Author: amanuel
መንግስቲ ኬንያ፣ ምስ ተቓወምቲ ሓይልታት ክዘራረብ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ
Radio Erena: Tuesday, 01 August 2023
ፕረዚደንት’ታ ሃገር ነዚ ዘፍልጥ ዘሎ፣ ናህሪ ዋጋታትን ቀረጽን ድሕሪ ምውሳኹ ዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ ንተኸታታሊ መዓልታት ድሕሪ ምክያዱ ምዃኑ፣ ካብ ናይሮቢ ዝተመሓላለፈ [...]
ኢትዮጵያ፣ ጉራጀ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Tuesday, 01 August 2023
ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ጉራጀ ኣብ ዝተባህለ ዞባ፣ ዕጡቓት ሓይልታት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
ኣብቲ [...]
ኒጀር፤ ኤኮዋስ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ ዘካየዱ ሓይልታት ማዕቀብ ኣንቢሩ
Radio Erena: Monday, 31 July 2023
ምትእኽኻብ ሓባራዊ ቁጠባ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ፤ ኣብ ኒጀር፤ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ ዘካየዱ ሓይልታት ማዕቀብ ኣንቢሩ።
ኤኮዋስ፤ ብዓርቢ 28 ሓምለ ኣብ ዘካየዶ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንግብጺ እትልግሰላ ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: Monday, 31 July 2023
11 ሰኔተራት ኣመሪካ ናብ ጸሓፊ ጉዳያት'ታ ሃገር ኣብ ዝለኣኹዎ ወግዓዊ ደብዳቤ፤ ምምሕዳር ኣል ሲሲ ኣብ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ዘርኣዮ ድኽመት፤ ናብ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ደረ [...]
ምልሻ ፈጣን ሓይልታት፤ ነበርቲ ከተማ ካርቱም ኣባይቶም ገዲፎም ክወጹ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ
Radio Erena: Monday, 31 July 2023
ምልሻ ፈጣን ሓይልታት፤ ነበርቲ ደቡባዊ ክፋል ከተማ ካርቱም፤ መንበሪ ኣባይቶም ገዲፎም ክወጹ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፉ ተገሊጹ።
እቶም ምልሻታት ብሰንበት 30 ሓምለ ገዛ ገ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ሩስያ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትሽምት መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ
Radio Erena: Friday, 30 July 2023
ኤርትራ ካብ ሩስያ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትሽምት መደብ ከምዘለዋ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ካብ ሰይንት ፒተርስበርግ ገሊጸን።
ሓላፊ ወተሃደራዊ _ ተክኒካዊ ምትሕግጋዝ ሩስያ ዲሚትሪ [...]
‘ኣል ቡርሃን ካብ ስልጣን እንተወሪዱ፣ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ሰላም ክኸውን’ዩ’፣ ሕመቲ
Radio Erena: Friday, 30 July 2023
መራሒ ምልሻ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፤ ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ሰራዊት ካብ መዝነቶም እንተወሪዶም፤ ዕርቂ ክገብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ።
ንነዊሕ እዋን ካብ ዓይኒ ህዝቢን ካሜራን ተሰዊ [...]
ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ሕማም ኮሌራ የስፋሕፍሕ
Radio Erena: Friday, 30 July 2023
ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ፤ ሕማም ኮሌራ ኣስፋሕፊሑ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
WHO ብዓርቢ 28 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ እቲ ዝሓለፈ ዓመት ከምዝጀመረ ዝገ [...]
ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ብሓሙስ 27 ሓምለ ብድምጺ ከቢድ ብረትን ሮኬታትን ተናዊጻ ውዒላ
Radio Erena: Friday,28 July 2023
ህዝቢ ከተማ ካርቱም፣ ብሓሙስ 27 ሓምለ ብድምጺ ከቢድ ብረትን ሮኬታትን ተናዊጹ ከምዝወዓለ፣ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ።
ምልሻ ፈጣን ሓይልታት ኣብቲ ዕለት’ቲ ኣብ ዘው [...]
ኒጀር፣ ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ
Radio Erena: Friday,28 July 2023
ኣብ ኒጀር፣ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ዕልዋ መንግስቲ ኣካዪዶም።
መራሒ ናይቲ ዕልዋ ኮሎኔል ኣማዱ ዓብድራማን ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ብምዃን ኣ [...]