1 738 739 740 741 742 993 7400 / 9930
ኢጋድ፣ ኤርትራ ዘይተሳተፈቶ መበል 28 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ኣካይዱ

ኢጋድ፣ ኤርትራ ዘይተሳተፈቶ መበል 28 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ኣካይዱ

Radio Erena: 16 September 2016 ኢጋድ፣ ኤርትራ ዘይተሳተፈቶ መበል 28 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ኣካይዱ። እቲ ብ13 መስከረም ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ዝተኻየደ ኣኼባ መራሕቲ ኣብላት ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ጸጥ [...]
ቀጠር፣ ብ200 ድሩዓትን 30 ሄሊኮፕተራትን ዝተሰነየ ሓደ ሽሕ ሽሕ ሰራዊት ናብ የመን ልኢኻ

ቀጠር፣ ብ200 ድሩዓትን 30 ሄሊኮፕተራትን ዝተሰነየ ሓደ ሽሕ ሽሕ ሰራዊት ናብ የመን ልኢኻ

Radio Erena: 16 September 2016 ቀጠር ኣብ ጎኒ'ቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንታዊ ሰራዊት ሃገራት ወሽመጥ ዝስለፉ ኣስታት ሓደ ሽሕ ወትሃደራት ናብ የመን ልኢኻ። እቲ ናብ የመን ዘዋፈረቶ ሓደ ስሕ ሰራዊት ብ200 ድሩዓት [...]
ኣብ መንገዲ ጁባ-ኒሙለ ዝፍጸም ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት፣ ነቲ ዑመር ናይ ንግዲ መስመር ከሰየሰናኽል ይስጋእ

ኣብ መንገዲ ጁባ-ኒሙለ ዝፍጸም ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት፣ ነቲ ዑመር ናይ ንግዲ መስመር ከሰየሰናኽል ይስጋእ

Radio Erena: 16 September 2016 ኣብቲ ንካምፓላን ጁባን ዘራኽብ ዑመር ናይ ንግዲ መስመር ኒሙለ ዝፍጸም ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት፣ ካብ ናብን ንዝካየድ ዘሎ ናይ መጓዓዝያን ንግዳውን ልውውጥ ከይዕንቕፍ ስግኣት ከምዘሎ ተገ [...]
ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣብ ባጽዕ፣ ብሓባር ንዝጽልዩ ዝነበሩ ኣመንቲ ክርስትና ቀይዶም

ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣብ ባጽዕ፣ ብሓባር ንዝጽልዩ ዝነበሩ ኣመንቲ ክርስትና ቀይዶም

Radio Erena: 14 September 2016 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ባጽዕ፣ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ብሓባር ንዝጽልዩ ዝነበሩ ኣመንቲ ክርስትና ቀይዶም። እቶም ዝሓለፍ ሰሙን ዝተታሕዙ ኣመንቲ ክርስትና፣ ኣብ ጥቓ ጋ [...]
“ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዘይብላ እንኮ ሃገር ኤርትራ’ያ፣” ፈረንሳዊ ምሁር ስነ ፖለቲካን ፍልስፍናን

“ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዘይብላ እንኮ ሃገር ኤርትራ’ያ፣” ፈረንሳዊ ምሁር ስነ ፖለቲካን ፍልስፍናን

Radio Erena: 14 September 2016 ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዘይብላ እንኮ ሃገር'ያ ክብል ፈረንሳዊ ምሁር ስነ ፖለቲካን ፍልስፍናን ዶክተር ዣን ባፕቲስ ገለጹ። እቲ፣ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኮሰ ሓያሎ መጻሕ [...]
ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ዝኾነ ጸገም ከምዘይበጽሖም፣ ስዊዘርላንድ ኣረጋጊጻ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽን እስራኤል ዘቕረቦ ጸብጻብ ሓሶት ምዃኑ ተቃሊዑ

ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ዝኾነ ጸገም ከምዘይበጽሖም፣ ስዊዘርላንድ ኣረጋጊጻ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽን እስራኤል ዘቕረቦ ጸብጻብ ሓሶት ምዃኑ ተቃሊዑ

Radio Erena: 14 September 2016 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ካብ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ጸገም ከምዘይበጽሖም፣ ናብታ ሃገር ዑደት ዘካየደ ወኪል ስዊዘርላንድ ኣረጋጊጹ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽን እስራኤ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ብነጠብጣብ ማይ ዘስቲ መሳርሒታት ሕርሻ ንምትካል ምስ እስራኤላዊ ኩባንያ ስምምዕ ከቲሙ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ብነጠብጣብ ማይ ዘስቲ መሳርሒታት ሕርሻ ንምትካል ምስ እስራኤላዊ ኩባንያ ስምምዕ ከቲሙ

Radio Erena: 13 September 2016 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ከም ኣካል ናይቲ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ፣ ኣብ ክልተ ዞባታት ኤርትራ ዝርከብ 16 ናይ ሕርሻ ነቑጣታት ብነጠብጣብ ማይ ዘስቲ መሳርሒታት ንምትካል፣ ምስ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ንልዕሊ 700 እሱራት ምሕረት ጌሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ንልዕሊ 700 እሱራት ምሕረት ጌሩ

Radio Erena: 13 September 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ፣ ልዕሊ 700 እሱራት ብምሕረት ከምዝፈትሐ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ካብቶም ብዝተፈላለየ ገበን ተኸሲሶም፣ ኣብ ሓያሎ ኣብያተ [...]
ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳመ-ሰንበት 3400 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም

ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳመ-ሰንበት 3400 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም

Radio Erena: 13 September 2016 ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳመ-ሰንበት 3400 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝደሓኑ ሓይሊ ብሕሪ ኢጣልያ ከምዘድሓነ ኣፍሊጡ። ብቀዳም 10 መስከረም ጥራይ ኣብ 18 ንኣሽቱ ጃላቡ ዝነበሩ 230 [...]
18 መስከረም፣ መበል 15 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

18 መስከረም፣ መበል 15 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

Radio Erena: 12 September 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍኣሉ ፍጻሜ [...]
1 738 739 740 741 742 993 7400 / 9930