1 501 502 503 504 505 993 5030 / 9921
ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 50 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ሚኒስተር ዜና ገሊጹ

ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 50 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ሚኒስተር ዜና ገሊጹ

Radio Erena: 01 May 2019 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ተቐርቒሮም ዝጸንሑ 50 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽ [...]
ሱዳን፣ ሲቪላዊ ስርዓት ንምምስራት፣ ኣብ  መንጎ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶን ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባትን ናይ ዘተ መድረኻት ይካየድ

ሱዳን፣ ሲቪላዊ ስርዓት ንምምስራት፣ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶን ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባትን ናይ ዘተ መድረኻት ይካየድ

Radio Erena: 30 April 2019 ሱዳን፣ ሲቪላዊ ስርዓት ንምምስራት፣ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶን ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባትን ናይ ዘተ መድረኻት ይካየድ ኣሎ። ትማሊ ሰኑይ 29 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ [...]
ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ መደባት ከተዕቢ ምዃና ትገልጽ

ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ መደባት ከተዕቢ ምዃና ትገልጽ

Radio Erena: 30 April 2019 ጅቡቲን ቻይናን ኣብ መንጎአን ዘሎ ኩሉ ዓይነት ርክባት ብዝያዳ ንምዕባዩ ዘኽእለን ስምምዓት ከምዝኸተማ ተገሊጹ። ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ መደባት ከተዕቢ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ። እ [...]
ቱርኪን ቀጠርን ሓባራዊ ልምምድ ነፈርቲ ኵናት ኣካይደን

ቱርኪን ቀጠርን ሓባራዊ ልምምድ ነፈርቲ ኵናት ኣካይደን

Radio Erena: 30 April 2019 ቱርኪን ቀጠርን ሓባራዊ ልምምድ ነፈርቲ ኵናት ከምዘካየዳ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ሓቢሩ። ኣብቲ ሓይልታት ኣየር ቀጠርን ቱርኪን ዘካየድዎ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ሓይሊ ኣየር ኣመ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ባድመ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ ብሓደስቲ ተተኪኡ

ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ባድመ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ ብሓደስቲ ተተኪኡ

Radio Erena: 29 April 2019 ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ከባቢ ባድመ ዓስኪረን ዝነበራ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ተሳሒበን። እተን ኣሃዱታት ድሕሪ ምስሓበን፣ ኣብዘን ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ካብ ታዕሊም ብዝወጹ ሓደስቲ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ መፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ገሊጻ

ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ መፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ገሊጻ

Radio Erena: 29 April 2019 ቱርኪ፣ ኣብ እዋን ስርዓት ኣል በሽር፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ ፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ንበሺር ብዕልዋ ዝኣለየ መሰጋገሪ ወትሃ [...]
ምንቅስቓስ ‘ይኣክል’ ብሰሚናራትን ኣስተምህሮታትን ይቕጽል

ምንቅስቓስ ‘ይኣክል’ ብሰሚናራትን ኣስተምህሮታትን ይቕጽል

Radio Erena: 28 April 2019 ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ‘ይኣክል’ ብምባል ዝጀመሩዎ ምንቅስቓስ ብሰፊሑ ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ፣ ከካብ ቦትኡ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። እዚ ካብ ዝተፈላለያ ሃ [...]
ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ኢትዮጵያውያን ፖለቲከኛታት ሕቶ የለዓዕል

ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ኢትዮጵያውያን ፖለቲከኛታት ሕቶ የለዓዕል

Radio Erena: 28 April 2019 ዳግማይ ዝተዓጽወ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ ሕቶታት የለዓዕል ምህላዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ካብ ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታት ዝቐርብ ዘሎ ሕቶ፣ [...]
ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ዝመርሑ ማሕበራት ወከልቶም መሪጾም

ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ዝመርሑ ማሕበራት ወከልቶም መሪጾም

Radio Erena: 28 April 2019 ኣብ ምልዕዓል ህዝቢ ሱዳን ብመሪሕነት ዝዋሳእ ዘሎ ሓይሊ ናጽነትን ለውጥን፣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ዝሳተፉ ወከልቱ መሪጹ። እቶም ዝተመርጹ ወከልቲ፣ ምስቲ ግዚያዊ ስልጣን [...]
ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ

ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ

Radio Erena: 26 April 2019 ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ንኹለን ጨናፍር ናይ ኤርትራ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝወሉ ጳጳሳት፣ ብ [...]
1 501 502 503 504 505 993 5030 / 9921