Category: News

1 725 726 727 728 729 979 7270 / 9785
ኣብ ደቡብ ኣፍርቃ ኣንጻር ወጻእተኛታት ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሻቕሎት ይፈጥር

ኣብ ደቡብ ኣፍርቃ ኣንጻር ወጻእተኛታት ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 27 February 2017 ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም ዜጋታት ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ብዘካየድዎ ዘለዉ ናዕብን መጥቃዕታትን፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከቡ ሬ [...]
ኤርትራ፣ ዓመታዊ ዘጋጥም ብዝሒ ሞት ኣዴታት ኣብ እዋን ሕርሲ ካብ 1400 ናብ 350 ወሪዱ

ኤርትራ፣ ዓመታዊ ዘጋጥም ብዝሒ ሞት ኣዴታት ኣብ እዋን ሕርሲ ካብ 1400 ናብ 350 ወሪዱ

Radio Erena: 24 February 2017 ኣብ ኤርትራ ዓመታዊ ዘጋጥም ዝነበረ መጠነ ሞት ኣዴታት ኣብ እዋን ሕርሲ፣ ካብ 1400 ናብ ኣስታት 350 ከምዝወረደ ጸብጻብ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ መርበ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ሓድሽ ቀ/ሚ መዚዙ፣ ፈላሚ ዑደቱ ናብ ስዑዲ ኣምሪሑ

ፕረዚደንት ሶማል ሓድሽ ቀ/ሚ መዚዙ፣ ፈላሚ ዑደቱ ናብ ስዑዲ ኣምሪሑ

Radio Erena: 24 February 2017 ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብደላ መሓመድ፣ ፋርማጆ፣ ፈላሚ ወግዓዊ ዑደቱ ብስዑዲ ዓረብ ፈሊሙ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣርባዕተ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን ወከልቲ ሃገራት ዓረብን ኣብ [...]
መራሕቲ ሕቡራት ኢማራትን ሱዳንን ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕርን የመንን ዘትዮም

መራሕቲ ሕቡራት ኢማራትን ሱዳንን ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕርን የመንን ዘትዮም

Radio Erena: 23 February 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን፣ ምስ ወራስ ዓራትን ምክትል ሚኒስተር ምክልኻልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን፣ ኣብ ኣቡዳቢ ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀይ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ኣብ ኬንያ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ግብጺ ኣብ ኬንያ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 23 February 2017 ኣብ ታሪኽ ግብጺ ናይ መጀመርያ መራሒ ናብ ኬንያ ዝበጽሐ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝኣወሉ ድሙቕ ወትሃደራዊ ኣቐባብላ ከምዝተኻየደሉ ጋዜጣ ዘ ኔሽን ሓቢራ። [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ጽምብል፣ ቃለ ማሕላ  ፈጺሙ

ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ጽምብል፣ ቃለ ማሕላ ፈጺሙ

Radio Erena: 23 February 2017 መበል ታሽዓይ ፕረዚደንት ሶማል ኮይኑ ዝተመርጸ መሓመድ ዓብዱላ ፋርማጆ፣ ብሮቡዕ 22 ለካቲት ቃለ ማሕላ ፈጺሙ። እቲ ፕረዚደንት፣ ስርሑ ንምጅማር ቃለ ማሕላ ኣብ ዝፈጸመሉ ኣጋጣሚ ፕረዚደንት [...]
ልኡኽ ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ይፍጽም

ልኡኽ ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 22 February 2017 ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምፍጻሙ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ካብ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ሓላፊ ክፍሊ ክፍሊ ኣፍሪቃ ሬሚ ማረሾ ዝመር [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ናይ 74 ስደተኛታት ሬሳ ተረኺቡ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ናይ 74 ስደተኛታት ሬሳ ተረኺቡ

Radio Erena: 22 February 2017 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ናይ 74 ስደተኛታት ሬሳ ተረኺቡ። እቲ ኣብ ምዕራባዊ ሊብያ ኣብ እትርከብ ከተማ ዛውያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ተገፊዑ ዝተረኽበ ሬሳ፣ ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ናይ ዝተ [...]
ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ 1.2 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ሚሳይላት ካብ ሩስያ ንምሽማት ትሰማማዕ

ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ 1.2 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ሚሳይላት ካብ ሩስያ ንምሽማት ትሰማማዕ

Radio Erena: 22 February 2017 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 1.2 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ሚሳይላት ካብ ሩስያ ንምሽማት ስምምዕ ከምዝኸተመት ተገሊጹ። እታ ሃገር ነዚ ስምምዕ ትኽትም ዘላ፣ ኣብ ኣቡዳቢ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ኣ [...]
ህዝቢ ባጽዕ ብፋሉላት ኣኽላባት ይሻቐል፣ ምምሕዳር ድማ “ኣብ መጽናዕቲ ኣሎና” ይምልስ

ህዝቢ ባጽዕ ብፋሉላት ኣኽላባት ይሻቐል፣ ምምሕዳር ድማ “ኣብ መጽናዕቲ ኣሎና” ይምልስ

Radio Erena: 21 February 2017 ኣብ ከተማ ባጽዕ፣ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ሰባት ጉዳኣት ዘውርዱ ዘለዉ ፋሉላት ኣኽላባት ኣዘራራቢ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ንኣኽላባት መቕተሊ ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ስሚ ብውድብ ጥዕና ዓለም ስለዝተወ [...]
1 725 726 727 728 729 979 7270 / 9785