ኤርትራ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ ኣካይዳ

Radio Erena: 22 September 2022

መንግስቲ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ ኣካይዱ።

እቲ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ተወዲቡ፣ ካብ 21 ክሳብ 22መስከረም፣ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ፣ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ ኣብ ምፍራይ ዝሕግዙ መጽናዕታት ንምምማይ ዝዓለመ’ዩ።

ኣብቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኣስመራ ፓላስ ንክልተ መዓልታት ዘተኣናገዶ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ፣ 11 ኣህጉራውያን ማሕበራት ተዓዲመን ምንባረን ሚኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

====================

COMMENTS

WORDPRESS: 0