Category: News

1 55 56 57 58 59 968 570 / 9676
ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ብግብሪ ከተኽብር ጻውዒት ቀሪቡ

ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ብግብሪ ከተኽብር ጻውዒት ቀሪቡ

RADIO ERENA – Thursday, 09 May 2024 ብ06 ግንቦት ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝተጋብአ መበል 46 ስሩዕ ዋዕላ ዓለምለኻዊ እዋናዊ ገምጋም ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ኣብ ኩሉ መዳያት እወታዊ ገስጋስ ተመዝግብ [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ይካይድ

ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ይካይድ

RADIO ERENA - Tuesday, 07 May 2024 ብስዑዲ ዓረብ ዝተወደበ፣ ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ናይተን ኣብ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ሃገራት ብሰኑይ 06 ግንቦት ጀሚሩ። ኣብቲ 'ቀይሕ ማዕበል – 7 ' ዝተምሰየ [...]
ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ 3ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ

ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ 3ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ

RADIO ERENA - Monday, 06 May 2024 ውድድር ግራንድ ቱር ጂሮ ዲ ኢጣልያ: ሎሚ ሰኑይ 6 ግንቦት 2024 ሳልሳይ መድረኽ ቐጺሉ ኣብ ዝወዓለሉ: ኤርትራዊ ኣባል በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Int [...]
ንታሪኽ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ እተዘንቱ ፊልም ኣብ ሲነማታት ኤውሮጳ

ንታሪኽ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ እተዘንቱ ፊልም ኣብ ሲነማታት ኤውሮጳ

RADIO ERENA - Monday, 06 May 2024 'This is my moment' ወይ 'እዋነይ እዩ' ዘርእስታ ንታሪኽ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché – Wanty ቢንያም ግርማይ እተዘንቱ [...]
03 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ብደረጃ ዓለም ይዝከር

03 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ብደረጃ ዓለም ይዝከር

RADIO ERENA – Friday, 03 May 2024 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ዓርቢ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝዝከር ዘሎ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዓመጽ ደቂንስትዮ ዝከላኸል ሕጊ ብሕብረት ደረጃ ኣጽዲቑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዓመጽ ደቂንስትዮ ዝከላኸል ሕጊ ብሕብረት ደረጃ ኣጽዲቑ

RADIO ERENA – Friday, 03 May 2024 ፓርላማ ኤውሮጳ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍጸም ዓመጽ ንምምካት ሕግታት ናይቲ ሕብረት ኣጽዲቑ። እዚ ሓድሽ ሕጊ ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ንምክልኻልን [...]
ቡርኪናፋሶ፣ ቢቢሲ፣ ድምጺ ኣመሪካን ካልኦትን ንጥፈታተን ደው ከብላ መምርሒ ወጽዩ

ቡርኪናፋሶ፣ ቢቢሲ፣ ድምጺ ኣመሪካን ካልኦትን ንጥፈታተን ደው ከብላ መምርሒ ወጽዩ

RADIO ERENA – Friday, 03 May 2024 ኣብ ቡርኪናፋሶ ሓያሎ ኣህጉራውያን ትካላት ዜና ንዘይተወሰነ ግዜ ንመንግስቲ እታ ሃገር ከም ዘቋረጻ፣ ብተቖጻጻሪ ርክባት ሲኤስሲ ብሰንበት 28 ሚያዝያ ዝተዋህበ መግለጺ ሓቢሩ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ዝምለስሉ እማመ ዳግም ቀሪቡ

ስዊዘርላንድ፣ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ዝምለስሉ እማመ ዳግም ቀሪቡ

RADIO ERENA – Friday, 03 May 2024 ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ዝምለስሉ እማመ ቀሪቡ። ኣብ ስዊዘርላንድ እዚ ቅድሚ ሕጂ ብባይቶ ከም ዝተ [...]
ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዘይብሎም ናይ ወጻኢ ዜጋታት፣ ስጉምቲ ክወስድ ከምዘይክኣለ ክፍሊ ኢምግሬሽን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገሊጹ

ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዘይብሎም ናይ ወጻኢ ዜጋታት፣ ስጉምቲ ክወስድ ከምዘይክኣለ ክፍሊ ኢምግሬሽን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገሊጹ

RADIO ERENA – Thursday, 02 May 2024 ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ይኹኑ ዝተሰነዐ ሰነዳት ሒዞም ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ናይ ወጻኢ ዜጋታት፣ ስጉምቲ ክወስድ ተጸጊሙ ከምዘሎ ክፍሊ ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ [...]
1 55 56 57 58 59 968 570 / 9676