1 739 740 741 742 743 990 7410 / 9891
ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ናይ 35 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ለጊሳ

ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ናይ 35 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ለጊሳ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብደርቂ ንዝተጠቕዐ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝውዕል ናይ 35 ሚልዮን ዶላር ተወሳኺ ረዲኤት ለጊሳ። እቲ ረዲኤት ብመንገዲ ዩኤስ.ኤይድ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምኡ’ውን ካልኦት ኣብ ኢትዮጵያ ዝነጥፋ ዘለዋ ኣህጉራውያን ት [...]
ዚምባብወ ብሓድሽ ማዕበል ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ቅልውላው ተጠቒዓ

ዚምባብወ ብሓድሽ ማዕበል ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ቅልውላው ተጠቒዓ

ዚምባብወ ብሓድሽ ማዕበል ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ቅልውላው ተጠቒዓ ከምዘላ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ሕብረት ኤውሮጳ ነታ ሃገር ብዝምልከት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ዚምባብወ ውድቕቲ ሃገር ክትከውን ኣብ ተኣፋፊ ደረጃ በጺሓ ከም [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መርመራ ክግበር ዳግማይ ጸዊዑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መርመራ ክግበር ዳግማይ ጸዊዑ

ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ነቲ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዘካየዱዎ ገበን መርመራ ክግበረሉ፣ ዳግማይ ጸዊዑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ካብ ጀነቫ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለጺ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ [...]
ኣመሪካን 6 ሃገራት ኣፍሪቃን ኣብ ጉዳይ ደ/ሱዳን ዘትየን

ኣመሪካን 6 ሃገራት ኣፍሪቃን ኣብ ጉዳይ ደ/ሱዳን ዘትየን

ቅልውላው ደቡብ ሱዳን ንምፍታሕ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘተ ኣካዪዳ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ጆን ኬሪ ብሰኑይ 22 ነሓሰ ምስ ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ናይሮቢ ድሕሪ ዝገበሮ ርክብ፣ ምስ ሚኒስተራ [...]
ኣብ ጉያ ማራቶን ኤርትራዊ ግርማይ ገብረስላሴ መበል ራብዓይ ተርታ ብምሓዝ ተዓዊቱ

ኣብ ጉያ ማራቶን ኤርትራዊ ግርማይ ገብረስላሴ መበል ራብዓይ ተርታ ብምሓዝ ተዓዊቱ

ኣብ ሪዮ ደ ጀኔሮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኦሎምፒክ፣ ኣብ ጉያ ማራቶን ኤርትራዊ ግርማይ ገብረስላሴ መበል ራብዓይ ተርታ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ውድድሩ ብ2 ሰዓት፣ 11 ደቒቕን 4 ሰኮንድን ብምዝዛም እዩ ራብዓይ ደ [...]
ግብጺ; ናብ እስራኤል ክሰግሩ ንዝፈተኑ 70 ሱዳናውያን ቀዪዳ

ግብጺ; ናብ እስራኤል ክሰግሩ ንዝፈተኑ 70 ሱዳናውያን ቀዪዳ

ግብጺ ዶባ ጥሒሶም ናብ ናብ እስራኤል ክሰግሩ ንዝፈተኑ 70 ሱዳናውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወት ኣፍሊጣ። ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጋረብ ኣላህ ኪዲ ንኣገልግሎት ዜና ሱና ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ መንግስቱ ምስ ሰበስልጣን ግብጺ ብም [...]
ኤርትራውያን ኣሰጋገርቲ ኣብ ክለብ ኤምባሲ ሊብያ ይመላለሱ ምንባሮም ተገሊጹ

ኤርትራውያን ኣሰጋገርቲ ኣብ ክለብ ኤምባሲ ሊብያ ይመላለሱ ምንባሮም ተገሊጹ

መብዛሕትኦም ብምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝለዓለ ዝህደኑ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝርከብ ብኤምባሲ ኤርትራ ዝውነን ክለብ ቤት መግብን ሻሂን ዝመላለሱ ምንባሮም፣ ኣካያዲ ናይቲ ክለብ ኤምባሲ ዝነበረ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረ [...]
ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ኣቕሪባ

ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ኣቕሪባ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንዝገሹ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ኣቕሪባ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዕለት 19 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ተኸታታሊ ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ገለ ዞባታት ኢትዮጵያ ንድሕ [...]

የመናውያን ሓዲሽ ቆይሙ ንዘሎ ላዕለዋይ ፖለቲካዊ ቆንስል ዘለዎም ደገፍ ገሊጾም

ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ የመናውያን ሓዲሽ ቆይሙ ንዘሎ ላዕለዋይ ፖለቲካዊ ቆንስል ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ንየመን ከመሓድር ቆይሙ ዘሎ ቆንስል፣ ንዕጡቕ ተቓዋሚ ሑቲ ሓዊስካ ዝተፈላለዩ ተቓወምቲ ሓይልታት ዝሓቖፈ [...]

ኣብ ጀርመን መዓስከር ስደተኛታት ብዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ፣ ብውሑዱ 19 ቆሲሎም

ኣብ ጀርመን ኣብ ሓደ ስደተኛታት ዝዕቆቡሉ መዓስከር ብዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ፣ ብውሑዱ 19 ሰባት ከምዝቖሰሉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ኣብ ከባቢ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ካስል ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት 120 ዝኾኑ ኤርትራው [...]
1 739 740 741 742 743 990 7410 / 9891