Category: News

ሽወደናዊት መንእሰይ ብምዕማጽ ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 24 August 2015 22 ዓመት ንዝዕድሚኣ ሽወደናዊት መንእሰይ ብምዕማጽ ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ። ነቲ ዝሓለፈ ሰሙን ሉድቪካ ኣብ ዝተባህለት ሽወደን ከተማ ዘጋጠመ [...]

ኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ኣብ ታሪኽ ውድድር ማራቶን ብዕድመ ዝንኣሰ ተዓዋቲ ወርቂ ማዳልያ ብምዃን ክብረ ወሰን ሒዙ
Radio Erena: 24 August 2015 ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኣትለቲክስ፣ ኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ኣብ ታሪኽ ውድድር ማራቶን ብዕድመ ዝነኣሰ ተዕእዋቲ ወርቂ ማዳልያ ብምዃን ክብረ ወሰን ሒዙ። እዚ ኣብ [...]

ኣብዚ ክልተ ዓመትን መንፈቕን፣ ኣስታት 3 ሽሕ ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ወጺኦም
Radio Erena : 21 August 2015 ካብ ጥሪ 2013 ክሳብ'ዚ ወርሒ ናይዚ ዓመት'ዚ፣ 1059 ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ናብ ኤርትራ ከምዝተመልሱ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ [...]

ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ብዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዝግበር ዘሎ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena : 21 August 2015 ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ንክልቲኤን ብዘዳውብ ከባቢ ካሌ ንዝካየድ ዘሎ ምስግጋር ስደተኛታት ንምግታእ ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን። ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ክልቲኤን ሃገራት ትማሊ ሓሙስ 20 ነሓሰ [...]

ኢትዮጵያ ብሽበራ ተኸሲሶም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ሓሙሽተ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ክልቀቑ ተወሲኑ
Radio Erena : 21 August 2015 ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ብናይ ሽበራዊ ገበን ተኸሲሶም ዝነበሩ መራሕቲ ተቃወምቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዝርከብዎም ብውሕዱ ሓሙሽተ ፖለቲከኛታት ናጻ ክወጹ ወሲኑ። እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍር [...]

መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ
Radio Erena: 20 August 2015 መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ። ዝሓለፈ ሰሙን ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ዜጋታቱ ኤርትራ ናብ እትር [...]
ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ኤርትራ ቅርበት ንዘለዋ ወደብ ሖደይዳ ናይ የመን ደብዲበን
Radio Erena: 20 August 2015 ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ ዓረብ፣ ነታ ናብ ኤርትራ ቅርበት ዘለዋ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ጽዑቕ ደብዳብ ኣካይደን። ስዑዲ ዓረብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዕጡቓት ሑቲ ንምህዳን ኣብ ዝተፈላለያ [...]

Updated: ፕረዚደንት ኤርትራን ኣሚር ቀጠረን ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ዘትዮም
Radio Erena: 19 August 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ'ቲ ገና መዕለቢ ዘይረኸበ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን ምስ ኣሚር ቀጠር ሸሕ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ ንምዝርራብ ብሮቡዕ 19 ነሓሰ ናብ ዶሓ ኣትዩ። ቀጠር ነቲ [...]
ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን፣ ኣብ ኤርትራ ብምትኳር ንሰለስተ ተኸታተቲ መዓልታት ፍሉይ መደብ የቕርብ ኣሎ
Radio Erena: 19 August 2015 ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን፣ ካብ 17 ነሓሰ ኣትሒዙ ንሰለስተ መዓልታት ዝጸንሕ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተርኩር ፍሉይ መደባት የዳሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ኣብ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተ [...]

22 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ቮልታ ስጳኛ፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ክሳተፍ’ዩ
Radio Erena: 19 August 2015 ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ቀዳም 22 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ቅድድም ግራንድ ቱር ቮልታ ስጳኛ ክሳትትተፍ'ዩ። ኣብ ዙር ኦስትርያን ዙር ዩታን ዝምስገን ውጽኢት ዘመ [...]