Category: News
ብቕዓቱ ዘይተረጋገጸ መግብታት ኣብ ኤርትራ ጠንቂ ሕማማት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 04 September 2017 ኣብ ኤርትራ ፈቐድኡ ተዘርጊሑ ዘሎ ብቕዓቱን ጥዕናኡን ዘይተረጋገጸ መግብታትን ሃለኽቲ ነገራትን ጠንቂ ዝተፈላለየ ሕማማት ይኸውን ምህላዉ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዑደት ዘካየድ ዘሎ በዓል ሞያ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሪያድ፣ ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን ናብ ሃገሩ ከይኣቱ ከልኪላ
Radio Erena: 04 September 2017 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ነቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ከተማ ሪያድ ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ፣ ናብ ሃገሩ ከይኣቱ ከምዝኸልከለት ማዕከናት ዜና ዓረብ ኣረጋጊጸ [...]
ሶማል፣ ንሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣረኪባ
Radio Erena: 04 September 2017 መንግስቲ ሶማል፣ ንሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘረከበ ክልቲኦም ወገናት ኣረጋጊጾም። እቲ ዓብደልሓኪም ሸኽ ሙሰ ዝተባህለ ላዕለዋይ [...]
ስዊዘርላንድ ካብ ሰራዊት ዝተጣየሱ ኤርትራውያን ክጥረዙ ወሲና
Radio Erena: 03 September 2017 መንግስቲ ስዊዘርላንድ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ካብ ሰራዊት ዝተጣየሱ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ውሳኔ ኣሕሊፉ። ፈደራላዊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ስዊዘርላንድ ዝሓለፈ ሓሙስ ዕለ [...]
ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ንውጽኢት ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ሰሪዙዎ
Radio Erena: 03 September 2017 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ንውጽኢት ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ሰሪዙዎ። ኮሚሽን ምርጫ ኬንያ፣ ኣብ 8 ነሓሰ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ዓወት ኡሁሩ ኬንያታ እዩ ኣበሲሩ ኔሩ። እንተኾ [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ብደብዳብ ናይ ዝተቐትሉ 14 ሰላማውያን ሰባት ሓላፍነት ወሲዱ
Radio Erena: 03 September 2017 ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ከተማ ሰንዓ ብዘካየዶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ናይ ዝተቐትሉ 14 ሰላማውያን ሰባት ሓላፍነት ወሲዱ። ወሃብ ቃል’ቲ ልፍንቲ ኮሎኔል ቱርኪ ኣል ማ [...]
ባሕቲ መስከረም፣ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብኤርትራውያን ትዝከር
Radio Erena: 01 September 2017 ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ በበይኑ ኩርናዓት ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። ህዝቢ ኤርትራ ካብ’ቶም በብእብረ ዝጸቐጡዎ ገዛእቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ [...]
ጅቡቲ፣ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ጽሩይ ዝስተ ማይ ንምጽራይ ናይ 63 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ምስ ኩባንያታት ፈረንሳን ስጳኛን ከቲማ
Radio Erena: 01 September 2017 ጅቡቲ፣ ካብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዝስተ ማይ ብምጽራይ ናብ ህዝቢ ንምዝርጋሕ ዘኽእላ ናይ ልዕሊ 63 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ምስ ናይ ፈረንሳን ስጳኛን ኩባንያታት ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ምኽታማ ማዕከን [...]
ሜታሎር ዝተባህለ ኩባንያ ስዊዘርላንድ፣ ካብ ኤርትራ ዝተላእከሉ፣ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝተገመተ፣ 22 ቶን ወርቂ ከምዘጻረየ ተቓሊዑ
Radio Erena: 31 August 2017 ሜታሎር ዝተባህለ ኩባንያ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ምጽራይ ናይቲ ኣብ ቢሻ ዝዕደን ወርቂ ክነጥፍ ምጽንሑ ተቃሊዑ። SRFዝተባህለ መደበር ቴሌቪዥን እታ ሃገር፣ ነዚ ኣመልኪቱ ብሮቡዕ 30 ነሓሰ ኣብ ዘ [...]
ሓድሽ መጠን ክፍሊት ክራይ ኣባይቲ፣ ኣብ ግብሪ ንምውዓሉ ይደናጎይ
Radio Erena: 31 August 2017 ካብ 1 ነሓሰ ኣትሒዙ ክትግበር ምዃኑ ዝተኣወጀ ሓድሽ መጠን ክፍሊት ክራይ ናይ ብሕቲ መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብ ግብሪ ንምውዓሉ ዛጊት ዝተጀመረ ዝኾነ መስርሕ ይካየድ ከምዘየሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]