Category: News

1 733 734 735 736 737 904 7350 / 9034
መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻር’ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረበሉ ክሲ ጽዑቕ ዘመተ የካይድ

መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻር’ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረበሉ ክሲ ጽዑቕ ዘመተ የካይድ

Radio Erena: 29 December 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣንጻር እቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝቐረበሉ ክሲ ጽዑቕ ዘመተ ጀሚሩ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ወጻኢ ናብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኣመሓላሊፍዎ ብዘሎ ሓበሬታ፣ [...]
ዚምባብዌ፣ ባጤራ ቻይና-ዩዋን ክትጥቐም ምዃና ትገልጽ

ዚምባብዌ፣ ባጤራ ቻይና-ዩዋን ክትጥቐም ምዃና ትገልጽ

Radio Erena: 29 December 2015 ብሰንኪ ዝቕባበ ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዘይብላ ዚምባብዌ፣ ናይ ቻይና ባጤራ ዩዋን ክትጥቐም ምዃና ገሊጻ። መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ነዚ ውሳኔ ዝበጽሕ ዘሎ፣ እታ ሃገር ካብ ቻይና ዝነበራ 40 ሚ [...]
ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተ ይቕጽላ

ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተ ይቕጽላ

Radio Erena: 29 December 2015 ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ናይል ዝጀመርኦ ዝርርብ፣ ብሰንበት 27 ታሕሳስ'ውን ቀጺሉ። እዘን ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ምምቅራሕ ጸጋታት ወሓዚ ናይል ብዝምልከት ዝጀመርኦ ስሩዕ ርክባት [...]
ሓሙሽተ ጳጳሳት ኤርትራ፣ ነቶም ንይፍታሄ ዲሜጥሮስን ቀሺ ሃብቶምን ዝተክኡ ክልተ ሓለፍቲ ወጊዞም

ሓሙሽተ ጳጳሳት ኤርትራ፣ ነቶም ንይፍታሄ ዲሜጥሮስን ቀሺ ሃብቶምን ዝተክኡ ክልተ ሓለፍቲ ወጊዞም

Radio Erena: 28 December 2015 ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ንምትእትታው መንግስቲ ብትሪ ኣብ እቃወመሉ ዘላ እዋን፣ ሓሙሽተ ጳጳሳት እታ ቤተክርስትያን ንምክትል ኣማሓዳርን ዋና ጸሓፍን ዝነበሩ ክልተ ሓለፍቲ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምሻም መበል ሓሙሻይ ፓትርያርክ ኣብ ወጥሪ ይርከብ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምሻም መበል ሓሙሻይ ፓትርያርክ ኣብ ወጥሪ ይርከብ

Radio Erena: 28 December 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ምሻም መበል ሓሙሻይ ፓትርያርክ ኦሮቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ይዝቲ ምህላዉ ተሓቢሩ። እቲ መንግስቲ ብወኪላቱ ኣቢሉ ምስ ኣባላት ምምሕዳርን ሲኖዶስን እ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ከባቢ ገዳርፍ ብዕጡቓት ሚሊሻ ኢትዮጵያ ናይ ዝተቐትሉ ሱዳናውያን ብዝሒ 45 ከምዝበጽሐ ሓደ ኣባል ባይቶ ገሊጹ

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ከባቢ ገዳርፍ ብዕጡቓት ሚሊሻ ኢትዮጵያ ናይ ዝተቐትሉ ሱዳናውያን ብዝሒ 45 ከምዝበጽሐ ሓደ ኣባል ባይቶ ገሊጹ

Radio Erena: 28 December 2015 ኣብቲ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕብ ከባቢ ገዳርፍ፣ ብዕጡቓት ኢትዮጵያ ናይ ዝተቐትሉ ሱዳናውያን ብዝሒ 45 ከምዝበጽሕ ኣባል ባይቶ ሙባራክ ኤል ኑር ገሊጹ። ንሱ ምስ ሬድዮ ዳባንጋ ኣብ ዘካ [...]
ስድራቤታት ብዳዒሽ  ናይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ይርድኡ ኣለዉ

ስድራቤታት ብዳዒሽ ናይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ይርድኡ ኣለዉ

Radio Erena: 25 December 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ናይ ዝቐተሎም ኤርትራውያን ስድራቤታት ይርድኡ ኣለዉ። እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ዝጨወዮም ስደተኛታት ክትሃድሙ ፈቲንኩም ንዝበሎም ብውሕዱ [...]
ሱዳን ካብ ማዕከን ገንዘብ ሃገራት ዓረብ ተወሳኺ ፊናንስያዊ ልቓሕ ትረክብ

ሱዳን ካብ ማዕከን ገንዘብ ሃገራት ዓረብ ተወሳኺ ፊናንስያዊ ልቓሕ ትረክብ

Radio Erena: 25 December 2015 ማዕከን ገንዘብ ሃገራት ዓረብ ቁጠባ ሱዳን ንምብርራብ 166 ሚልዮን ዶላር ብልቓሕ ሂቡ። እቲ ኣብ ኣቡ ዳቢ ዝመደበሩ ፊናንስያዊ ትካል ሃገራት ዓረብ፣ ነታ ብዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ እትሳቐ [...]
ሽወደናዊት ኣደን ወዳን ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

ሽወደናዊት ኣደን ወዳን ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 24 December 2015 ኣብ 10 ነሓሰ 2015 ንሓንቲ ሽወደናዊት ምስ ወዳ ዝቀተለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ንሕልፍተ ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ ኣብርሃም ዑቕባጋብር ዝተባህለ ወዲ 36 ዓመት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ቫስት [...]
ሶማል፣ በዓል ልደት ከይክበር መጠንቐቕታ ተዋሂቡ

ሶማል፣ በዓል ልደት ከይክበር መጠንቐቕታ ተዋሂቡ

Radio Erena: 24 December 2015 ኣብ ሶማል በዓል ልደት ከይክበር ፈደራላዊ መንግስቲ እታ ሃገር ኣጠንቒቑ። እቲ መንግስቲ ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ በዓል ልደት ኣንጻር እምነት ምስልምና ብምዃኑ፣ ኣብ ሶማል ዝነብር ዝኾነ [...]
1 733 734 735 736 737 904 7350 / 9034