ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ጾምን ስግደትን ዓርቢ ስቕለት ተቓውሞ ከይለዓዓል ብምስጋእ፣ ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ሓይልታት ጸጥታ ይዋፈሩ
Radio Erena: 25 April 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ጾምን ስግደትን ዓርቢ ስቕለት፣፣ ተቓውሞ ህዝቢ ከይለዓዓል ዝሰግአ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኩለን ኣብያተ ክርስትያናት ዓበይቲ ከተማታት ኤርትራ፣ ሓይልታት ጸጥታ [...]
ኤርትራ፣ ምስ ምዕጻው ዶባት ኢትዮጵያ ንዝተራእየ ናህሪ ዕዳጋታት ንምቁጽጻር፣ መንግስቲ ዋጋታት ጥሪት ወሲኑ
Radio Erena: 25 April 2019
ምስ ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ኤርትራ እናናሃረ ንዝመጽእ ዘሎ ዋጋታት መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ንምቑጽጻር፣ መንግስቲ ኤርትራ ዋጋታት ጥሪት ዝውስን ምልክታ ዘርጊሑ።
[...]
ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ኣምሪሑ
Radio Erena: 25 April 2019
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ 24 ሚያዝያ ናብ ኣስመራ ኣትዩ።
ንሱ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ሊብያን ብዝምልከት ኣብ ግብጺ ዝተኻ [...]
ኢትዮጵያን ቻይናን ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ናይ ወፍሪ ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena: 25 April 2019
ኢትዮጵያን ቻይናን፣ ኣብ ምዝርጋሕ ምስፋሕ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዝኸተማ ተሓቢሩ።
ክልቲኤን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ፣ ኣብ ካልኣይ ዋዕላ [...]
“ልኡኽ ህግደፍ’ዮም” ዝብሃሉ ኣቡነ ሉቃስ፣ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ መርበባት ዜና፣ ዝዝርግሕኦ ዘለዋ ሓበሬታ ስግኣት ከም ዘሕደረሎም ዝእንፍት መግለጺ ዘርጊሖም
Radio Erena: 24 April 2019
"ልኡኽ ህግደፍ'ዮም" ዝብሃሉ ኣቡነ ሉቃስ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዝርከባ ናይ ኤርትራ ማዕከናት ዜና ንዝውሕዝ ዘሎ ሓበሬታ ዘሕደረሎም ስግኣት ዝእንፍት መግለጺ ዘርጊሖም። [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክጽንበል’ዩ
Radio Erena: 24 April 2019
3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክጽንበል'ዩ።
ኢትዮጵያ ንኣህጉራዊ ናጽነት ፕረስ ንምጽምባል ብዩኔስኮ ዝተሓርየትሉ ምኽንያት፣ ሓድሽ መንግስቲ እታ ሃገር ንዝተኣስሩ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ኩነታት ሱዳንን ሊብያን ዝዝቲ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣአንጊዳ
Radio Erena: 24 April 2019
ኣብ ሱዳንን ሊብያን ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ብዝምልክተ፣ ብመንግስቲ ግብጺ ዝተጸውዐ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ተኻይዱ።
እቲ ትማሊ ሰሉስ 23 ሚያዝያ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ኣብ [...]
ልዕሊ 40 መራሕቲ ሃገራት ዝሳተፍዎ ዋዕላ ተበግሶ ቤልት ኤንድ ሮድ ኣብ ቻይና ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 24 April 2019
ልዕሊ 40 መራሕቲ ሃገራት ዝሳተፍዎ ካልኣይ ዋዕላ ተበግሶ ቤልት ኤንድ ሮድ፣ ካብ 25 ክሳብ 27 ሚያዝያ ኣብ ቻይና ክካየድ'ዩ።
እዚ ንሃገራት ማእከላይ ምብራቕ፣ ሜዲተራንያን፣ ር [...]
ኢትዮጵያን ፈረንሳን፣ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ናብ ትግባረ ዝሰጋገረሉ መድረኽ ተዘራሪበን
Radio Erena: 22 April 2019
ኢትዮጵያን ፈረንሳን፣ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናብ ትግባረ ዝሰጋገረሉ መድረኽ ብዝምልከት ከምዝተዘራረባ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮ [...]
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ሰሊዐን
Radio Erena: 22 April 2019
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን ናይ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ መዲበን።
እዘን ክልተ ሃገራት፣ ነቲ ሓገዝ ከም መርኣያ ናይቲ ንበሺር ብዕልዋ ብምእላው ስልጣን ሒዙ ዝርከብ [...]