ይስርሓሉ ምህላዉ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
እቲ መርበብ ዜና፣ ንኮሚሽን [...]
ኤርትራ፣ ንሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ዓብሊላ ትቕጽል ኣላ
Radio Erena: 24 March 2022
መበል 17 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ፡ ሎሚ ሓሙስ 24 መጋቢት፡ ብውድድር ክሮኖሜትር ውልቂ፡ ንኻልኣይ መዓልቱ ቀጺሉ ኣብ ዝወዓለሉ፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ሕጂ'ውን ዓወት ኣይ [...]
ጂቡቲን የመንን ኣብ ምልውጥ ሓበሬታን ጸጥታን ዞባአን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእልን ፕሮቶኮል ከቲመን
Radio Erena: 24 March 2022
መንግስታት ጂቡቲን የመንን፣ ኣብ ምልውዋጥ ሓበሬታን ጸጥታን ብሓባር ከስርሖም ዝኽእል ስምምዓትን ፕሮቶኮላትን ከቲመን።
እዚ ዝተኸተመ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣሕመድ ዓዋድ ቢን [...]
ኤርትራ፣ ምስ ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶታ ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበዝሐ ውሽጣዊ ዕዳ ዘለዋ ሃገር ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 24 March 2022
ኤርትራ፣ ምስ ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶታ – ወይ GDP ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝበዝሐ ውሽጣዊ ዕዳ ዘለዋ ሃገረ ተባሂላ ኣብ ቅድሚት ከምእትስራዕ፣ ኣብ ፊናንስን ቁጠባን ብምትኳር ንዝተኻየ [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኸፍተ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ፣ ኣብ ኩሉ ውድድራት ብምዕዋት፣ 4 ወርቂ ማዳልያታት ሓፊሳ
Radio Erena: 23 March 2022
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሎሚ 23 መጋቢት፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ኣልሼኽ፡ ብውድድር ክሮኖሜትር ኣብ ዝተኸፍተ መበል 17 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ፡ ተዳልዩ ንዝነበረ 4 ወ [...]
ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ተገሊጹ
Radio Erena: 23 March 2022
ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ድጋፍ ከምዝገበረት ሸበሌ ዝተባህለ መርበብ ዜና ሓቢሩ።
እቲ ቻይና፣ ንመንግስቲ ሶማል ዝሃቦ ወትሃደራዊ ሓገዛት፣ ወትሃደራዊ ናይ ጽዕነት መካይን፣ ድሩዓት [...]
ሰበ ስልጣን ግያዝዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝነበሩ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠሊሙና ክብሉ ከሲሶም
Radio Erena: 23 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ ሓጺር እዋን፣ ብዝግያውነት ክመርሑ ዝሸሞም 82 ሰብ ስልጣን ምምሕዳር ናይቲ ክልል፣ ብመንግስቲ ተረሲዕና ክብሉ ክሲ ከም [...]
ኣስመራ፣ ክካየድ ብዝቐነየ ግፋ፣ ኣብ ቦርቦሬላ ዝተባህለ መዓስከር ተታሒዞም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት ሃዲሞም
Radio Erena: 22 March 2022
ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ግፋ ተታሒዞም፣ ኣብ ከባቢ ዓዲ ንፋስ ኣብ ዝርከብ፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ቦርቦሬላ ተኣኪቦም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት፣ ብቀዳም 19 መጋ [...]