Author: amanuel

1 206 207 208 209 210 577 2080 / 5770
ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 04 December 2022 ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። ብፍላይ ኣብ’ተን ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝቆጻ [...]
ወተሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ኣብቂዑ፣ ሲቪላዊ ግዚያዊ መንግስቲ ዝምስረተሉ ስምምዕ ጽባሕ ብወግዒ ክፍረም’ዩ

ወተሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ኣብቂዑ፣ ሲቪላዊ ግዚያዊ መንግስቲ ዝምስረተሉ ስምምዕ ጽባሕ ብወግዒ ክፍረም’ዩ

Radio Erena: 04 December 2022 ወተሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ኣብቂዑ፣ ሲቪላዊ ግዚያዊ መንግስቲ ዝምስረተሉ ስምምዕ ጽባሕ ሰኑይ 5 ታሕሳስ ብወግዒ ክፍረም ምዃኑ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ጀነራል ዓብደል ፋ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ

ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ

Radio Erena: 04 December 2022 ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ። ዊልያም ሩቶ ብቀዳም 3 ታሕሳስ ንግሆ ኣብ ከተማ ጁባ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ብፕረዚደንት ሳልቫ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ሓቢረን። ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኪራሙ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብ2 [...]
ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ 46 ሽሕ ቆልዑ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእሉ ሕማማት ከምዝሞቱ ዩኒሴፍ ገሊጹ

ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ 46 ሽሕ ቆልዑ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእሉ ሕማማት ከምዝሞቱ ዩኒሴፍ ገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2022 ኣብ ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ ኣስታት 46 ሽሕ ቆልዑ፣ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእል ሕማማት ከምዝሞቱ ምወላ ሕቡራት ሃገራት ንቖልዑ – UNICEF ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ኣብ ከባቢታት ሽረ፣ ኣኽሱምን ዓድዋን ዝጸንሓ ኣሃዱታት ኤርትራ፣ ናብ ከባቢታት ዶብ [...]
ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ ዳህሳስን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ ዳህሳስን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

Radio Erena: 01 December 2022 ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳ፣ ኣብ ዳህሳስ፣ ኮለላን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዶም። እቲ ልዕሊ 450፣ ኣጋራ ሰራዊት ክልትኤን ሃገራት ዝተሳተፍዎ ልምምድ፣ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ሕቡራት ሃገራት ብ 28 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ተላባዒ ናይ ውጽኣት ሕ [...]
‘ኢጋድ፣ ምስ ሩስያን ቻይናን ምሕዝነት ክጅምር ኣለዎ።’  ሚ/ጉ/ ወጻኢ ሱዳን

‘ኢጋድ፣ ምስ ሩስያን ቻይናን ምሕዝነት ክጅምር ኣለዎ።’ ሚ/ጉ/ ወጻኢ ሱዳን

Radio Erena: 01 December 2022 ሱዳን፣ መበል 48 ዋዕላ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ኢጋድ የንእጊዳ። እቲ ብ30 ሕዳር ኣብ ካርቱም ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኣባላት ሃገራት፣ ብፍላይ ድማ ስ [...]
ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ

ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: 30 November 2022 ሓይልታት ባሕሪ ሱዳንን ስዑዲ ዓረብ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ሓቢሩ። እቲ 'ፋልክ 5' (Fulk 5) ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ል [...]
1 206 207 208 209 210 577 2080 / 5770