Category: News

1 78 79 80 81 82 968 800 / 9678
ኤውሮጳ፣ ክታበት ኮቪድ ብውሕዱ ህይወት 1.4 ሚልዮን ሰባት ኣድሒኑ

ኤውሮጳ፣ ክታበት ኮቪድ ብውሕዱ ህይወት 1.4 ሚልዮን ሰባት ኣድሒኑ

Radio Erena: Friday, 19 January 2024 ኣብ ኤውሮጳ ሳላ ክታበት ኮቪድ ብውሕዱ ህይወት 1.4 ሚልዮን ሰባት ከምዝደሓነ ውድብ ጥዕና ዓለም ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሓቢሩ። ምዕዳል ክታበት ኮቪድ 19፣ እ [...]
‘እስራኤል ምጽናት ዓሌት ትፍጽም ኣላ’ደቡብ ኣፍሪቃ

‘እስራኤል ምጽናት ዓሌት ትፍጽም ኣላ’ደቡብ ኣፍሪቃ

Radio Erena: Friday, 19 January 2024 ደቡብ ኣፍሪቃ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን እተካይዶ ዘላ መጥቃዕቲ ጃምላዊ ህልቂት ወይ ድማ Genocide እዩ ክትብል ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ከሲሳታ። እቲ [...]
‘ኤርትራ ንሱዳናውያን ዑቕባ ክትህብ ድልውቲ እያ ‘ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ

‘ኤርትራ ንሱዳናውያን ዑቕባ ክትህብ ድልውቲ እያ ‘ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ

Radio Erena: Friday, 19 January 2024 ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ምስ ምክትል ሓላፊ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ማሊክ ኣጋር ዘካየዶ ኣኼባ፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ኣብ ኤርትራ ዕቝባ ንዝደልዩ ዜጋ [...]
‘ኢትዮጵያን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተመቶ ስምምዕ ባሕሪ፣ ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት’ዩ’ ኣመሪካ

‘ኢትዮጵያን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተመቶ ስምምዕ ባሕሪ፣ ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት’ዩ’ ኣመሪካ

Radio Erena: Thursday, 18 January 2024 መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተሞ ስምምዕ ባሕሪ፣ ብስግኣት ሃገራዊ ድሕነት ከምዝርአ ኣመሪካ ኣጠንቂቓ። ኣፈኛ ባይቶ ሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ፣ ጆን [...]
ኣብ ትግራይ ምስ ናይ 1984 ዓመታት ዝመሳሰል ዓጸቦ ከምዝተኸስተ ይግለጽ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግና ይኽሕድ

ኣብ ትግራይ ምስ ናይ 1984 ዓመታት ዝመሳሰል ዓጸቦ ከምዝተኸስተ ይግለጽ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግና ይኽሕድ

Radio Erena: Thursday, 18 January 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ኵናትን ደርቂን ብዘስዓቦ ጥሜትን ዓጸቦን፣ ኣማኢት ይሞቱ ምህላዎም ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይኽሕዶ ምህላዉ፣ ማዕከና [...]
ኡጋንዳ፣ ብብዝሒ ናብታ ሃገር ካብ ዝውሕዙ ኤርትራውያን፣ ዓመታዊ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ኣታዊ ትረክብ

ኡጋንዳ፣ ብብዝሒ ናብታ ሃገር ካብ ዝውሕዙ ኤርትራውያን፣ ዓመታዊ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ኣታዊ ትረክብ

Radio Erena: Thursday, 18 January 2024 ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ ኡጋንዳ እናዛየደ ይመጽእ ኣሎ። ድሕሪ'ቲ እባ ሱዳን ዝተወልዐ ኵናትን ኣብ ኢትዬጵያ ንኤርትራውያን ዘጋጥሞም ዘሎ ግ [...]
ስግኣት መጥቃዕትታት ሑቲ ኣብ ከባቢ ዓሰብ

ስግኣት መጥቃዕትታት ሑቲ ኣብ ከባቢ ዓሰብ

Radio Erena: Wednesday 17, January 2024 ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ጸቕጢ ንምግባር ዝዓለመ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን ንወደባዊት ከተማ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ [...]
ሱዳን ብኢጋድ ዝተወደበ ኣኼባ ነጺጋ

ሱዳን ብኢጋድ ዝተወደበ ኣኼባ ነጺጋ

Radio Erena: Wednesday 17, January 2024 ሱዳን ብኢጋድ ዝቐረበ ንክልቲኦም ወገናት ናብ ዝርርብ ዝዕድም እማመ ነጺጋ። ኣልቡርሃን ኣብዚ ቀረባ እዋን ነቲ ውድብ ብወገናውነትን ኣብ "ውሽጣዊ ጉዳይ ሱዳን" [...]
ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ ካብ ድኳናት ክዳውንቲ፡ ሰሪቓ ተባሂላ

ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ ካብ ድኳናት ክዳውንቲ፡ ሰሪቓ ተባሂላ

Radio Erena: Wednesday 17, January 2024 ሓንቲ ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ፡ ብተደጋጋሚ ክስታት ስርቂ ስልጣና ከምዝለቐቐት ሲሲቲቪ ሓቢሩ። እታ ጎልሪዝ ጋህራማን ዝተባህለት ካብ ሓምላይ ሰልፊ ዝኾነት በዓል [...]
ኢጋድን ማሕበራት ሃገራት ዓረብን፣ ንኢትዬጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ህጺጽ ኣኼባታት ክካየድ ጸዊዖም

ኢጋድን ማሕበራት ሃገራት ዓረብን፣ ንኢትዬጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ህጺጽ ኣኼባታት ክካየድ ጸዊዖም

Radio Erena: Tuesday 16, Juanury 2024 ኢጋድን ማሕበር ሃገራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንኢትዬጵያን ሶማልን ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ስምምዕ ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ብዝምልከት ህጹጽ ኣኼባታት [...]
1 78 79 80 81 82 968 800 / 9678