Category: News

1 701 702 703 704 705 978 7030 / 9773
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡቲን ዝተፈጥረ ሓድሽ ምስሕሓብ ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡቲን ዝተፈጥረ ሓድሽ ምስሕሓብ ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ

Radio Erena: 17 June 2017 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡቲን ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ምስሕሓብ ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ መሓመድ ብዛዕባ'ዚ ሓድሽ ኩነታት ኤርትራን ጅቡቲን ኣ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘትዩ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘትዩ

Radio Erena: 16 June 2017 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብ14ን 15 ሰነ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘትዩ። ኣብቲ ንእዋናዊ ጸብጻብ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ሸይላ [...]
ኣብ ለንደን ኣብ ዘጋጠመ ባርዕ ህንጻ፣ ክልተ ኤርትራውያን ሃለዋቶም ጠፊኡ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ

ኣብ ለንደን ኣብ ዘጋጠመ ባርዕ ህንጻ፣ ክልተ ኤርትራውያን ሃለዋቶም ጠፊኡ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 16 June 2017 ኣብ ብሪጣንያ፣ ከተማ ለንደን ኣብ ዘጋጠመ ባርዕ ህንጻ፣ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ሃለዋቶም ጠፊኡ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ። ኣብቲ ብሰሉስ 13 ሰነ ኣብ ማእከል ለንደን፣ ኣብ ዝርከብ በ [...]
ቀጠር፣ 12 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ነፈርቲ ውግእ ካብ ኣመሪካ ንምሽማት ትሰማማዕ

ቀጠር፣ 12 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ነፈርቲ ውግእ ካብ ኣመሪካ ንምሽማት ትሰማማዕ

Radio Erena: 16 June 2017 ምስ ሃገራት ዓረብ ኣብ ምስሕሓብ እትርከብ ቀጠር፣ 12 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ነፈርቲ ውግእ ካብ ኣመሪካ ንምሽማት ኣብ ስምምዕ በጺሓ። እታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐት ዝሕበር ዘሎ፣ ብሚኒስተ [...]
ቀጠር፣ ኣብ ዶብ ኤርትራን ጅቡትን ተዋፊሩ ዝነበረ ተዓዛቢ ሰራዊት ድሕሪ ምስሓባ፣ ኣብቲ ዶብ ሓድሽ ወትሃደራዊ ምንቅስቓስ ይርአ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ቀጠር፣ ኣብ ዶብ ኤርትራን ጅቡትን ተዋፊሩ ዝነበረ ተዓዛቢ ሰራዊት ድሕሪ ምስሓባ፣ ኣብቲ ዶብ ሓድሽ ወትሃደራዊ ምንቅስቓስ ይርአ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 15 June 2017 ቀጠር፣ ኣብ ዶብ ኤርትራን ጅቡቲን ተዋፊሩ ዝነበረ ተዓዛቢ ሰራዊት ድሕሪ ምስሓባ፣ ኣብቲ ዶብ ክልትኤን ሃገራት ሓድሽ ወትሃደራዊ ምንቅስቓስ ይርአ ከምዘሎ ወትሃደራውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢ [...]
ብሪጣንያን ኣመሪካን ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታተን የጠንቅቓ

ብሪጣንያን ኣመሪካን ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታተን የጠንቅቓ

Radio Erena: 15 June 2017 ብሪጣንያ ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታት ልዑል ጥንቃቐታት ክገብሩ ብሰሉስ 13 ሰነ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ተማሕጺና። እታ ሃገር ነዚ መጠንቀቕታ ተቕርብ ዘላ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሃንደበት ኢንተርነት [...]
ፈረንሳ፣ ኩነታት ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ እንጦንዮስ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

ፈረንሳ፣ ኩነታት ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ እንጦንዮስ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

Radio Erena: 13 June 2017 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኩነታት ናይቶም ንኣስታት 10 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። እቲ መ [...]
ቀጠር፣ ንመስርሕ ሰላምን ዕርቂን ኤርትራን ጅቡትን ብወግዒ ደው ኣቢላ

ቀጠር፣ ንመስርሕ ሰላምን ዕርቂን ኤርትራን ጅቡትን ብወግዒ ደው ኣቢላ

Radio Erena: 13 June 2017 ንግስነት ቀጠር፣ ነቲ ካብ ሰነ 2008 ኣትሒዙ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትንን ዝተጎሃሃረ ዶባዊ ግጭት ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ ዝጀመሮ መስርሕ ሰላምን ዕርቂን ብወግዒ ደው ከምዘበለት ዲፕሎማስያው [...]
ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ እዋን ዝተቐረበ መግቢ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ክውዳእ ምዃኑ ኣተሓሳሲባ

ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ እዋን ዝተቐረበ መግቢ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ክውዳእ ምዃኑ ኣተሓሳሲባ

Radio Erena: 13 June 2017 ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ እዋን ዝተቐረበ መግቢ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ክውዳእ ምዃኑ ብምትሕስሳብ፣ ገበርቲ ሰናይ ህጹጽ ረዲኤት ከበርክታ ጸዊዓ። እታ ሃገር፣ ናይ ሓደ ወርሒ ህጹጽ መግቢ ጥራይ ከምዘለዋ ብምዝ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ማልያ ባርሴሎና ንዝወድዩ ዜጋታታ ክሳብ 15 ዓመት ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ

ስዑዲ ዓረብ፣ ማልያ ባርሴሎና ንዝወድዩ ዜጋታታ ክሳብ 15 ዓመት ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ

Radio Erena: 13 June 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ዝመራሒተን ሓያሎ ሃገራት ዓረብ፡ “ቀጠር ምስ ግብረሽበራውያን ምትእስሳር ኣለዋ።” ብዝብል ክሲ ምስ’ታ ሃገር ዝነበረን ዝምድና ድሕሪ ምብታኸን፡ ማልያ ስጳኛዊት ክለብ ባርሴሎ [...]
1 701 702 703 704 705 978 7030 / 9773