Category: News

1 957 958 959 960 961 967 9590 / 9665

”መርገጺ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣይቅየርን’ዩ” ቀ.ሚ.ኢትዮጵያ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ መርገጺ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ከምዘይቅየር ኣፍሊጡ።    እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ዘፍለጠ፣ ፓርላማ እታ ሃገር ብሓደ ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ም [...]

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 120 ስደተኛታት ሓደጋ ኣጋጢምዎም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 120 ስደተኛታት ጽዒና እትጎዓዝ ዝነበረት ዓባይ መኪና ናብ ትሪፑሉ ሊብያ እተምርሓሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ብዘጋጠማ ናይ ምግምጣል ሓደጋ ብውሕዱ ሰስለተ ኤርትራውያንን 23 ሶማላውያንን ከምዝሞቱ ተገሊጹ። [...]
ርሑስ ሓድሽ ዓመት!

ርሑስ ሓድሽ ዓመት!

ድምጺ ሬድዮ ኤረና፣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ፈተውቱን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ትብል።    ሓድሽ ዓመት 2013፣ ዓመተ ራህዋ፣ ቅሳነትን ምዕባለን ክትኮነልና፣ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ዘሕልፎ ዘሎ መስገደል ዝመልኦ ህይወት ወጺኡ፣ ህድኣት [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ኩባ ናይ ሞያውያን ሓገዝ ይሓትት

ብዋሕዲ ሞያውያን ሓካይም ኣብ መዋጥር ዝርከብ መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ኩባ  ናይ ሞያውያን ሓገዝ ይሓትት ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓቢሮም።    በብግዜኡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሞያ ሕክምና ዝምሃሩን ዝስልጥኑን ዜጋታ [...]

ኣብ ዳርፉር ሰለስተ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም

ሓደ ኣባል ናይቲ ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ብጾቱ ብዝኸፈቶ ቶዅሲ ሰለስተ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ከምዝቐተለ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ።    እታ ሬድዮ ንዝምልከቶም ሰበ ስልጣን ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረ [...]

ላዕለዎት ሓለፍቲ ደምህትን ኤርትራን ተራኺቦም

ላዕለዎት ሓለፍቲ ደሞክራስያዊ ምንቕስቓስ ህዝቢ ትግራይ ደምህት ምስ ብርክት ዝበሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኤርትራ ኣብ ባረንቱ ርክብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።    ደምህት ኣብ ከባቢ ፎርቶ ሳዋ [...]

ሓላፊ ምህንድስና ኤሪ-ቲቪ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ

ሓላፊ ምህንድስና ቴሌቪዥን ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ፖለቲካዊ ዑቕባ ምሕታቱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።    ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ዘገልገለ ዳኒኤል ክፍሎም፣ ኣብ ቴሌቪዥን ኤርትራ ሓላፊ ምንህድስ [...]

ኣብ ፊፋ፣ ኤርትራ ምስተን ናይ መወዳእታ 5 ሃገራት ተሰሪዓ

ኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ -ፊፋ ብ19 ታሕሳስ ኣብ ዝዘርግሖ ሓድሽ ጸብጻብ ብቕዓት ሃገራውያን ጋንታት፣ ኤርትራ ምስተን ናይ መወዳእታ ሓሙሽተ ሃገራት ተሰሪዓ።        ጅቡቲ ብብቕዓት ተጻወታ፣ ዝተሓተ ደረጃ ሒዛ ኣብ መወዳእታ ማለ [...]

ንህይወት ኤርትራውያን ዘንጸባርቕ ኤግዚቪሽን ኣብ ፓሪስ ተኸፊቱ

ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ንዘሕለፍዎ ስቓይ ዘንጸባርቕ ስእላዊ ኤግዚቪሽን ኣብ ፈረንሳ ከተማ ፓሪስ ተኸፊቱ።እቲ ብሰራሕተኛታት ትካል ግብረ ሰናይ ኣብ ሊብያ ብዝነበሩ ፈረንሳውያን ዝተዳለወ ኣሳእል፣ ኣብ ቤንቓዚ ከምኡ ድማ ኣብቲ ን [...]

ኤርትራ ካብ ሰሜን ኮርያ ኣጽዋር ትሽምት

 ኤርትራ ካብ ሰሜን ኮርያ ኣጽዋር ክትሽምት ምጽንሓ ንሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ወጻኢ ጉዳይት ኣመሪካ ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ።    ሰሜን ኮርያ፣ ሓንቲ ካብተን ብዝሒ ኣጽዋር ዘፍርያ ሃገራት ኮይና፣ ዕዳጋታታ ናብተን ብእገዳ ዝሳ [...]
1 957 958 959 960 961 967 9590 / 9665