Category: News

1 499 500 501 502 503 980 5010 / 9797
ፈረንሳ፣ ዋዕላ ወፍሪ ሱዳን ከተእንግድ ቅርብቲ ከምዘላ ገሊጻ

ፈረንሳ፣ ዋዕላ ወፍሪ ሱዳን ከተእንግድ ቅርብቲ ከምዘላ ገሊጻ

Radio Erena: 03 October 2019 ፈረንሳ፣ ቁጠባዊ ሱዳን ንምሕዋይ ዝሕግዝ ዋዕላ ወፍሪ ከተንእግድ ቅርብቲ ከምዘላ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ [...]
ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ

ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ

Radio Erena: 02 October 2019 ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ኣብ ናይ ፍርቂ ፍጻሜ ግጥም ዝተራኸበት ሃገራዊት ጋንታ 1 ብ 0 ተሳዒራ። ብ "ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ" እትፍለጥ ሃገራዊት [...]
ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም

ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም

Radio Erena: 02 October 2019 ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ ካብ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተሰወሩ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜ [...]
ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ

ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ

Radio Erena: 02 October 2019 ካብ ኣብያተ ጽሕፈት ደሞክራሲ፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ዕዮን ኣህጉራዊ መሰል ሃይማኖታትን ዝተወከለ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ካብ 26 ክሳብ 28 መስከረም ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከምዘካየደ መርበብ ሓ [...]
ኣብ ጎንደር፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ኣስታት 20 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

ኣብ ጎንደር፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ኣስታት 20 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 October 2019 ኣብ ጎንደር፣ ከባቢ ጭልጋ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብቲ ቦታ ንዝርከቡ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምውካስ ኣ [...]
መራሕቲ ኬንያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕቦም ዘሎ ጉዳያት ዘትዮም

መራሕቲ ኬንያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕቦም ዘሎ ጉዳያት ዘትዮም

Radio Erena: 02 October 2019 ፕረዚደንታት ኬንያን ሶማልን፣ ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ተመያይጦም። እቶም መራሕቲ፣ ጎኒ ጊኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ መበል 74 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃ [...]
ሑቲ፣ ምሩዃት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ብናጻ ኣፋንዩ

ሑቲ፣ ምሩዃት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ብናጻ ኣፋንዩ

Radio Erena: 02 October 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ምሩዃት ኵናት ዝርከብዎም ኣስታት 300 እሱራት ነጻ ከምዝፈነወ ኣፍሊጡ። እቶም እሱራት ብሰኑይ 30 መስከረም ዝተፈትሑ፣ ኣካል ናይቲ ኣብ 2018 ኣብ ስቶ [...]
ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተናኢዶም

ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተናኢዶም

Radio Erena: 01 October 2019 ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ጽርግያ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንሃገራዊት ጋንትኦም ዘርኣይዎ ደገፍ ዝንኣድ ምንባሩ ምስ ስፖርት ኤ [...]
ወዱ ንፕረዚደንትን ምክትል ፕረዚደንትን ኢኳቶርያል ጊኒ ዝውንነን 25 መጋየጺ መካይን ብጨረታ ብ34 ሚልዮን ዶላር  ተሸይጠን

ወዱ ንፕረዚደንትን ምክትል ፕረዚደንትን ኢኳቶርያል ጊኒ ዝውንነን 25 መጋየጺ መካይን ብጨረታ ብ34 ሚልዮን ዶላር ተሸይጠን

Radio Erena: 01 October 2019 ወዱ ንፕረዚደንት እኳቶርያል ጊኒን፣ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገርን፣ ቲዮዶር ኦቢያንግ ማንግ ዝውንነን 25 ናይ መጌጺ መካይን፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ብጨረታ ተሸይጠን። ወዲ ፕረዚደን [...]
ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን ተቐቲሉ

ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን ተቐቲሉ

Radio Erena: 01 October 2019 ሓደ ካብ እሙናት ዓጀብቲ ንጉስ ሳልማን፣ ምዃኑ ዝተገልጸ ሜጀር ጀነራል ዓብደልዓዚል ኣል ፋግሃም ተቐቲሉ። ኣቐታትላ እቲ ሓደ ካብ ፍሉያት ኣባላት ሓለዋ ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣካ [...]
1 499 500 501 502 503 980 5010 / 9797