Category: News

ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ዝመርሖም 27 ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ፈጺሞም
Radio Erena: 28 January 2015 ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ዝመርሖም 27 ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ከምዝፈጸሙ ምህላዎም ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ምስ በዓልቲ ቤቱ ሚሸል ኦባማ [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንጉስ ዓብደላ ዘይምስታፉ፣ ዝምድና ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ድኹም ምዃኑ ዘጉልሐ ምንባሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 27 January 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንጉስ ዓብደላ ዘይምስታፉ፣ ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ዘለወን ዝምድና ድኹም ምዃኑ ዘረጋግጽ'ዩ ክብሉ ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን ዲፕሎማ [...]

ፕረዚደንት ኦባማን ሓድሽ ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ሳልማንን ብጉዳይ የመን ክዝትዩ’ዮም
Radio Erena: 27 January 2015 ፕረዚደንት ባራክ ኦባማን ሓድሽ ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ሳልማንን ኣብ ጉዳይ የመን ክዘራረቡ'ዮም። ካብ ዋይት ሃውስ- ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘነጽሮ፣ ፕረዚደንት ኦባማ ናብ ስዑዲ [...]

ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 27 January 2015 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፈታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኢትዮጵያ ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ጎኒ ጎኒ'ቲ ዓርብን ቀዳምን ዝካየድ መበል 24 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ምስታፉ፣ ብዛዕባ'ቲ ገና [...]

ኣብ ኣስመራን ካልእ ክፋል ኤርትራን ሰሙኑ ዘሕለፈ ግፋ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 26 January 2015 ናብ ቦትኦም ምምላስ ንዝኣበዩ ኣባላት 27 ዙርያን ናብ ታዕሊም ንዘይወረዱ ኣቦታትን ንምህዳን ዝዓለም ግፋ ይቕጽል ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ከተማ ኣስመራን [...]

ኣብ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራን ኣፍሪቃን ንፈለማ እዋኑ፣ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ዙር ፈረንሳ ክሳተፍ ምዃኑ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 26 January 2015 ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ናይ 2015 ዙር ፈረንሳ ክወዳደር ምዃኑ ተረጋጊጹ። እታ ንሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ሓቑፋ ዘላ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም. [...]

ፕረዚደንት ቱርኪ ኣብ ሶማል ሃንደብታዊ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 26 January 2015 ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኦርዶጋን ኣብ ሶማልያ ሃንደበታዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ንጉስ ዓብደላ ናይ ስዑዲ ዓረብ ድሕሪ ምስታፉ'ዩ ትማሊ ሰንበት ብ [...]

መንግስቲ ኤርትራን ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ዘለዎም ዝምድና ድኹም ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena : 23 January 2015 ኣብ መንጎ መንግስቲ ኤርትራን ንስግነት ስዑዲ ዓረብን ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ድኹም ምዃኑ፣ ኣብቲ ኤምባሲ ብደረጃ ቆንስልን ካልእ ጽፍሕታትን ንትሽዓተ ዓመት ዘገልገለ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ [...]

ኣብ ጀርመን ሓያል ምልዕዓል ዝፈጠረ ሞት ኤርትራዊ ካልድ ኢድሪስ ባህራይ፣ ብሓደ ካብ ኤርትራውያን መዳቕስቱ ከምዝተፈጸመ ፖሊስ ሓቢሩ
Radio Erena : 23 January 2015 ኣብ ጀርመን ሓያል ምልዕዓል ዝፈጠረ ሞት ኤርትራዊ ካልድ ኢድሪስ ባህራይ፣ ብሓደ ካብ ኤርትራውያን መዳቕስቱ ከምዝተፈጸመ ፖሊስ ጀርመን ሓቢሩ። እቲ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ምስቲ [...]
ንሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ ሽዱሽተ ህቡባት ገጠምቲ፣ ስነጥበባውያንን ጋዜጠኛታትን ተለቒቖም
Radio Erena: 22 Januray 2015 ካብ ለካቲት 2009 ኣትሒዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ ሽዱሽተ ህቡባት ገጠምቲ፣ ስነጥበባውያንን ጋዜጠኛታት ትማሊ 21 ጥሪ 2015 ከምዝተለቑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ግርማ [...]