Category: News
ፕረዚደንት ኦባማ ፣ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ብህይወት ክሳብ ዘለዉ ስልጣን ክብሕቱ ምድላዮም ነቒፉ
Radio Erena : 29 July 2015 ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ተረኺቡ መደረ ዘስምዐ ናይ ፈለማ መራሒ ኣመሪካ ኮይኑ። እቲ ፕረዚደንት ትማሊ ሰሉስ 28 ሓምለ ኣብ ዘስምዖ መ [...]
ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ጎሊሖም ካብ ዝተራእዩ 10 ተቀዳደምቲ ሓደ ምንባሩ ተገሊጹ
Radio Erena : 29 July 2015 ዙር ፈረንሳ 2015 ብሰንበት 26 ሓምለ ድሕሪ ምዝዛሙ፣ ማዕከናት ዜና ስፖርት ፈረንሳን ዓለም ጎሊሖም ካብ ዝተራእዩ ተቐዳደምቲ ብዝብል ኣርእስቲ፣ ንኤርትራዊ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ምስ ቀዳሞት [...]
ንኢትዮጵያ ዘስግእ ሓይሊ፣ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ሽበራዊ ጉጅለ ስለዝተባህለ ብኣመሪካ ሽበራዊ ተባሂሉ ከምዘይግለጽ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ኣረዲኡ
Radio Erena: 28 July 2015 ንኢትዮጵያ ኣስጋኢ ዝኾነ ሓይሊ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ሽበራዊ ጉጅለ ስለዝተባህለ ብኣመሪካ ከም ሽበራዊ ጉጅለ ይጥመት ማለት ከምዘይኮነ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባ [...]
ኤርትራ፣ ምስ ጎረባብተን ስኒት ካብ ዘይብለን ሃገራት ምስተን ቀዳሞት ተሰሪዓ
Radio Erena: 28 July 2015 ኤርትራ ካብተን ምስ ጎረባብተን ስኒት ዘይብለን ሃገራት ዓለም ኣብ ቅድሚት ዝስርዓ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ብግሎባዊ ሰላም ዝቐረበ መጽናዕቲ ምምልካቱ ዘ ኢንዲፐንደንት ኣብ ናይ 27 ሓምለ ጽሕፉ ገሊጹ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ሖሎት ብዝርከቡ ስደተኛታትን ተጣበቕትን ዝተዳለወት ትያትር ንምርኢት ቀሪባ
Radio Erena: 27 July 2015 ኣብ እስራኤል ኣብ ክፉት ቤት ማእሰርቲ ብዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ከምኡ ድማ ብተጣበቕቲ ዝተዳለወት ንመዓልታዊ ህይወት ስደተኛታት እተንጸባርቕ ትያትር ንምርኢት ቀሪባ። እታ ንምድላዋ ኣስታ [...]
ኤርትራ ብመዳይ ቴክኖሎጂ ርክብን ሓበሬታን፣ ድሕሪት ካብ ዝተረፋ ሃገራት ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 27 July 2015 ኤርትራ ኣብ መዳይ ቴክኖሎጂ ርክብን ሓበሬታን ካብተን ድሕሪት ተሪፈን ዘለዋ ሃገራት ዓለም ምዃና ሓድሽ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣረዲኡ። ህዝቢ ኤርትራ ብዘይካ’ቲ ኣብ 2001 ዝተኣታተወ ውሕዱ ዓቐን ዘለ [...]
ኣብ ፈረንሳ፣ ንኩነታት ስደተኛታት ኤርትራ ዝምልከት ዓውደ ዘተ ተኻይዱ
Radio Erena: 26 July 2015 ኤርትራውያን ስደተኛታትን ኣብ ጉዕዞኦም ዘጋጥሞም ምጭዋይን ካልእ ሓደጋታትን ኣመልኪቱ ዝዘተየ ዓውደ ዘተ ኣብ ፈረንሳ ተኻዪዱ። ኣብቲ ብሃይማኖታዊ ትካል ሳንተ ፈይ ተወዲቡ ንሳልስቲ ዝቀጸለ ዝተፈላ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 1200 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም
Radio Erena: 26 July 2015 ጉዳይ ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣገዳሲ ዛዓባ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ አዋን፤ ልዕሊ ሽሕን ክልተ ሚአትን ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ጽዒና ዝነበረት መርከብ ካብ ምጥሓል ከምዝደሓነት ተገሊጹ። አ [...]
ኣገልግሎት ኤልክትሪክ ኣብ ኤርትራ፣ ቅድሚ 10 ዓመታት ካብ ዝነበሮ ዓቕሚ ብኣስታት 50 ሚእታዊት ኣንቆልቝሉ
Radio Erena: 24 July 2015 ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ካብ ዝነበሮ ዓቕሚ ብኣስታት 50 ሚእታዊት ከምዝነከየ ኣብ ክፍሊ ምህንድስና ሰራሕተኛ በዓል መዚ ኤልክትሪክ ነበረ ገሊጹ። እቲ ስሙ ክ [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ሸሮኽ 39 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 24 July 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ተቕማጥ 39 ሰባት ቀቲሉ ኣብ ደቡብ ሱዳን ሕማም ተቕማጥ እናስፋሕፈሐ ይመጽእ ብምህላዉ፣ ናብ ለብዒ ከይሰጋገር ልዑል ጥንቃቐታት ክግበር ውድብ ጥዕና ዓለም [...]