Author: amanuel

1 159 160 161 162 163 570 1610 / 5700
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ

ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ

Radio Erena: 01 May 2023 ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ። ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ቁጠባዊ ብድሆታት፣ ፈረንሳ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት፣ ሰራሕተኛ [...]
ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢትዮጵያ: መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ

ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢትዮጵያ: መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ

Radio Erena: 30 April 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውድብ ብልጽግና፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣፍሊጠን። ሓላፊ ብልጽግና ኣብ ክልል [...]
ተቐናቐንቲ ሱዳን፣ ‘ንዘተ ቅሩባት ኣይኮናን’ ይብሉ፣ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክሽምግል ይፍትን

ተቐናቐንቲ ሱዳን፣ ‘ንዘተ ቅሩባት ኣይኮናን’ ይብሉ፣ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክሽምግል ይፍትን

Radio Erena: 30 April 2023 ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ‘ብኢጋድ ንዝቐረበ ዘተ ሰላም፣ ብሓሳብ ደኣ ተቐቢልናዮ እምበር፣ ወኪል ኣይለኣኽናን’ ክብል ገሊጹ። ኣል ቡርሃን ምስ ቴሌቪዥን ኣል-ሑራ [...]
ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ሶማል ክስሕብ ዝቐረበ እማመ፣ ብኮንግረስ ተነጺጉ

ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ሶማል ክስሕብ ዝቐረበ እማመ፣ ብኮንግረስ ተነጺጉ

Radio Erena: 30 April 2023 ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ዘሎ ሰራዊት ኣመሪካ ክሰሓብ ዝጽውዕ፣ ብገለ ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ተነጺጉ። ኮንግረስ ኣመሪካ ብ27 ሚያዝያ ኣብ ዝገበሮ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ፣ ጥሩፍ ጉ [...]
ዜጋታት ግብጽን ሩስያን ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተሰዊራ

ዜጋታት ግብጽን ሩስያን ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተሰዊራ

Radio Erena: 28 April 2023 ሰለስተ ሩስያውያንን ክልተ ግብጻውያንን ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተሰወረት ጋዜጣ ኣል ሞኒተር ካብ ካይሮ ሓቢራ። እታ ናይ መዘናግዒ ምዃና ዝተሓበረት ጃልባ፣ ብ24 ሚ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ብኢጋድ ንዝቐረበ ተበግሶ ንዘተ ሰላም ብምቕባል፣ ወኪሉ ናብ ጁባ ክልእኽ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ

ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ብኢጋድ ንዝቐረበ ተበግሶ ንዘተ ሰላም ብምቕባል፣ ወኪሉ ናብ ጁባ ክልእኽ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 28 April 2023 ኣዛዚ ሰራዊት መንግስቲ፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ብኢጋድ ንዝቐረበ ተበግሶ ዘተ ንሰላም ከምዝቕበል ኣፍሊጡ። እቲ ጀነራል፣ መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ኢጋድ፣ ብ16 ሚያዝያ ኣ [...]
ቻይና፣ ዜጋታታ ካብ ሱዳን ንምውጻእ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ውኪል ኤምባሲ ናብ ታላታ ዓሸር ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ

ቻይና፣ ዜጋታታ ካብ ሱዳን ንምውጻእ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ውኪል ኤምባሲ ናብ ታላታ ዓሸር ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 28 April 2023 መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ሱዳን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዜጋታቱ ንምውጻእ፣ ዶባት ግብጺ፣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይጥቐም ምህላዉ ገሊጹ። ሺንሁዋ፣ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብምጥቃ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ዑመር ኣል በሺርን ካልኦት ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበርን ከምዝወጹ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ዑመር ኣል በሺርን ካልኦት ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበርን ከምዝወጹ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 April 2023 ኣብ ሱዳን ድሕሪ ዝተወልዐ ኵናት፣ ሕንፍሽፍሽን ስርዓት ኣልቦነትን እናነገሰ ይመጽእ ብምህላዉ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝነበሩ ቅዩዳት ከምዝወጹ ክግለጽ ጸኒሑ'ዩ። ብዛዕባ [...]
ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ደሴት ዛንዚባር ይካየድ ኣሎ

ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ደሴት ዛንዚባር ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 27 April 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያን ንናጽነት ኦሮሞ ዝቃለስ፣ ብ 'ኦነግ ሸኔ' ዝጥቀስ ዕጡቕ ሓይሊን፣ ኣብ ታንዛንያ፣ ደሴት ዛንዚባር ዘተ ከምዝጀመሩ ተሓቢሩ። እቲ ብሰሉስ 25 ሚያዝያ ዝተጀመረ [...]
ካብ ካርቱም ሃዲሞም ናብ ጁባ ዝተበገሱ 10ታት ኤርትራውያን ደሃዮም ጠፊኡ

ካብ ካርቱም ሃዲሞም ናብ ጁባ ዝተበገሱ 10ታት ኤርትራውያን ደሃዮም ጠፊኡ

Radio Erena: 27 April 2023 ኣብ ሱዳን፣ ብፍላይ ኣብ ካርቱምን ከባቢኣን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ሃዲሞም ናብ ጁባ ዝተበገሱ 10ታት ኤርትራውያን ደሃዮም ጠፊኡ ከምዘሎ፣ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ካብ ገዳርፍ ሓቢሮም። [...]
1 159 160 161 162 163 570 1610 / 5700