Category: News

1 88 89 90 91 92 968 900 / 9678
ኤርትራ፡ ኣብዛ እትዛዘም ዘላ ዓመተ 2023፡ 105 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ባጀት ንወትሃደራዊ  ንጥፈታት ኣውዒላ

ኤርትራ፡ ኣብዛ እትዛዘም ዘላ ዓመተ 2023፡ 105 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ባጀት ንወትሃደራዊ ንጥፈታት ኣውዒላ

Radio Erena: Tuesday, 05 December 2023 ኤርትራ፡ ኣብዛ እትዛዘም ዘላ ዓመተ 2023፡ ኣስታት 105 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ባጀት ንወትህደራዊት ንጥፈታት ከምዘውዓለት መርበብ ዜና ስታቲስታ ሓቢሩ። እቲ [...]
ቀይሕ ባሕሪ: ሑቲ ተወሰኽቲ መራኽብ ‘እስራኤል’ የጥቅዑ

ቀይሕ ባሕሪ: ሑቲ ተወሰኽቲ መራኽብ ‘እስራኤል’ የጥቅዑ

Radio Erena: Monday, 04 December 2023 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ዕጡቓት ሑቲ የመን: ኣብ ልዕሊ ክልተ ደቡብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዓለምለኻዊ ማያት ዝንቀሳቐሳ ዝነበራ 'ናይ እስራኤል እየን' ዝበልወን ናይ ንግዲ መራ [...]
ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ብፈደረሽን ክቑረና የማዕድዋ

ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ብፈደረሽን ክቑረና የማዕድዋ

Radio Erena: Monday, 04 December 2023 ሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ብዓርቢ ሓደ ታሕሳስ ተራኺቦም ናይ ክልተ መዓልቲ ዝርርብ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ቀረባ መጻኢ ሃገራቶም ብፈደረሽን ተቖሪ [...]
መንእሰይ ሃይለ ግርማይ ሃይለ ኣብ ውድድር ስነ-ፍልጠት

መንእሰይ ሃይለ ግርማይ ሃይለ ኣብ ውድድር ስነ-ፍልጠት

Radio Erena: Monday, 04 December 2023 መበቆሉ ኤርትራዊ ዝኾነ ወዲ 15 ዓመት ሃይለ ግርማይ ሃይለ ኣብ ከተማ ባንጎክ - ታይላንድ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለምለኻዊ ውድድር ስነ-ፍልጠት (Olympiad) ይወዳደር [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 03 December 2023 Radio Erena · ሰንበት 03 ታሕሳስ 2023   [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብርቱዕ ዝናብ ብዘኸተሎ ውሕጅ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ተመዛቢሉ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብርቱዕ ዝናብ ብዘኸተሎ ውሕጅ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ተመዛቢሉ

Radio Erena: Friday, 01 December 2023 ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብዚ እዋን'ዚ ምስ ኤል ኒኖ ዝተኣሳሰር ብርቱዕ ዝናብን ውሕጅን የጋጥሞ ከምዘሎ ኦቻ ገሊጹ። ኬንያ፣ ኢትዮጵያን ሶማልያን በዚ ሕጂ ዘሎ ዝናብ ኤል [...]
ካብ ጥሪ ክሳብ ጥቅምቲ 2023፣ ልዕሊ 2741 ኤርትራውያን ብንኣሽቱ ጀላቡ ናብ ብሪጣንያ ሰጊሮም

ካብ ጥሪ ክሳብ ጥቅምቲ 2023፣ ልዕሊ 2741 ኤርትራውያን ብንኣሽቱ ጀላቡ ናብ ብሪጣንያ ሰጊሮም

Radio Erena: Friday, 01 December 2023 ኣብ 2023 ብንኣሽቱ ጀላቡ ብመንገዲ ፈረንሳን በልጅዩምን ናብ ብሪጣንያ ካብ ዝኣተዉ ስደተኛታት፣ እቶም ዝበዝሑ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኣፍጋኒስታንን ኢራንን'ዮም። ኣብ [...]
ኣስመራ፣ ኩነታት ዘራእቲ መዝሚዝኩም ዕዳጋታት ኣንሂርኩም ዝተባህሉ ነጋዶ እኽሊ ተቐጺዖም

ኣስመራ፣ ኩነታት ዘራእቲ መዝሚዝኩም ዕዳጋታት ኣንሂርኩም ዝተባህሉ ነጋዶ እኽሊ ተቐጺዖም

Radio Erena: Thursday, 30 November 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ወቕቱ ዘይሓለወ ዝናብ፣ ኣብ ዘራእቲ ጉድኣት የውርድ ከምዘሎ ብምምልካት፣ ዕዳጋታት እኽሊ ኣንሂርኩም ዝተባህሉ ሓያሎ ነጋዶ ተቐጺዖም። እቶም ነጋዶ [...]
ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ ተወሰኽቲ 10 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ ተወሰኽቲ 10 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: Thursday, 30 November 2023 ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ካልጋሪ፡ ብረብሻ ጸጥታ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ተወሰኽቲ 10 ኤርትራውያን፣ ብሰሉስ 28 ሕዳር ከምዝተቐየዱ መርበባት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። ፖሊ [...]
መንገዲ ኣየር ፍላይናስ ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብን ናብን ጂዳ – ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ምዃኑ ገሊጹ

መንገዲ ኣየር ፍላይናስ ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብን ናብን ጂዳ – ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 30 November 2023 መንገዲ ኣየር ፍላይናስ ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 17 ጥሪ 2024 ኣትሒዙ፣ ካብን ናብን ጂዳ ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
1 88 89 90 91 92 968 900 / 9678