1 646 647 648 649 650 996 6480 / 9959
መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘትዮም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘትዮም

Radio Erena: 15 November 2017 መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘከምዝዘተዩ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቶም መራሕቲ ነዚ ዝዘተዩ ቀዳማይ ሚ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ፈጺሙ

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 15 November 2017 ፕርዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ኡጋንዳ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ13 ሕዳር ናብታ ሃገር ድሕሪ ምእታዉ ምስ ኡጋንዳዊ መዘንኡ ፕረዚደን [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሙጋበ ኣጠንቒቑ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሙጋበ ኣጠንቒቑ

Radio Erena: 15 November 2017 ፕረዚደንት ዙምባብዌ ሮበርት ሙጋበን ንሱ ዝመርሖ ሰልፊ ዛኑ ፒኤፍን ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ብደሞክራስያዊ ኣገባብ ክፈትሑ እንተዘይክኢሎም፣ ሰራዊት እታ ሃገር ምትእትታው ክገብር ምዃኑ [...]

مجلس الأمن يؤكد قيام شركات روسية واماراتية وايطالية ببيع اسلحة لارتريا

في تقرير للجنة الرقابة على الصومال وارتريا لمجلس الأمن في الثامن من الشهر الجاري أكد التقرير الذي ناقشه المجلس بأن مؤسسات اماراتية وايطالية وروسية وأخ [...]
ሕቡራት ኢማራትን፣ ኩባንያታት ኢጣልያ፣ ሩስያን ቸክ ሪፖብሊክን፣ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ብምጥሓስ፣ ንኤርትራ ወትሃደራዊ ንዋት ይሸጣን  ስልጠናታት ይህባን ምህላወን ተገሊጹ

ሕቡራት ኢማራትን፣ ኩባንያታት ኢጣልያ፣ ሩስያን ቸክ ሪፖብሊክን፣ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ብምጥሓስ፣ ንኤርትራ ወትሃደራዊ ንዋት ይሸጣን ስልጠናታት ይህባን ምህላወን ተገሊጹ

Radio Erena: 14 November 2017 ኩባንያታት ሓያሎ ሃገራት፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ንዘንበሮ እገዳ ብምጥሓስ፣ ወትሃደራዊ ንዋት ይሸጣን ስልጠናታት ይህባን ምህላወን ጸብጻብ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት [...]
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ኣብ ዙር ርዋንዳ ትሳተፍ ኣላ

ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ኣብ ዙር ርዋንዳ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: 14 November 2017 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ካብ 12 ክሳብ 19 ሕዳር ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝሰላሰል ዘሎ ዙር ሩዋንዳ ትሳተፍ ኣላ። ኣብዚ ናይ 2.2 መዐቀኒ ዘለዎን ኣብ ሸውዓተ መድረኻት፣ 821 [...]
ፖሊስ ኬንያ፣ “ብዘይሕጋዊ ምስግጋር” ዝተጠርጠረ’ዩ ንዝበሎ ኤርትራዊ ከምዝቐየደ ተሓቢሩ

ፖሊስ ኬንያ፣ “ብዘይሕጋዊ ምስግጋር” ዝተጠርጠረ’ዩ ንዝበሎ ኤርትራዊ ከምዝቐየደ ተሓቢሩ

Radio Erena: 14 November 2017 ፖሊስ ኬንያ፣ "ብዘይሕጋዊ ምስግጋር" ዝተጠርጠረ'ዩ ንዝበሎ ኤርትራዊ ከምዝቐየደ ማዕከን ዜና ዘ ስታር ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። ፖሊስ ኬንያ ብዝሃቦ ሓበሬታ፣ እቲ ገብረመስቀል ካሕሳይ ባህታ ከም [...]
“ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ኣብ ሒደት ደቓይቕ’ዩ ኣብ ቁጽጽር ኣትዩ፣” ጸሓፊ ህግደፍ

“ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ኣብ ሒደት ደቓይቕ’ዩ ኣብ ቁጽጽር ኣትዩ፣” ጸሓፊ ህግደፍ

Radio Erena: 13 November 2017 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ኣብ ሒደት ደቓይቕ'ዩ ኣብ ቁጽጽር ኣትዩ ክብል ጸሓፊ ህግደፍ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ምግላጹ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ሪያድ ሓቢሮም። ኣቶ ኣልኣሚን፣ [...]
ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰለ ምስ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ እቲ ዞባ ተዘራሪቡ

ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰለ ምስ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ እቲ ዞባ ተዘራሪቡ

Radio Erena: 13 November 2017 ኣመሓዳሪ ዞባ ከሰለ ኣደም ጃማ ኣደም ምስ ነበርቲ እቲ ዞባ ዝኾኑ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ከምዝተዘራረበ ተሓቢሩ። እቲ ኣማሓዳሪ ኣብቲ ብሓሙስ 9 ሕዳር ምስ ኤርትራውያን ማሕበረ ኮም ዘካየ [...]
ሚልሻ ሰራዊት ሱዳን፣ ንሓደ ካብ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ዳርፉር ከምዝማረኸ ኣፍሊጡ

ሚልሻ ሰራዊት ሱዳን፣ ንሓደ ካብ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ዳርፉር ከምዝማረኸ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 12 November 2017 ኣሃዱ ሚልሻ ሰራዊት ሱዳን፣ ንሓደ ካብ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ዳርፉር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ። እቲ ኣቐድም ኣቢሉ ብጃንጃዊድ ዝፍለጥ ዝነበረ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ምስ ሰራዊ [...]
1 646 647 648 649 650 996 6480 / 9959