Category: News
ኣብ ትሕቲ ዳዒሽ ዝጸንሓ ሸሞንተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ናጻ ወጺኤን
Radio Erena: 19 October 2016 ዳዒሽ ናይ ሊብያ ጨውዩወን ዝጸንሐ ሸሞንተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ብሓይልታት ሚስራታ ናጻ ከምዝወጻ ማዕከን ዜና ሊብያ ኦብዘርቨር ሓቢሩ። እተን ኣብ ሲርተ ተጨውየን፣ ዝነበራ ኤርትራውያን፣ [...]
ወትሃደራት ኢትዮጵያ ዶብ ድሕሪ ምጥሓሶም፣ ኬንያ ሰራዊታ ኣዋፊራ
Radio Erena: 19 October 2016 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ድሕሪ ምጥሓሱ፣ መንግስቲ ኬንያ ሰራዊቱ ናብቲ ከባቢ ከምዘንቀሳቐሰ ማዕከን ዜና ደይሊ ኔሽን ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። ብሰንበት [...]
እስራኤል፣ ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም ኢትዮጵያውያን ተግዕዝ
Radio Erena: 19 October 2016 መንግስቲ እስራኤል ናይ ኣሁድ መበቆል ዘለዎም ኢትዮጵያውያን፣ ካብ ኢትዮጵያ ናብ እስራኤል ከምዘግዓዘት ማዕከናት ዜና እስራኤል ሓቢረን። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ብ10 ጥቅምቲ ናብ እስራኤል ዝኣተ [...]
ኣባላት ፓርላማ ጀርመን፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ኣብ ዘለው መዓስከር ሸገራብ በጺሖም
Radio Erena: 18 October 2016 ኣርባዕተ ኣባላት ፓርላማ ጀርመን፣ ናብቲ ኣውራ መሰጋገሪ ስደተኛታት ዝኾነ ዞባ ከሰላ ዑደት ኣካይዶም። ንሳቶም ኣብቲ ናይ ዞባ ከሰላ ዑደቶም፣ ኣብቲ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራ ዝኾኑ 35 ሽሕ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዜጋታቱ ናይ ተቓወምቲ ቴሌቪዥን፣ ሬድዮን ኢንተርነትን ከይከታተሉ ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 18 October 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዜጋታት እታ ሃገር ናይ ተቓወምቲ መደባት ቴሌቪዥን ሬድዮን ኢንተርነትን ከይከታተሉ ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታት፣ ብዘይ [...]
ኣመሪካን ብሪጣንያን፣ ንምቁራጽ ተዅሲ የመን ጸዊዐን
Radio Erena: 18 October 2016 ኣብ የመን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ኣመሪካን ብሪጣንያን ጸዊዐን። ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካን ብሪጣንያን ብ16 ጥቅምቲ ኣብ ሎንደን ኣብ ዘካየድዎ ርክብ'ዮም ኵናት የመን [...]
“ዋሕዚ ስደተኛታት ደው ንኽብል፣ ንኤርትራውያን ብፍሉይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝህብ ፖሊሲ ሕ/ኤ ከቋርጽ ኣለዎ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ኤርትራ
Radio Erena: 17 October 2016 ሃገራት ኤውሮጳ ንኤርትራውያን ብፍሉይ ዝህብኦም ዘለዋ ፖለቲካዊ ዑቕባ ደው ከብልኦ መንግስቲ ኤርትራ ጻውዒት የቕርብ ከምዘሎ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ። እቲ ሚኒ [...]
ኣዛዚ ፖሊስ ሱዳን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ሰበ ስልጣን ጀርመን ተዘራሪቡ
Radio Erena: 17 October 2016 ሰበ ስልጣን ጀርመን ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ምግታእ ስደተኛታት ዘተኮረ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘካይድዎ ዘለው ዝርርብ፣ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢምግሬሽን ሱዳን'ውን ተራኾቦም። ብሓላፊ ፖ [...]
ብሰንኪ ስግኣት ሕማም ሸሮኽ፣ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ ሕጋዊ ምንቅስቃስ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ናብ ንቡር ተመሊሱ
Radio Erena: 14 October 2016 ብሰንኪ ስግኣት ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ፣ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ ሕጋዊ ምንቅስቃስ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ናብ ንቡር ተመሊሱ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፣ ተቋሪጹ ዝጸንሐ ፍኑው ምንቅስቓስ ህዝቢ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ ዝልኣኽ ነዳዲ ደው ኣቢላቶ
Radio Erena: 14 October 2016 ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ ዝልኣኽ ዝነበረ ነዳዲ ካብ 1 ጥቅምቲ ኣትሒዛ ደው ከምዘበለቶ ይግለጽ ኣሎ። ስዑዲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ 700 ሽሕ ቶን ነዳዲ ናብ ግብጺ ክትልእኽ፣ ኣብ ወርሒ ሚያ [...]