Category: News

1 67 68 69 70 71 968 690 / 9676
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከባቢ ዲጋ ተሃድሶ ዝተዋፈሩ ልዕሊ 246 ሰራሕተኛታት   ብዕጡቓት ኣምሓራ ተጨውዮም

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከባቢ ዲጋ ተሃድሶ ዝተዋፈሩ ልዕሊ 246 ሰራሕተኛታት ብዕጡቓት ኣምሓራ ተጨውዮም

RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ደቡብ፡ ዞባ ጋርዱላ፡ ኣብ መዓልታዊ ስርሓ ዝነጥፉ ዝነበሩ ልዕሊ 246 ሰባት ብዕጡቓት ኣምሓራ ከምዝተጨዩ ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ዞባ ጋርዱላ ዝተጨውዩ [...]
ኤርትራ፡ ኣብ ኦሊምፒክስ ፓሪስ ዝሓሸ ውጽኢት ንምምዝጋብ፡ ሽዱሽተ ደቂንስትዮ ኣትሌታት  ኣብ ኬንያ ኣሰልጢና

ኤርትራ፡ ኣብ ኦሊምፒክስ ፓሪስ ዝሓሸ ውጽኢት ንምምዝጋብ፡ ሽዱሽተ ደቂንስትዮ ኣትሌታት ኣብ ኬንያ ኣሰልጢና

RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024 ኤርትራ፡ ዓቕሚ ኣትሌታት ደቂንስትዮ ንምዕባይ፡ ሽዱሽተ መንእሰያት ኣብ ኬንያ ከምዘሰልጠነት መርበብ ሓበሬታ ዎርልድ ኣትሌቲክስ ሓቢሩ። እተን ካብ ወርሒ ሕዳር 2023 ኣትሒ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 10 March 2024 Radio Erena · ሰንበት 10 መጋቢት 2024   [...]
ብደረጃ ዓለም ናብ ዝልዓለ ስልጣን መንግስትን ሃገርን ናይ ዝመጽኣ ዘለዋ ደቂንስትዮ ብዝሒ ይዛይድ

ብደረጃ ዓለም ናብ ዝልዓለ ስልጣን መንግስትን ሃገርን ናይ ዝመጽኣ ዘለዋ ደቂንስትዮ ብዝሒ ይዛይድ

RADIO ERENA - Friday, 08 MArch 2024 ኣብ ዓመተ 2023- 2024፣ ብደረጃ ዓለም፣ 29 ደቂንስትዮ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ኮይነን ህዝብታትን ሃገራተንን ኣብ ምግልጋል ይርከባ። እዘን ደቂንስትዮ፣ ከም ከ [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ

RADIO ERENA - Friday, 08 March 2024 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝጽንበል ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕ [...]
ኣስመራ፣ ብምውላ ሕብረት ኤውሮጳ ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠና26 ጽሙማን ደቂንስትዮ ተመሪቐን

ኣስመራ፣ ብምውላ ሕብረት ኤውሮጳ ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠና26 ጽሙማን ደቂንስትዮ ተመሪቐን

RADIO ERENA - Friday, 08 March 2024 ኣብ ኤርትራ፣ ብምወላ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ብዝተፈላለየ ስነ ጥበብን ኢደ ስርሓትን ክስልጣን ዝጸንሓ 26 ጽሙማን ደቂንስትዮ ተመሪቐን። እተን ደቂንስትዮ [...]
ደቐምሓረ፡ 30 ሜጋ ዋት ዘመንጩ ናይ ጸሓይ ጸዓት ብኩባንያ ቻይና ክህነጽ’ዩ

ደቐምሓረ፡ 30 ሜጋ ዋት ዘመንጩ ናይ ጸሓይ ጸዓት ብኩባንያ ቻይና ክህነጽ’ዩ

RADIO ERENA - Thursday, 07 March 2024 ኩባንያ ቻይና፣ ኣብ ከባቢ ደቐምሓረ 30 ሜጋ ዋት ዘመንጩ ናይ ጸሓይ ጸዓት ንምትካል ምስ መንግስቲ ኤርትራ ስምምዕ ከቲሙ። እቲ ሻንግዚ ህንጻ ሓይሊ ኤልክትሪክን ጸዓትን ዝ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ብኣመሪካዊ ኩባንያ እትውነን መርከብ ተጠቒዓ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ብኣመሪካዊ ኩባንያ እትውነን መርከብ ተጠቒዓ

RADIO ERENA - Wednesday, 06 March 2024 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብኣመሪካዊ ኩባንያ ከም እትውነን ንዝተነግረላ ናይ ደረቕ ጽዕነት መርከብ፣ ብዝተፈነወላ መጥቃዕቲ፣ ገለ ክፋላ ከምዝተቓጸለ ተሓቢሩ። እታ True Co [...]
‘ብኤርትራ ዝተታሕዘ ከባቢታት ትግራይ ኣጻሪና፣ መፍትሒ ንምንዳይ ብዕምቖት ንሰርሕ ኣለና’ ሚ/ምክልኻል ኢትዮጵያ

‘ብኤርትራ ዝተታሕዘ ከባቢታት ትግራይ ኣጻሪና፣ መፍትሒ ንምንዳይ ብዕምቖት ንሰርሕ ኣለና’ ሚ/ምክልኻል ኢትዮጵያ

RADIO ERENA - Wednesday, 06 March 2024 ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ብኤርትራ ዝተታሕዘ ከባቢታት ትግራይ ብምጽራይ፣ መፍትሒ ክርከበሉ ብዕምቆት ይስርሓሉ ከምዘሎ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገ [...]
ቤት ምኽሪ ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ህጹጽ ምውፋር ሳድክ ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ጸዊዑ

ቤት ምኽሪ ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ህጹጽ ምውፋር ሳድክ ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ጸዊዑ

RADIO ERENA:- Wednesday, 06 March 2024 እቲ ቤት ምኽሪ ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ነዚ ንምትግባር ካብ ሕብረት ኤውሮጳን ማሕበረሰብ ዓለምን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድሊ ኣብ ዝገለጸሉ እዋን፡ “ህጹጽ ተኹሲ [...]
1 67 68 69 70 71 968 690 / 9676