Author: amanuel

1 233 234 235 236 237 578 2350 / 5778
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

Radio Erena: 04 September 2022 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም። ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራር ሃገራት (UNHCR)፣ ብ2 መ [...]
ኤርትራ፣ ዳግም ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ምስታፋ ኣመሪካ ኮኒና

ኤርትራ፣ ዳግም ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ምስታፋ ኣመሪካ ኮኒና

Radio Erena: 03 September 2022 ኤርትራ፣ ዳግማይ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ ተወሊዑ ኣብ ዘሎ ኵናት ትሳተፍ ምህላዋ ኣመሪካ ኮኒና። ኣመሪካ ብዘይካ'ዚ፣ ህወሓት ኣብ ካልእ ክልላት ኢትዮጵያ መጥቃዕ [...]
ጥሩፍ ጉጅለ ኣል-ሸባብ፤ ኣብ ማእከላይ ሶማል ከባቢታት ሂራንን ጋልጋዱድን፤ መጥቃዕቲ ከፊቱ

ጥሩፍ ጉጅለ ኣል-ሸባብ፤ ኣብ ማእከላይ ሶማል ከባቢታት ሂራንን ጋልጋዱድን፤ መጥቃዕቲ ከፊቱ

Radio Erena: 02 September 2022 ጥሩፍ ጉጅለ ኣል-ሸባብ፤ ኣብ ማእከላይ ሶማል ከባቢታት ሂራንን ጋልጋዱድን፤ መጥቃዕቲ ከፊቱ። እቲ ብ31 ነሓሰ ጀሚሩ ሓሙስ 1 መስከረም እውን ዝቐጸለ ኩናት፤ ኣልሸባብ፤ ኣቐ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ድሕሪ 26 ዓመታት፤ ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዳን ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ድሕሪ 26 ዓመታት፤ ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዳን ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ

Radio Erena: 02 September 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ድሕሪ 26 ዓመታት፤ ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዳን ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ። ኣምባሳደር ጆን ጎድፍሪ፤ ብዕለት 1 መስከረም ወረቐት ስርሑ ንጀነራል ዓብ [...]
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓባር ብወገን ሰሜን ትግራይ፤ ሓድሽ ግንባር ከፊቶም ክብሉ፤ ሓይልታት ትግራይ ከሲሶም

ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓባር ብወገን ሰሜን ትግራይ፤ ሓድሽ ግንባር ከፊቶም ክብሉ፤ ሓይልታት ትግራይ ከሲሶም

Radio Erena: 02 September 2022 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓባር ብወገን ሰሜን ትግራይ፤ ሓድሽ ግንባር ከፊቶም ክብሉ፤ ሓይልታት ትግራይ ከሲሶም። ወሃብ ቃል ህወሓት ጌታቸው ረዳ፤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታ [...]
ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ‘እዚ ኣፍሪቃ’ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ‘እዚ ኣፍሪቃ’ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

Radio Erena: 01 September 2022 ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ‘እዚ ኣፍሪቃ’ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ። ጀነራል ማይክል ላንግሊ፣ ብሰኑይ 29 ነሓሰ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ [...]
ብወገን ምዕራባዊ ሸነኽ ትግራይ፣ ሓድሽ ግንባር ከምዝተኸፈተ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣመልኪቱ

ብወገን ምዕራባዊ ሸነኽ ትግራይ፣ ሓድሽ ግንባር ከምዝተኸፈተ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣመልኪቱ

Radio Erena: 01 September 2022 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝጀመረ ኲናት፣ ብወገን ምዕራባዊ ሸነኽ ትግራይ፣ ሓድሽ ግንባር ከምዝተኸፈተ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣመልኪቱ። ሓይልታት ት [...]
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ

Radio Erena: 01 September 2022 ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ። ምጅማር ንሓርነታዊ ቃልሲ ዝፈለመት ባሕቲ መስከረም 1961፣ ህዝቢ ኤር [...]
ብምምሕዳር ከተማ ጊሰን ዳግማይ ክካየድ ፍቓድ ዝረኸበ ፈስቲቫል ህግደፍ፣ ተሰሪዙ

ብምምሕዳር ከተማ ጊሰን ዳግማይ ክካየድ ፍቓድ ዝረኸበ ፈስቲቫል ህግደፍ፣ ተሰሪዙ

ብምምሕዳር ከተማ ጊሰን ዳግማይ ክካየድ ፍቓድ ዝረኸበ ፈስቲቫል ህግደፍ፣ ተሰሪዙ። እቲ ንዕለት 3 መስከረም ተወዲቡ ዝነበረ በዓል ደገፍቲ ህግደፍ ዝተሰረዘሉ ምኽኒያት፣ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ብዝሃቦ ትእዛዝ መሰረት ምዃኑ፣ ካብ ምምሕዳ [...]
1 233 234 235 236 237 578 2350 / 5778