Category: News

1 697 698 699 700 701 978 6990 / 9774
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ መጥቃዕቲ ወሪዱዎ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ መጥቃዕቲ ወሪዱዎ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ፣ መንነቶም ካብ ዘይተፈልጡ ሰባት መጥቃዕቲ ከምዝወረዶ፣ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብ ኢጣልያ ሓቢረን።        እቲ ኣምባሳደር፣ ብዕለት 5 ሓምለ ምሸት ከባቢ ሰዓት 11 ኣብ ከተማ ሮማ ካብ ሓደ ቤት መግ [...]
ኣብ ጊሰን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻዪዱ

ኣብ ጊሰን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻዪዱ

ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተዳለወ ፈስቲቫል ጀርመን ንምቅዋም፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካዪዶም።        ኣብቲ ብዕለት 8 ሓምለ ኣብ ከተማ ጊሰን ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ክርከቡ እንከለዉ [...]
ሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ረኺበን

ሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ረኺበን

ኮሚሽን ኤውሮጳ ንሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ሰሊዑ።        እቲ ኮሚሽን በልጅዩም ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዕለት 7 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኢትዮጵያ ሶማልያን ኬንያን [...]
Rome, the Eritrean ambassador attacked in the street

Rome, the Eritrean ambassador attacked in the street

(ANSA) – Rome, July 6 – Eritrea’s ambassador to Italy was hurt in an attack by co-nationals in a street in Rome’s Castro Pretorio district late Wednes [...]
ናይ ሞት ሓደጋ ኣንጸላልዩዎም ዝነበረ 183 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ድሒኖም

ናይ ሞት ሓደጋ ኣንጸላልዩዎም ዝነበረ 183 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ድሒኖም

Radio Erena: 07 July 2017 ሓይሊ ባሕሪ ስፐይን ናይ ሞት ሓደጋ ኣንጸላልዩዎም ንዝነበረ 183 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዘድሓነ ገሊጹ። ሓለዋ ባሕሪ ስፐይን ብዕለት 6 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ኤርትራውያን [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንኣልበሽር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ከተረክቦ ኔሩዋ ዝብል ክሲ ቀሪቡ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንኣልበሽር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ከተረክቦ ኔሩዋ ዝብል ክሲ ቀሪቡ

Radio Erena: 07 July 2017 ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ዝተኸሰ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር፣ ደቡብ ኣፍሪቃ ገይሹሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፣ እታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትያ ናብቲ ቤት ፍርዲ ከተረክቦ ኔሩዋ ዝብል [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: 07 July 2017 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተገሊጹ። ብረቡዕ 5 ሓምለ ካብ ምክልኻል ኣመሪካ ዝወጸ መግለጺ ከምዘመል [...]
ኤርትራ ማዕድናት ካብ ዘፍርያ 81 ሃገራት ዓለም ብምምሕዳራዊ ዓቕሚ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ

ኤርትራ ማዕድናት ካብ ዘፍርያ 81 ሃገራት ዓለም ብምምሕዳራዊ ዓቕሚ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ

Radio Erena: 06 July 2017 ኤርትራ ዝተፈላለየ ማዕድናት ካብ ዘፍርያ 81 ሃገራት ዓለም ብምምሕዳራዊ ዓቕሚ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ ከምዘላ ተገሊጹ። ባህርያዊ ሃብትን ምምሕዳራዊ ዓቕምን ዝከታተል ኣብ ኒው ዮርክ ዝመደበሩ ኣህጉ [...]
ፕረዚደንት ኬንያታ ምስ መወዳድርቱ ክከራኸር ኣብ ተለቪዥን ከምዘይቀርብ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ኬንያታ ምስ መወዳድርቱ ክከራኸር ኣብ ተለቪዥን ከምዘይቀርብ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 06 July 2017 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ብቐጥታ ብተሌቪዥን ኣብ ዝመሓላለፍ ክትዕ ምስ መወዳድርቱ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክካየድ ተወጢኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሕጹ [...]
ኮሚሽን ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ንኤርትራን ጂቡቲን ክሽምግል’ዩ

ኮሚሽን ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ንኤርትራን ጂቡቲን ክሽምግል’ዩ

ኮሚሽን ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብ ክሽምግል ውሳኔ ኣሕሊፉ። እቲ ኮሚሽን መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ብተበግሶ ቐጠር ዝጀመረ መንጎኝነት ኣ [...]
1 697 698 699 700 701 978 6990 / 9774