Category: News

1 709 710 711 712 713 978 7110 / 9775
መርከብ ኵናት ኢጣልያ ‘ካራቢነረ’ ናብ ኤርትራ ክትበጽሕ’ያ

መርከብ ኵናት ኢጣልያ ‘ካራቢነረ’ ናብ ኤርትራ ክትበጽሕ’ያ

Radio Erena: 10 May 2017 ኣብ ኣቡዳቢ መልህቓ ኣውሪዳ እትርከብ ናይ ኵናት መርከብ ኢጣልያ ናብ ኤርትራ ከምዘምርሐት ማዕከን ዜና ጋልፍ ኒውስ ሓቢሩ። እዛ ኣብ 2015 ናብ ስርሒታት ዝተዋፈረት ሓዳስ ወትሃደርዊት መርከብ ኢጣ [...]
ጀርመን፣ ኣኼባታት ህግደፍ ተቓውሞታት ይገጥሞ

ጀርመን፣ ኣኼባታት ህግደፍ ተቓውሞታት ይገጥሞ

Radio Erena: 09 May 2017 ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝካየድ ዘሎ ኣኼባታት ህግደፍ፣ ተቓውሞ ይገጥሞ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ብሰንበት 7 ግንቦት ኣብ ስቱ [...]
ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ኤርትራዊ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ይደምቕ

ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ኤርትራዊ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ይደምቕ

Radio Erena: 09 May 2017  ንደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ዳይመንሽን ዳታ ወኪሉ ኣብ መበል 100 ዓመት ቅድድም ብሽክለታ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ዝሳተፍ ዘሎ ኤርትራዊ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ብዘመዝግቦ ዘሎ ዓወታት ደሚቑ ምህላዉ ማዕከናት [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ጁባ ናብ ቦር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 13 ሰባት ተቐቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ጁባ ናብ ቦር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 13 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 09 May 2017 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ከተማ ጁባ ናብ ቦር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 13 ሰባት ከምዝተቐትሉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣረጋጊጹ። በቲ ብዓርቢ 5 ግንቦት፣ ብኣውቶቡስ ኣብ ልዕሊ [...]
ኩባንያታት ብሪጣንያ፣ ምስቲ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ወፍሪ ውዕላት ምክያደን ይውቀሳ

ኩባንያታት ብሪጣንያ፣ ምስቲ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ወፍሪ ውዕላት ምክያደን ይውቀሳ

Radio Erena: 08 May 2017 ኩባንያታት ብሪጣንያ፣ ምስቲ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ወፍሪ ውዕላት ምክያደን፣ ዎር ኦን ዎንት ዝተባህለ ተጣባቒ ጥካል ወቒሱ። እቲ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኩባን [...]
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዲ 39 ዓመት መንእሰይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዓዊቱ

ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዲ 39 ዓመት መንእሰይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዓዊቱ

Radio Erena: 08 May 2017 ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ኣዛራቢ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዲ 39 ዓመት መንእሰይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዓዊቱ። እቲ ኣብ ፖለቲካ ብዙሕ ተሞክሮ ዘይብሉን ኣብ ምሕደራ ባንክ ፊናንስ ዝነጥፍ ዝነበረ ኢማኑ [...]
“ግብጺ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ መዓስከር ተቕውም ኣላ፣” ኢሉ ዝጸሓፈ ሱዳናዊ ጋዜጣኛ፣ ናብ ካይሮ ካብ ምእታው ተኸልኪሉ

“ግብጺ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ መዓስከር ተቕውም ኣላ፣” ኢሉ ዝጸሓፈ ሱዳናዊ ጋዜጣኛ፣ ናብ ካይሮ ካብ ምእታው ተኸልኪሉ

Radio Erena: 08 May 2017 ግብጺ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ መዓስከር ተቕውም ኣላ ኢሉ ዝጸሓፈ ሱዳናዊ ጋዜጣኛ፣ ናብ ካይሮ ካብ ምእታው ከምዝተኸልከለ ማዕናት ዜና ግብጺ ሓቢረን። ብመሰረት እተን ማዕከናት ዜና ዝቕርብኦ ዘለዋ ጸ [...]
ኣብ ኾሎት እስራኤል ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መንግስቲ እስራኤል ኣገልግሎት ቴሌፎን ዓጽዩና ይብሉ

ኣብ ኾሎት እስራኤል ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መንግስቲ እስራኤል ኣገልግሎት ቴሌፎን ዓጽዩና ይብሉ

Radio Erena: 05 May 2017 ኣብቲ ኽፉት ቤት ማእሰርቲ እናተባህለ ዝጽዋዕ ኾሎት ተታሒዞም ዘለው መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ መንግስቲ እታ ሃገር ኣገልግሎት ቴሌፎን ከምዝዓጸዎም ይገልጹ ኣለዉ። እቶም ኤርትራ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣሲርዎም ዘሎ ጋዜጠኛታት ክፈትሕ ጻውዒት ቀሪቡ

መንግስቲ ኤርትራ ኣሲርዎም ዘሎ ጋዜጠኛታት ክፈትሕ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 04 May 2017 መንግስቲ ኤርትራ ን16 ዓመታት ደሃዮም ኣጢፍኡዎ ዘሎ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ክፈትሕ ወይ ሃለዋቶም ክሕብር ጻውዒት ቀሪቡ። እዚ ጻውዒት ዝቐረብ ዘሎ ብምኽንያት ትማሊ 3 ግንቦት ተዘኪሩ ዝወዓለ ኣህ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካየድ ዝነበረ ፕረዚደንት ሶማልያ፣ ብሰንኪ ቅትለት ሓደ ካብ ሚኒስተራቱ ዑደቱ ኣቛሪጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካየድ ዝነበረ ፕረዚደንት ሶማልያ፣ ብሰንኪ ቅትለት ሓደ ካብ ሚኒስተራቱ ዑደቱ ኣቛሪጹ

Radio Erena: 04 May 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካየድ ዝነበረ ፕረዚደንት ሶማልያ ማሕሙድ ዓብደላ ፋርማጆ፣ ብሰንኪ ቅትለት ሓደ ካብ ኣባላት ሚኒስተራቱ ዑደቱ ኣቛሪጹ ናብ ሞቛድሾ ከምዝተመልሰ ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብሮቡ [...]
1 709 710 711 712 713 978 7110 / 9775