Author: amanuel
ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ዝመጹ ወከልቲ መንግስቲ እስራኤል፣ ካብቲ ኣደራሽ ተሰጒጎም
Radio Erena: 20 February 2023
ኣብ መበል 36 ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ዝመጹ ወከልቲ መንግስቲ እስራኤል፣ ናይ መኽፈቲ ስነስርዓት ቅድሚ ምጅማሩ፣ ካብቲ ኣዳራሽ ብምስጓጎም፣ መንግስቲ እስራኤል ተቓዊ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ ሊብያ ንዝጣየሱ ስደተኛታት ሓገዝ ዝውዕል፣ 22 ሚልዮን ዩሮ ንሩዋንዳ ለጊሱ
Radio Erena: 20 February 2023
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ ሊብያ ንዝጣየሱ ስደተኛታት ሓገዝ ዝውዕል፣ ናይ 22 ሚልዮን ዩሮ ንሩዋንዳ ለጊሱ።
ሩዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ሓያሎ ኤርትራውያን ዝር [...]
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድን፣ ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 20 February 2023
እቶም መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ መበል 36 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኣብ ዝተረኽቡሉ እዮም ነቲ ርክብ ኣካዪዶሞ።
ኣብቲ ኣጋጣሚ፣ ፕረዚደንት ሓሰን [...]
ኤርትራ እታ እንኮ ኣብ ኣኼባ ነጻ ንግዲ ኣፍሪቃ ዝቦኾረት ሃገር ኮይና
Radio Erena: 19 February 2023
ኤርትራ ካብ ኣኼባ ስምምዕ ነጻ ኣህጉራዊ ንግዲ ኣፍሪቃ ቦኺራ።
ኣብዚ “ምፍጣን ትግባረ ስምምዕ AFCFTA”ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ 15ን 16 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተቓንዐ ኣ [...]
ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ
Radio Erena: 19 February 2023
ሶማል ካብ ኣህጉራዊ ፋይናንሳዊ ማዕከን ዝጸንሓ ለቓሕ፡ ጀርመን፣ ሽወደን፣ በልጅምን ኢጣልያን ብምትሕብባር ሰሪዘናላ።
ን30 ዓመታት ብሰንኪ ልዑል መጠን ዕዳ፡ካብ ተወሳኺ ልቓሕ ተኣጊ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ዝጸንሐ ዘምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ
Radio Erena: 19 February 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያንን ካብኣ ተፈንጪሎም ጵጵስና ዝኣወጁ መራሕቲ ሃይማኖትን ዝነበረ ዘይምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ።
ብመንጎኝነት ቀ [...]
Parents of Victims Kidnapped from Tigray Call for Help from the Authorities
ERENA News: 15 February 20123
In an interview with Addis Standard newspaper, the parents of ten youths kidnapped by the Eritrean forc [...]
ሩስያውያን ነብሰጾራት ዜግነት ንምርካብ ናብ ኣርጀንቲና ይጓዓዛ
Radio Erena: 17 February 2023
ድሕሪ ምጅማር ኲናት ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ኣዋርሕ ጥራይ፡ልዕሊ 5000 ሩስያውያን ነብሰጾራት ዜግነት ንምርካብ ናብ ኣርጀንቲና ከም ዝተጓዕዛ ሰበ ስልጣን ናይታ ሃገር ሓቢሮም።
[...]
ዕትሮ ጋዝ ብምስራቕ ክሲ ዝቐረበሎም ሰለስተ ሱዳናውያን፡ ኢዶም ብምቑራጽ ክቕጽዑ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ
Radio Erena: 17 February 2023
ካብ ከተማ ኡምዱርማን ዕትሮ ጋዝ ብምስራቕ ክሲ ዝቐረበሎም ሰለስተ ሱዳናውያን፡ ኢዶም ብምቑራጽ ክቕጽዑ ቤት ፍርዲ ሱዳን ኣዚዙ፣ ክብል ፈርስት ፖስት ዝተባህለ መርበብ ሓቢሩ።
[...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቡን ህዝቢ ትግራይን ብዘውረዶ ግፍዕታት ኣብ መዝገብ ሓደጋ ባርባራውነት ሰፊሩ
Radio Erena: 17 February 2023
ብማእከል ሓላፍነት ንምክልኻል ጭቁናት ህዝብታት ዝፍለጥ ተቛም ኣብ ዘውጽኦ መበል 335 ናይ መጠንቀቕታ ጽሑፉ፡ ኤርትራ ንሶርያን ሀይትን ተኸቲላ እያ ኣብቲ ዝርዝር ኣትያ። በዚ ድማ [...]