Category: News

ኣብ ሶማል ሰበ ስልጣን ዝርከብዎም 15 ሰባት ከምዝተቀትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 November 2015 ሰበ ስልጣን ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ከም መንበሪ ኣብ ዝጥቐምሉ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለማውያን ሰባት ዝርከብዎም ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ትማሊ ሰንበት 01 ሕዳር 2015 [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኣብ ህንዲ ሰንደልደል ምባሉ ኣዛሪቡ
Radio Erena: 02 November 2015 ብእርጋን ተሰኒፉ ዝርከብ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበትር ሙጋበ፣ ኣብ ህንዲ ከተማ ደልሂ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ህንድን ሃገራት ኣፍሪቃን ሰንደልደል ኢሉ ክወደቕ ኣብ ዝበለሉ ኣብ ጎኑ ብዝነበሩ ና [...]

ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ኒውዮርክ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 30 October 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካኝ ካናዳን ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ንዘቕረበቶ ጸብጻብ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽን፣ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምግ [...]

ወከልቲ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተሳተፍዎ ዋዕላ ህንድን ኣፍሪቃን ተኻይዱ
Radio Erena: 30 October 2015 ወከልቲ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተሳተፍዎ ዋዕላ ህንድን ኣፍሪቃን ተኻይዱ። ኣብቲ ካብ 26 ክሳብ 29 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ዋዕላ ኣስታት 40 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክሳተፉ እንከለዉ፣ ኤርትራ ናይ [...]

ዕጡቃት ኢትዮጵያ 16 ሱዳናውያን ከምዝቀተሉ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ሓቢሩ
Radio Erena: 30 October 2015 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝተኻየድ ግጭት፣ ካብ ወገን ኢትዮጵያ ዝኾኑ ዕጡቃት 16 ሱዳናውያን ከምዝቐተሉ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ኤስማን ዓብደራሕማን ሓቢራ። እቲ ኣብ ዞባ ገዳ [...]

ሰለስተ መራኽብ ሓይሊ ባሕሪ ኢማራት ዓረብ ኣብ ወደብ ዓሰብ ተጸጊዐን ምንባረን ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 30 October 2015 መራኽብ ሓይሊ ባሕሪ ኢማራት ዓረብ ኣብ ከባቢ ወደብ ዓሰብ ከምዝተራእያ፣ ንናይ ሳትላይት ስለያዊ ምንጭታት ብምጥቃስ መርበብ ሓበሬታ ስታርትፎር ገሊጹ። እቲ ስለያዊ ሓበሬታ ኣብ ምምእራር ዝነጥ [...]

ቦትስዋና፣ ን10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዑቕባ ሂባቶም
Radio Erena: 29 October 2015 መንግስቲ ቦትስዋና፣ ንጉዳይ 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ክምርምሮ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዘሃቦም ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ፣ ነቶም ተጻወቲ ዑቅባ ንምሕታት ኣብታ ሃ [...]

ቆንስል ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ፣ “ክልተ ካብ ሚእቲ ግብሪ የኽፍል ኣሎ፣” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ
Radio Erena: 29 October 2015 ቆንስል ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ሃገር ካብ ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራ ዘይሕጋዊ ክልተ ካብ ሚእቲ ግብሪ የኽፍል ኣሎ ዝብል ክሲ ከምዝተመስረተሉ፣ ንኣፈኛ ኣኽባር ሕጊ ስዊዘርላንድ፣ ካቲ ማ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ካብ ዝርከቡ ልዕሊ 6 ሽሕ ስደተኛታት፣ ነቶም ኣስታት 300 ናብ ውሑስ ቦታ ኣግዒዛ
Radio Erena: 29 October 2015 ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ፣ ኣብ ጣሻታት ይነብሩ ካብ ዘለው ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት፣ ነቶም ኣስታት 300 ናብ ውሑስ ቦታ ኣ [...]

ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ቻይና ንዝተዳለወ ስልማት ሰላም፣ “ንኽብረይ ኣይበቕዕን’ዩ” ክብል ነጺግዎ
Radio Erena: 29 October 2015 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ቻይና ብዝመደበሩ ትካል ንዝወሃብ ናይ ሰላም ስልማት ኮንፉሸስ ነጺግዎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ነቲ ብቻይና ዝዳሎ ስልማት ሰላም ዝነጸገሉ ምኽንያት፣ "ንኽብ [...]