Author: amanuel

1 105 106 107 108 109 243 1070 / 2422
Eritrean Cyclists Team Participates in African Continental Championship

Eritrean Cyclists Team Participates in African Continental Championship

  Radio Erena News: 7 February 2023 Eritrean National Cyclists Team is participating in the 19th African Continental Cycling Championship [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ትሽምት ከምዘላ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ትሽምት ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 February 2023 ኢትዮጵያ፣ SH-15 (PCL-181) ዝዓይነቱ፣ ኣብ ድሩዓት መካይን ዝጸዓን መዳፍዓት ዝርከቦ ኣጽዋር ካብ ቻይና ትሽምት ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ሚሊታሪ ኣፍሪ [...]
ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶርያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣሽሓት ሰባት ሞይቶም

ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶርያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣሽሓት ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 07 February 2023 ንቱርኪን ሶርያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት፣ ብሰኑይ 06 ለካቲት ብዘጋጠመ ምንቅትቓጥ ምድሪ፣ ልዕሊ 3500 ሰባት ከምዝሞቱ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ 7.8 ከምኡ ድ [...]
ኤርትራ፣ ሮቡዕ 08 ለካቲት፡ ኣብ ጋና ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ሮቡዕ 08 ለካቲት፡ ኣብ ጋና ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 06 February 2023 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ 08 ክሳብ 13 ለካቲት፣ ኣብ ጋና፣ ከተማ ኣክራ ዝካየድ መበል መበል 19 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Contine [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ጓሶት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ጓሶት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 February 2023 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ካጆ ኬጂ፣ ኣብ መንጎ ጓሶት ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ከምዝተቐትሉ ንኮሚሽነር እቲ ዞባ፣ ፋኒኤል ዱሞ ብምጥቃስ መርበብ ዜና ሞኒተር ሓቢሩ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እታ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ምክፍፋል ናብ ጎነጽ ከየምርሕ ተሰጊኡ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እታ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ምክፍፋል ናብ ጎነጽ ከየምርሕ ተሰጊኡ

Radio Erena: 06 February 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን እታ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ምክፍፋል ናብ ጎነጽን ናዕብን ከይዓርግ ተሰጊኡ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት እታ ሃገር [...]
ኤርትራ፣ ብብልሽውና ምስ ቀዳሞት 20 ሃገራት ተሰሪዓ

ኤርትራ፣ ብብልሽውና ምስ ቀዳሞት 20 ሃገራት ተሰሪዓ

Radio Erena: 06 February 2023 ኤርትራ፣ ብብልሽውና ካብ 180 ሃገራት ኣብ መበል 162 ተሰሪዓ። ንብልሽውናን ምጥፍፋእን ሃገራት ዓለም ብምጽናዕ ዓመታዊ ጸብጻብ ዘቕርብ፣ ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል፣ ንናይ [...]
ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎሜተር ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትውንን ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ዓንሰባ፣ ኣብ ዲጋታት ምርባሕ ዓሳ ንምስፋሕ ትሰርሓሉ ምህላዋ ገሊጻ

ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎሜተር ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትውንን ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ዓንሰባ፣ ኣብ ዲጋታት ምርባሕ ዓሳ ንምስፋሕ ትሰርሓሉ ምህላዋ ገሊጻ

Radio Erena: 03 February 2023 ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎሜተር ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትውንን ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ዝርከብ ዲጋታት፣ ምርባሕ ዓሳ ንምስፋሕ ክትሰርሓሉ ምዃና ገሊጻ። መንግስታዊ ኣገልግሎት [...]
ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ሰዲዳ

ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ሰዲዳ

Radio Erena: 02 February 2023 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ከምዝሰደደት ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ሃገራዊ ድሕነት፣ ሑሰን ሸኽ ዓሊ ገሊጹ። ንሱ፣ ምስ ድ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓተ ዓመታት፣ ልዕሊ 1000 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓተ ዓመታት፣ ልዕሊ 1000 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 02 February 2023 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብሞት ናይ እትቐጽዖም ብዝሒ ሰባት፣ ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት 147 ከምዝበጽሐ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ንዝኣከቦ ሰነዳት ምርኵ [...]
1 105 106 107 108 109 243 1070 / 2422