Category: News

መራሕቲ ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይዱ
Radio Erena: 08 October 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቅን፣ ፕረዚደንት መሰጋገሪ መንግስቲ ጀነራል ቡርሃን ዓብደል ፈታሕን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዶም።
እቶም መራሕቲ ብ [...]

ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይድ’ያ
Radio Erena: 07 October 2019
ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይዶ ምዃና ተገሊጹ።
እዚ ዝተገልጸ፣ ካብ 23 ክሳብ 24 ጥቅምቲ፣ ኣብ ከተማ ሶቺ፣ ዋዕላ ሩስያን [...]

ኢማራት ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ንደሴት ሰኮትራ ንምቁጽጻር ይንቀሳቐሱ ከምዘለዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 October 2019
ብሕቡራት ኢማራት ዝድገፉ ሚሊሻ፣ ንሓያሎ ናይ ፓሊስ ነቁጣታት ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን ከምዝተቖጻጸሩ ዝተፈላለየ ምንጭታት ሓቢረን።
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነ [...]

ተሓጋጋዚት ዋ/ጸሓፊ እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራን ጅቡቲን በጺሑ
Radio Erena: 07 October 2019
ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ኡርሰላ ሙለር እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ኤርትራን ጅቡቲን ምብጻሕ ኣካይዱ።
ሚስ ኡርሰላ፣ ኣብቲ [...]

ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ ተኻዪዱ
Radio Erena: 06 October 2019
ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዘሕልፉዎ ዘለዉ መከራ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ተኻዪዱ።
ኣብቲ ብዕለት 4 ጥቅምቲ ብደለይቲ ፍትሒ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ [...]

70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም
Radio Erena: 06 October 2019
70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ ንቅጥዕታት ምርጫን ምቛም ውድባትን ኣመልኪቱ ንዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ንምቅዋም፣ ኣባላተን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም።
ኣፈኛታት ናይቲ [...]

ኣብ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 October 2019
ብኣንጻር’ቲ ሰበስልጣን ሱዳን ማዕቀብ ክለዓል ዘቕርቡዎ ዘለዉ ጠለብ፣ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይምስክር ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣብ ባይቶ ጸጥታ ንማዕቀብ ሱዳን ዝከታተል ጉጅለ ኣብ [...]

ዋሕዚ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ናብ ኢትዮጵያ ንወለዲ የሻቕል
Radio Erena: 04 October 2019
ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ብብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ይሰግሩ ብምህላዎም ኣብ ወለዲ ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ወገናት ገሊጾም።
ብፍላይ ድሕሪ'ቲ ዝ [...]

ጀርመን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ 14 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 04 October 2019
ኣብ ጀርመን፣ ዞባ ባቫርያ፣ ከባቢ ከተማ መሚንገን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፣ 14 ዓመታት ክእሰርት ተፈሪድዎ።
እቲ ዓሊ ዝተባህለ ወዲ 26 ዓመት መንእሰይ [...]

ቀ/ሚ እስራኤል ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ምዝርራቡ ገሊጹ
Radio Erena: 04 October 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ኣብ ጉዳይ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ከምዝተዘራረበ ተገሊጹ።
ማዕከን ዜና ታ [...]