1 648 649 650 651 652 994 6500 / 9931
ኢጣልያ፣ ብስም ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ብጌጋ ኣሲራቶ ዘላ ኤርትራዊ ናይ  DNA መርመራ ከይካየደሉ ትኽልክል

ኢጣልያ፣ ብስም ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ብጌጋ ኣሲራቶ ዘላ ኤርትራዊ ናይ DNA መርመራ ከይካየደሉ ትኽልክል

Radio Erena: 27 October 2017 ኣኽባር ሕጊ ኢጣልያ፣ ብስም ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ብጌጋ ተኣሲሩ ንዘሎ መድሃኔ ተስፋማርያም በርሀ ዝተባህለ ኤርትራዊ ናይ DNA መርመራ ከይካየደሉ ከምዝኸልከለ ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንሱዳን ልዕሊ 100 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንሱዳን ልዕሊ 100 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሱ

Radio Erena: 27 October 2017 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ሱዳን 106 ሚልዮን ኤውሮ ክልግሰሉ ከምዝወሰነ ካብ ብራስለስ ዝወጸ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ነቲ ገንዘብ ዝልግሶ ዘሎ፣ 60ሚልዮን ኣብ ናይ ልምዓት መደባት [...]
ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዳግማይ ክትግበር ዝተወሰነ ምርጫ ኬንያ ተኻይዱ

ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዳግማይ ክትግበር ዝተወሰነ ምርጫ ኬንያ ተኻይዱ

Radio Erena: 27 October 2017 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ ዳግማይ ክትግበር ዝወሰነሉ ምርጫ ኬንያ፣ ትማሊ 26 ጥቅምቲ ክካየድ ውዒሉ። ኣብዚ ኣስታት 19 ሚልዮን ኣድመጽቲ ዘሳተፈ ምርጫ ኬንያ፣ ውጽኢቱ ብወግዒ እኳ እንተዘይ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምስጓጎም ስምምዓት ትኽትም

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምስጓጎም ስምምዓት ትኽትም

Radio Erena: 26 October 2017 መንግስቲ እስራኤል ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ፣ ኣብ ዝተጋብአ መበል 72 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ምስጓግ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዘተኮረ ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓያ [...]
ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 200 ወተሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ

ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 200 ወተሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ

Radio Erena: 26 October 2017 ኢትዮጵያ፣ ተወሰኽቲ 200 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዘዋፈረት ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቶም ናብ ደቡብ ሱዳን ተዋፊሮም ዘለዉ፣ ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት [...]
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ንኤርትራውያን ገያሾ ግቡኦም ይኽልክል ምህላዉ ይውቀስ

መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ንኤርትራውያን ገያሾ ግቡኦም ይኽልክል ምህላዉ ይውቀስ

Radio Erena: 25 October 2017 መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ካብ ኤርትራ ንዝብገሱ ኤርትራውያን ገያሾ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካይሮ ግቡኣቶም ይግህስ ምህላዉ ግዳያት እቲ መንገዲ ኣየር ዝኾኑ ወገናት ወቒሶም። እቲ መንገዲ ኣየር፣ ናብ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ንዘካይዶ ቃልሲ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይሓትት

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ንዘካይዶ ቃልሲ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይሓትት

Radio Erena: 25 October 2017 ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላህ ፋርማጆ፣ ኣንጻር ኣልሸባብን ካልኦት ሽበርውያን ጉጅለታትን ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ፣ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘድልዮ ሓቲቱ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝሓትት [...]
ፕረዚደንት ኣል በሽር ኣብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

ፕረዚደንት ኣል በሽር ኣብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 25 October 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር ወግዓዊ ካብ 23 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ቀጠር ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ምህላዉ ምዕከናት ዜና ዓረብ ገሊጸን። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብዚ ናይ ቀጠር ዑደቱ [...]
ቀዋሚት ወኪል ኣመሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ትበጽሕ

ቀዋሚት ወኪል ኣመሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ትበጽሕ

Radio Erena: 24 October 2017 ቀዋሚት ወኪል ኣመሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣምባሳደር ኒኪ ሃለይ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ምብጻሕ ተካይድ ከምዘላ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። እታ በዓል ስልጣን ኣመሪካ፣ ናይ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ናይ ኢራን መርከብ ከምዝተታሕዘት ቀ/ ሚኒስተር የመን ይገልጽ

ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ናይ ኢራን መርከብ ከምዝተታሕዘት ቀ/ ሚኒስተር የመን ይገልጽ

Radio Erena: 24 October 2017 ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ናይ ኢራን መርከብ ከምዝተታሕዘት ቀዳማይ ሚኒስተር የመን ኣሕመድ ዖባይድ ቢን ዳገሀር ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መልእኽቱ [...]
1 648 649 650 651 652 994 6500 / 9931